ስፓርት ሀዲያ ሆሳእናን ሃዋሳ ከተማን 2 ማዕረ ተፈላሊየን Gebremariam Weldegerima Nov 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሻምናይ ሰሙን ፀወታ ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ሀዲያ ሆሳእናን ሃዋሳ ከተማን 2 ማዕረ ተፈላሊየን፡፡ ሽቶታት ሃዲያ ሆሳእና÷ ፀጋዬ ብርሃኑ ኣብ መበል 25፤ መለሰ ሚሻሞ ኣብ መበል 85 ደቒቕ ኣመዝጊቦምወን፡፡ ሽቶታት ጋንታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ኮሚቴ ምክልኻል ሓደጋን ድልውነትን ኣብ ጉዳይ ቀረብን ተበፃሕነትን ሰብኣዊ ሓገዝ ብምዝታይ ኣንፈት ኣቐሚጡ Gebremariam Weldegerima Nov 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ዝምራሕ ብሄራዊ ኮሚቴ ምክልኻል ሓደጋን ድልውነትን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ ህፁፅ ኣኼባ ኣብ ጉዳይ ቀረብን ተበፃሕነትን ሰብኣዊ ሓገዝ ብምዝታይ ኣንፈት ኣቐሚጡ። እቲ ኮሚቴ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ርብዒ ዓመት ዝረኸቡ ዓወታት ኣጠናኺርካ ክቕፅሉ ንምግባርን ክፍተታን ንምስትኽኻልን ርብርብ ምግባር ይግባእ – ዶ/ር ይልቃል ከፋለ Gebremariam Weldegerima Nov 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፈፃፅማ ትልሚ ርብዒ ዓመት ዝረኸቡ ዓወታት ኣጠናኺርካ ክቕፅሉ ንምግባርን ክፍተታ ኣብ ሓፂር እዋን ንምስትኽኻልን ዝተዋደደ ርብርብ ምግባር ከምዝግባእ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ይልቃል ከፋለ ገሊፆም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ ማሕበራዊ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሩሲያ ኣብ ልዕሊ 52 ላዕለዎት ሰብ መዚ ኣየርላንድ ማዕቐብ ኣንቢራ Gebremariam Weldegerima Nov 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ኣብ ልዕሊ 52 ላዕለዎት ሰብ መዚ ኣየርላንድ ማዕቐብ ከምዘንበረት ኣፍሊጣ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ኣብቲ ጉዳይ ኣድሂቡ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ÷ እቲ ማዕቐብ መንግስቲ ኣየርላንድን ሰብ መዚኡን ብዘሰጉሙዎ ፀረ-ሩሲያ ቅዋም ምኅንያት ዝተነበረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ሰብኣዊ ሓገዝ ብኣየር ንምቕራብ ዘኽሎ ፈተነ በረራ ናብ ሽረ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Nov 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ድሕሪ ክልተ ዓመት ፈላማይ ዝኾነ ፈተነ በረራ ሎሚ መዓልቲ ናብ መዕርፎ ነፈርቲ ሽረ በረራ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚቴ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፁ ኣብ ዘመሓላለፎ ፅሑፍ÷ ጎንፂ ካብ ዝለዓል ድሕሪ ክልተ ዓመት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓገዝ ዝፀዓና መኻይን ናብ ትግራይ ከምዝኣተዋ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Nov 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሕዳር ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና ዓበይቲ መኻይን ናብ ትግራይ ከምዝኣተዋ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣፍሊጡ። እተን ተሽከርከርቲ ብጎንደር ገይረን ናብ ክልል ትግራይ ምእታወን ተገሊፁ። ኣብ ዝቅፅሉ መዓልቲታት ሃነፅቲ ምግቢ ኝሕብረተሰብ ክከፋፈሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ሳልሳይ ደረጃ ሕክምና ንዝህቡ ትካላት ጥዕና ልቓሕ ክህብ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Nov 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ልዑል ወፃኢ ዝሓቱን ካብ ወፃኢ ሃገራት ዝወሃቡን ኣገልግሎት ሳልሳይ ደረጃ ሕክምና ኣብ ውሽጢ ሃገር ክህቡ ንዝኽእሉ ትካላት ጥዕና ልቓሕ ምሃብ ክጅምር ኢዩ። ሳልሳይ ደረጃ (ተርሸሪ ሌቭል) ሆስፒታል ዘበናዊ መሳርሒታ ሓዊሱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትራትን ኣምባሳደር ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያን ኣብ ኢንዱስትሪ ፓርክን ኮምቦልቻ ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Nov 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል፣ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚልን ኣምባሳደር ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ኣጎስቲኖ ፓሌሴን ኣብ ኢንዱስትሪ ፓርክን ኮምቦልቻ ዑደት ገይሮም። ኣብ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ መካየዲ ስራሕ ኢንዱስትሪ ፓርክ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ 200 ፓምፕታት መስሐቢ ማይ ሓገዝ ተገይሩሉ Gebremariam Weldegerima Nov 16, 2022 0 ኣዲስ አበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር መስኖን ቆላማ ከባቢን 200 ፓምፕታት መስሐቢ ማይ ንምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሓገዝ ገይሩ። ሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባቢታትን ኣይሻ መሓመድ እቲ ሓገዝ ኣብ ዘበርከታሉ እዋን ከምዝገለፀኦ÷ ዕላማ እቲ ሓገዝ ኣብታ ከተማ ዝተጀመረ ሕርሻ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ 2024 ዳግም ከምዝወዳደሩ ኣፍሊጦም Gebremariam Weldegerima Nov 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2024 ኣብ ዝካየድ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ንሪፐብሊካን ወኪሎም ዳግም ከምዝወዳደሩ ኣፍሊጦም። ዶናልድ ትራምፕ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2020 ብጆ ባይደን ተሳዒም ኣብ 2021 መንበረ…