Fana: At a Speed of Life!

ዝተሰረዘ ዕፃ ሓበራዊ መንበሪ ኣባይቲ ኣዲስ ኣበባ ፅባሕ ከምዝወፅእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅድሚ ሕዚ ብምኽንያት ዝተፈፀመ ገበን ምጭብርባር ተሰሪዙ ዝነበረ ዕፃ ሓበራዊ መንበሪ ኣባይቲ ኣዲስ ኣበባ ፅባሕ ከምዝወፅእ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ሓላፊት ቢሮ ልምዓት ኣባይቲ እቲ ምምሕዳር ያስሚን ወሃቢረቢን ዋና ዳይሬክተር ኮርፖሬሽን…

መንግስቲ ኣብ ከተማ ኢስታንቡል ብዘጋጠመ መጥቃዕቲ ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ፌዴሪኢ ትማሊ ኣብ ቱርኪ ከተማ ኢስታንቡል ጎደና ኢስቲካል ብዝተፈፀመ ተገባር ግብረ ራዕዲ ዝበፅሐ ዝተሰመዖ መሪር ሓዘን ገሊፁ። በቲ መጥቃዕቲ ህይቶም ንዝሰኣኑ ፅንዓት ተመኒዩ፡፡ በቲ ዝተፈፀመ ተገባር ግብረ ራዕዲ ጉድኣት ኣካል ዘጋጠሞም…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ፅባሕ ንባይቶ ወከልቲ ህዝቢ መብርሂ ክህቡ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ፅባሕ ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝለዓሉሎም ሕቶታት መብርሂ ክህቡ ኢዮም። 6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴራላዊ ዴሞክራያዊ ሪፐብሊክ ኢትዮጵያ 2ይ ዓመት ዘበን ስራሕ ፅባሕ 6 ሕዳር 2015 ዓ.ም ካብ ንጉሆ 2፡30…

ኣብ 2ይ ኲናት ዓለም ዝተሳተፋ ክልተ ኣውሮፕላናት ተጋጭየን ከምዝተሓምሸሻ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2ካልኣይ ኲናት ዓለም ዝተሳተፋ ክልተ ደርበይቲ ቁምቡላ ኣውሮፕላናት ኣሜሪካ ተጋጭየን ከምዝተሓምሸሻ ተገሊፁ። እተን ታሪኻውያን ኣውሮፕላናት÷ ኣብ ከተማ ዳላስ ምርኢት ኣየር እናርአያ ኣብ ዝነበራሉ እዋን ከምዝተጋጨዋ ተሓቢሩ፡፡ ብዝተፈጠረ…

ኮሚሽን ስደተኛታት ውሕመ ኣብ ክልል ጋምቤላ እናገበሮ ዝርከብ ሓገዝ ከመዘጠናኽር ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ውድብ ሕሕቡራት መንግስታት ኣብ ክልል ጋምቤላ እናገበሮ ዝርከብ ሓገዝ ከመዘጠናኽር ዳይሬክተር ድሕንነት እዋን ሓደጋን ቀረብን እቲ ትካል ሾኮ ሺሞዛዋ ገሊፀን። እተን ዳይሬክተር ኣብ ክልል ጋምቤላ ብሓገዝ እቲ ትካል…

ኣብ ኣፈፃፅማ ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ኣድሂቡ ኣብ ናይሮቢ እናተዛተየ ዝፀንሐ ልኡኽ ሰራዊት ምክልኻል ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ

ኣብ ኣፈፃፅማ ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ኣድሂቡ ኣብ ናይሮቢ እናተዛተየ ዝፀንሐ ልኡኽ ሰራዊት ምክልኻል ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝርዝር ትልሚ ኣፈፃፅማ ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ኣድሂቡ ኣብ ኬንያ ናይሮቢ እናተዛተየ ዝፀንሐ ልኡኽ ሰራዊት…

ኣብ ስዑድ ዓረብ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ንዳግመ ህንፀት ዝውዕል 21 ሚሊየን ብር ለጊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ንዳግመ ህንፀት ዝውዕል 21 ሚሊየን ብር ለጊሶም። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ስዒድ ዓረብ ሌንጮ ባቲ÷ ኣብ መርሃ ግብሪ መዛዘሚ ምትእኽኻብ እቶትን ምስጋናን ተረኺቦም ዕዙዝ ተሳትፎ ንዝገበሩ ኣባላት ዳያስፖራን…

እቲ ስምምዕነት ሰላም ፍሰት ቀጥታ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ኣብ ምዕባይ ኣዋንታዊ ብፅሒት ኣለዎ – ኮምሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ   

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን ዝተገበረ ስምምዕነት ሰላም፤ ፍሰት ቀጥታ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ንምዕባይ ኣዋንታዊ ብፅሒት ከምዘለዎ ኮምሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ  ኣፍሊጡ፡፡ ክልላትን ምምሕዳር ከተማታትን ዝተሳተፍሉ፤ ሃገር ለኸ ኣፈፀምቲ…

ኢትዮጵያ ምስ ቻይና እትገብሮ ስትራተጂካዊ ምሕዝነት ኣብ መትከል ናጽነት ዝተመስረተ እዩ – ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ቻይና እትገብሮ ስትራተጂካዊ ምሕዝነት ኣብ መትከል ምኽባር ፖለቲካዊ ናጽነት ዝተመስረተ እዩ ክብሉ ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ ገሊፆም፡፡ ስነ-ስርዓት ምረቓ ማእኸል ዓለም ለኻዊ ፕሮሞሽን ልምዓት÷ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ቻይና ዋንግ ዩ ኣብ…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ መሰጋገሪ ድልድል ኢምፔርያል ዑደት ኣካይደን

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ፕሮጀክት መሰጋገሪ ድልድል ኢምፔርያል  ዑደት ኣካይደን። ወይዘሮ ኣዳነች ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ኣብ ዝዘርግሐኦ ፅሑፍ፥ ምምሕዳር ከተማና ኣብ ዝተፈላለዩ ከባብታት ብ2 ነጥቢ 78 ቢልዮን…