Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ኣወል ኣርባ ኣብ ሰብኣዊ ሓገዝ ብምድሃብ ምስ ምክትል ኣምባሳደር ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ ምስ ምክትል ኣምባሳደር ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ሄይኮ ኒትስሽክ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ክልል ዓፋር ኣብ ፀገም ዝርከቡ ዜጋታት ሰብ ኣዊ ሓገዝ ምግባር ዝከኣለሉ ኩነታት ኣድሂቦም ተመያይጦም፡፡…

ኣብ ሞንጎ ልዑል መተሓላለፊ መስመር ሓይሊ ኢትዮ- ኬንያ ፈተነ ምትሕልላፍ ሓይሊ ብዓወት ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኮንቨርተር ስቴሽንን ፕሮጀክት መተሓላለፊ መስመር ሓይሊ ኢትዮ- ኬንያ ፈተነ ምትሕልላፍ ሓይሊ ሎሚ መዓልቲ ብዓወት ከምዝተጀመረ መካየዲ ስራሕ ሳይት እቲ ፕሮጀክት ቴዎድሮስ ኣያሌው ኣፍሊጦም። እቶም መካየዲ ስራሕ ከምዝገለፁዎ÷ ኣብ…

ስርናይ ናብ ወፃኢ ንምልኣኽ ቅድመ ምድላው ይገብር ኣለኹ – ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ስርናይ ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ንምቕራብ ምስ ለኣኽቲ ዘተ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣይተ ገብረመስቀል ጫላ÷ ኢትዮጵያ ሓገዝ ስርናይ ካብ ምእታው ሓሊፋ ፅሬት ዘለዎን ደረጅኡ ዝሓለወን…

“ዓለም ናብ ገሃነም ትቕየር ኣላ” – ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ግብፂ ሻርም ኤል ሸክ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 27 ጉባኤ ለውጢ ንብረት ኣየር፤ “ዓለም ናብ ገሃነም ትቕየር ኣላ” ክብሉ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ገሊፆም። ለውጢ ንብረት ኣየር ናስዐቦ ዝርከብ ሓደጋ ኣብ…

“ኣርቲስት ዓሊ ቢራ ምልክት ፍቕሪ ሃገር ኢዩ” – ኣፈ ጉባዔ ኣገኘሁ ተሻገር

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩለመዳይ ናይ ጥበብ ኣርቲስት ዓሊ ቢራ ምልክት ፍቕሪ ሃገር ከምዝኾነ ኣፈ ጉባዔ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ገሊፆም። ኣይተ ኣገኘሁ ተሸገር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ወዳጅነት ኣደባባይ ኣብ ዝተኻየደ ስነ ስርዓት ምፍናው ኣስከሬን ኣርቲስት ዓሊ ቢራ…

ጉባኤ ኢንጂነሪንግ ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)6ይ ጉባኤ ኢንጂነሪንግ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ÷ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ከምኡ እውን ላዕለወት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ተወከልቲ ሃገራት ኣፍሪካ ተረኺቦም። ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ኮንስትራክስን…

ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ዝተበፅሐ ስምምዕነት ሰላም ተፈጻሚ ኮይኑ ዘላቒ ሰላም ንኸዓስል ድጋፍ ከምዝገብር ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ መንግስትን ህወሓትን ዝተገበረ ስምምዕነት ሰላም ተፈጻሚ ኮይኑ ዘላቒ ሰላም ንኸዓስል ክልላዊ መንግስቲ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ድጋፍ ከምዝገብር ኣፍሊጡ፡፡ ኣብ ሞንጎ መንግስትን ህወሓትን ዝተገበረ ስምምዕነት ሰላም ኣመልኪቱ ክልላዊ…

ስነ-ስርዓት ምፍናው ኣስከሬን ኣርቲስት ዓሊ ቢራ ኣብ ወዳጅነት ኣደባባይ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ-ስርዓት ምፍናው ኣስከሬን ኣርቲስት ዓሊ ቢራ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ወዳጅነት ኣደባባይ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብ ወዳጅነት ኣደባባይ እናተሳለጠ ኣብ ዝርከብ ስነ-ስርዓት ምፍናው÷ ስድራ እቲ ኣርቲስት፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ መሓዙት ሞያ፣ ኣቦታት…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ብሕልፈት ድምፃዊ ዓሊ ቢራ ዝተሰመዐን ሓዘን ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ብሕልፈት ድምፃዊ ዓሊ ቢራ ዝተሰመዐን ሓዘን ገሊፀን። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ ፅሑፍ÷ ልዕሊ መቓብር ሓዲጉዎ ዝኸደ ሰናይ ሽምን ብዙሓት ስራሕቱን እናተዘከሩ ክነብሩ…

ኢትዮጵያን ጣሊያንን ኣብ ዓውዲ ቴክኒክን ሞያን ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዝኽእላሎም ዛዕባታት ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ኣምባሳደር ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ኣጎስቲኖ ፓሌሴ ተዛቲየን፡፡ ኣብ ዘተአን ድማ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ጣሊያንን ኣብ ዓውዲ ቴክኒክን ሞያን ትምህርቲን ስልጠናን ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዝኽእላሎም…