ስፓርት ድልድል ኣውዲቕካ ምሕላፍ ውድድር ቻምፒዮንስሊግ ኣውሮፓ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Nov 7, 2022 0 ኣብ ውድድር ኣውዲቕካ ምሕላፍ ቻምፒዮንስሊግ ኣውሮፓ ሊቨርፑል ምስ ሪያል ማድሪድ ከምኡ እውን ባየር ሙኒክ ምስ ፒ ኤስ ጂ ተራኺበን ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ድልድል ኣውዲቕካ ምሕላፍ ውድድር ቻምፒዮንስሊግ ኣውሮፓ ዕላዊ ኮይኑ። ከካብ ምድበን 1ይን 2ይን ኮይነን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ፌዲሪኢ ኣውሮፕላን መገደኛታት ታንዛኒያ ተሓምሺሻ ብዘጋጠመ ሓደጋ ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Nov 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌደራላዊ ዲሞክራሲያዊ ሪፐብሊክ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣውሮፕላን መገደኛታት ታንዛኒያ ኣብ ቃላይ ቪክቶሪያ ተሓምሺሻ ብዘጋጠመ ሓደጋ ዝተሰመዖ መሪር ሓዘን ገሊፁ። መንግስቲ ፌዲሪኢ በቲ ሓደጋ ህይወቶም ብዝሰኣኑ ዜጋታት መሪር ሓዘኑ ዝገለፀ እንትኸውን÷…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት ብሕልፈት ብሕልፈት ኣርቲስት ዓሊ ቢራ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Nov 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት ብሕልፈት ብሕልፈት ኣርቲስት ዓሊ ቢራ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት ኦሮሚያ፣ ኣምሓራ፣ ደቡብን ብሕልፈት ኣርቲስት ዓሊ ቢራ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም፡፡ እቶም ርእሳነ ምምሕዳር ኣብ መልእኽቶም÷…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ብሕልፈት ኣርቲስት ዓሊ ቢራ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Nov 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብሕልፈት ኣርቲስት ዓሊ ቢራ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘውፅኡዎ መግለፂ ሓዘን÷ “ሕልፈት እቲ ፍሉጥ ድምፃዊ ንኢትዮጵያውያን ጉድኣት ኢዩ” ኢሎም። “ብዜማታቱ ሕብረት፣ ናፅነትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ድምፃዊ ዓሊ ቢራ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ Gebremariam Weldegerima Nov 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ክብሪ ዶክተር ኣርቲስት ዓሊ ቢራ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ። ልዕሊ 50 ዓመታት ኣብ ኢንዱስትሪ ሙዚቃ ዝፀንሐ ድምፃዊ ዓሊ ቢራ÷ ብዝሓደሮ ሕማም ብሕክምና እናተሓገዘ ከምዝፀንሐ ይፍለጥ፡፡ ትማሊ ኣጋግዘ ድማ ካብዛዐ ዓለም ብሞት…
ስፓርት ኣብ ማራቶን ሶዌቶ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም Gebremariam Weldegerima Nov 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ሶዌቶ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ማራቶን ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም። ብደቂ ተባዕትዮ ዳባ ኤፋ 2 ሰዓት 18 ደቒቕን 58 ሴከንድን ብምእታው ቀዳማይ ዝወፅአ እንትኸውን÷ ጋዲሳ በቀለ 2 ሰዓት 19 ደቒቕ 58 ሰከንድ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣውሮፕላን ተጓዓዝቲ ታንዛኒያ ኣብ ቃላይ ቪክቶሪያ ተሓምሺሻ Gebremariam Weldegerima Nov 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)49 ሰባት ኣሳፊራ እናተጓዓዝ ዝነበረት ኣውሮፕላን ታንዛኒያ ኣብ ቃላይ ቪክቶሪያ ከምዝተሓምሸሸት ተገሊፁ። ካብ ዳሬሰላም ናብ ከተማ ቡኮባ እናተጓዓዘት ዝነበረት እታ ኣውሮፕላን÷ ኣውሎ ንፋስን ከቢድ ዝናብን ከመዘጋጠማን ንምሕምሻሻ ምኽንያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ለውጢ ንብረት ኣየር ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ግብፂ ሻርም ኣል ሼክ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ለውጢ ንብረት ኣየር ሃገራት ኣፍሪካ ትኹረት ዝገበረ ጉባኤ ለውጢ ንብረት ኣየር ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ግብፂ ሻርም ኣል ሼክ ይሳለጥ ኣሎ። ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ኣብ ዝካየድ ጉባኤ÷ ሃገራት ኣፍሪካ ምሰ ለውጢ ንብረት ኣየር ንምልማድን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስምምዕት ሰላም ኣብዛ ሃገር ሰላም ንምዕሳልን ልምዓት ንምርግጋፅን መሰረት ዘቐምጥ እዩ ክብል ክልል ሃረሪ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Nov 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስምምዕት ሰላም ኣብዛ ሃገር ሰላም ንምዕሳልን ልምዓት ንምርግጋፅን መሰረት ዘቐምጥን መንግስትን ህዝብን ገፁ ሙሉእ ንሙሉእ ናብ ልምዓት ንኸዙሩ ዕድል ዝፈጥርን እዩ ክብል ክልል ሃረሪ ገሊፁ፡፡ ኣብ ሞንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን ዝተበፅሐ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብብርኪ ኣዲስ ኣበባ መርሃ ግብሪ ምፍላጥ “ረብሓ ሌማት” ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Nov 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ኣዲስ ኣበባ መርሃ ግብሪ ምፍላጥ "ረብሓ ሌማት" ኣብ ኣዳራሽ ሚሊኒየም ተኻይዱ። ካብዚ ብተወሳኺ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብምገባ ተምሃሮን ኣተኣላልያ ርስሓትን ብብርኪ ዓለም ተሸላሚ ንኽኸውን ኣስተዋፅኦ ንዝነበሮም ትካላትን ውልቀሰባትን…