Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ልኡኾምን ግብፂ ኣትዮም

አዲስ አበባ፣ ጥቅምት 27፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ልኡኾምን ግብፂ ሻርም ኣል-ሼይክ ኣትዮም። ኣብ ጉባኤ ለውጢ ንብረት ኣየር ውድብ ሕቡራት መንግስታት ንምሰታፍ ኢዮም ቀዳማይ ሚኒስትርን ልኡኾምን ናብ ግብፂ ዘምርሑ፡፡ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…

ዲጅታል ሉዓላዊነት ኣብ ምኽባር ፃዕሪ ስግግር ፍልጠት ቴክኖሎጂ ወሳኒ ኢዩ – ኣይተ ሰለሞን ሶካ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዲጅታል ሉዓላዊነት ኣብ ምኽባር ፃዕሪ ስግግር ፍልጠት ቴክኖሎጂ ወሳኒ ከምዝኾነ ዋና ዳይሬክተር ምምሕዳር መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ኣይተ ሰለሞን ሶካ ገሊፆም። ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ ምምዕባል ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣብ ከተማ ባህርዳይ ይሳለጥ…

ልዕሊ 398 ሺሕ ቴክኖሎጂታት ሕርሻ ካብ ቀረፅን ታክሲን ናፃ ንኻትዉ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 398 ሺሕ ቴክኖሎጂታት ሕርሻ ካብ ቀረፅን ታክሲን ናፃ ማን ሃገር ንኻትዉ ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር÷ ኢትዮጵያ ንባዕላ ብምግቢ ንኽትክእል ትገብሮ ፃዕሪ ንምሕጋዝ ፍርያትን መፍረያይነትን ንምውሳኽ ኣብ ዝሓለፉ እዋናት…

ብዝተውሃቦም ፍቓድ ንግዲ መሰረት ገይሮም ዘይሰርሑ 19 ትካላት ስጉምቲ ተወሲዱዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዝተውሃቦም ፍቓድ ንግዲ መሰረት ገይሮም ዘይሰርሑ 19 ትካላት ስጉምቲ ከምዝተወሰደሎም ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ቀዳማይ ርብዒ ዓመት ኣብ 206 ትካላት ብዝገበሮ ስራሕ ድህረ ፍቓድ ኢንስፔክሽንን ሬጉላቶሪን…

ትካላት ሓበሬታ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ግብረ ራዕዲ ንምክልኻል ዝሰርሑዎም ሓበራዊ ወፍሪታት ኣጠናኺም ንምቕፃል ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት ሓበሬታ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ኣብ ዞባ ምብራቕ ኣፍሪካ እናተስፋሕፈሐ ዝመፅአ ግብረ ራዕዲ ንምክልኻል ዝሰርሑዎም ሓበራዊ ወፍሪታት ኣጠናኺም ንምቕፃል ከምዝተስማዕምዑ ተገሊፁ። ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ንመራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ…

ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ሶማሊያ ብመጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ንዝተጎድኡ ዜጋታት ሓገዝ ናውቲ ሕክምና ኣበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ሶማሊያ ብመጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ንዝተጎድኡ ዜጋታት ዝኸውን ሓገዝ ናውቲ ሕክምና ንሚኒስቴር ጥዕና እታ ሃገር ኣረኪቡ። ብምክትል ዳይሬክተር ጀነራል ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ኣይተ ሲሳይ ቶላ ዝተመርሐ ልኡኽ…

ዋግዋጎ ሰላም ብምርካቡ ዝኸስር ህዝቢ ይኹን ኣጀንዳ ህዝቢ የለን – ዶ/ር ኣብርሃም በላይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋግዋጎ ሰላም ብምርካቡ ዝኸስር ህዝቢ ይኹን ኣጀንዳ ህዝቢ ከምዘየለ ሚኒስትር ምክልኻል ዶክተር ኣብርሃም በላይ ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ዓመታት ብዝኸፍአ…

ስምምዕነት ሰላም ሉዓላዊነትን ግዝኣታዊ ሓድነትን ኢትዮጵያ ዘፅንዕ ስለዝኾነ ኩሉ ዜጋ ንተግባራዊነቱ ክዋፃእ ይግባእ – ኣምባሳደር ሬደዋን ሑሴን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስምምዕነት ሰላም ሉዓላዊነትን ግዝኣታዊ ሓድነትን ኢትዮጵያ ዘፅንዕ ስለዝኾነ ኩሉ ዜጋ ንተግባራዊነቱ ሓላፍነቱ ክዋፃእ ከምዝግባእ ኣባል ኮሚቴ ኣማራፂ ሰላምን ኣማኻሪ ሚኒስትር ብሔራዊ ደሕንነት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣምባሳደር ሬደዋን ሑሴን ገሊፆም።…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸቡሉ ከይዲ፣ ውፅኢትን ትርጉምን ሰላም ዘድሃበ ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ድሕሪ ስምምዕነት ሰላም ደቡብ ኣፍሪካ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ከይዲ፣ ውፅኢትን ትርጉምን ሰላም ዘድሃበ ዘተ ተኻይዱ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ኣፈ ጉባኤ ክልቲኦም ኣቢያተ ምኽሪ፣ ርእሳነ ምምሕዳርን ሚኒስትራትን ተረኺቦም።…

ኣብ መረፃ እስራዔል ቤኒያሚን ኔታንያሁ ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እስራዔል ዝተኻየደ መረፃ ቤኒያሚን ኔታንያሁ ተዓዊቶም። ኮሚሽን ማእኸላይ መረፃ እታ ሃገር ውፅኢት መረፃ ዕላዊ ገይሩ። ንእስራኤል በቀዳማይ ሚኒስትርነት እናመርሑ ዝፀንሑ ያይር ፐላፒድ እውን ንተናሓናሒኦም ፀዊዖም እቲ ውፅኢት ከምዝቕበሉዎ…