ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ምስጋኑ ምስ ዋና ዳይሬክተራት ጉዳያት ፖለቲካ ሃገራት ቤኔሉክስ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Mar 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ምስ ዋና ዳይሬክተራት ጉዳያት ፖለቲካ ቤልጂዬም፣ ኔዘርላንድስን ሉክዘምበርግን ተዛቲዮም። እቶም ዋና ዳይሬክተራት መንግስቲ ኢትዮጵያ ዘላቂ ሰላምን ምርግጋእን ንምፍጣር እናሳለጦም ዝርከብ ስርከብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስነ-ስርዓት ቀብሪ ሳይንቲስት ጉዳያት ሓለዋ ከባቢ ዶ/ር ተወልደ ብርሃን ገብረእግዚኣብሔር ተፈፂሙ Gebremariam Weldegerima Mar 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ-ስርዓት ቀብሪ ሳይንቲስት ጉዳያት ሓለዋ ከባቢ ዶ/ር ተወልደ ብርሃን ገብረእግዚኣብሔር ሎሚ ኣብ ካቴድራል መንበረ ፀባኦት ቅድስት ስላሴ ተፈፂሙ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ቀብሪ፥ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርና ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን፣…
ቢዝነስ ፋብሪካ ዘይቲ ኣቮካዶ ሳንቫዶ 120 ቶን ዘይቲ ኣቮካዶ ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ኣቕሪቡ Gebremariam Weldegerima Mar 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋብሪካ ዘይቲ ኣቮካዶ ሳንቫዶ 120 ቶን ዘይቲ ኣቮካዶ ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ከምዘቕረበ ኣፍሊጡ፡፡ ኣብ ዝተዋደደ ኢንዱስትሪ ፓርክ ሕርሻ ይርጋለም ካብ ሞንጎ ዝርከቡ ኢንዱስትሪታት መቀነባበሪ ፍርያት ሕርሻ ሓደ ዝኾነ ፋብሪካ መፍረዪ ዘይቲ ኣቮካዶ…
ስፓርት መሱት ኦዚል ጫምኡ ከምዝሰቐለ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Mar 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጀርመናዊ ፃዋቲ ክፍሊ ምክፍፋል መሱት ኦዚል ኣብ 34 ዓመቱ ካብ ኩዕሾ እግሪ ንባዕሉ ኣግሊሉ፡፡ ኣብ ጀርመናውያን ጋንታታት ሻልከ 04ን ዌርደር ብሬመን እናተፃወተ ዝነበረ ኦዚል፥ ኣብ 2010 ደቡብ ኣፍሪካ ዝተኻየደ ፅዋዕ የዓለም ምስ ሃገራዊት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ እናተተግበሩ ዝርከቡ ስራሕቲ ሓለዋ ከባቢ ንኻልኦት ሃገራት ተሞክሮ ዝኾኑ ኢዮም ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Mar 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ እናተተግበሩ ዝርከቡ ስራሕቲ ሓለዋ ከባቢ ንኻልኦት ሃገራት ተሞክሮ ከምዝኾኑ ምክትል ዋና ዳይሬክተር ፕሮግራም ሓለዋ ከባቢ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኤልዛቤት ማሩማ ኣፍሊጠን። ሚኒስትር ዴኤታ ፕላንን ልማትን ሳንዶካን ደበበ ምስ ጉጅለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንመናእሰይ ፈጠርቲ ስራሕ ብፖሊሲ ዝተሓገዘ ድጋፍ ፋይናንስ ምግባር ከምዝግባእ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓት ፋይናንስ መካተቲ ብምግባር ንመናእሰይ ፈጠርቲ ስራሕ ብፖሊሲ ዝተሓገዘ ድጋፍ ፋይናንስ ምግባር ከምዝግባእ ማሕበር መናእሰይ ፈጠርቲ ስራሕ ኢትዮጵያ ገሊፁ። ማሕበር መናእሰይ ፈጠርቲ ስራሕ ኢትዮጵያ ምስ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጀርመን ንኢትዮጵያ ሓዊሱ ብድርቂ ንዝተጎድኣ ሃገራት ዝውዕል ሓገዝ 25 ሚሊየን ዩሮ ገይራ Gebremariam Weldegerima Mar 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ፣ ሶማሊያ ፣ኬንያን ሱዳንን ብድርቂ ንዝተጎድኡ ዜጋታት ዝውዕል ሓገዝ 25 ሚሊዮን ዩሮ ገይሩ፡፡ እቲ ሓገዝ ብትካል ምግቢን ሕርሻን ዓለም (ፋኦ) ኣቢሉ ዝተበርከተ እንትኸውን፥ ፋኦ ነቲ ሓገዝ ካብ ምግስቲ ጀርመን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ሕማም ሳምቡእ ኣብ 2030 ንምጥፋእ ቆራፅ ኢዩ – ዶክተር ሊያ ታደሰ Gebremariam Weldegerima Mar 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ሕማም ሳንቡእ (ቲቢ) ኣብ 2030 ንምጥፋእ ቆራፅ ከምዝኾነ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። ኣብ ዝሓለፉ 10 ዓመታት ሕማም ሳንቡእ ንምክልኻል ዝተሰርሑ ስራሕቲ መፅናዕቲን ምርምርን ውፅኢታዊ ከምዝኾኑ ገሊፀን፡፡ መበል 17…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ህወሓት ካብ ዝርዝር ትካል ግብረ ራዕዲ ኣልዒሉ Gebremariam Weldegerima Mar 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህወሓት) ካብ ዝርዝር ትካል ግብረ ራዕዲ ንኽለዓል ውሳነ ኣመሓላሊፉ። እቲ ባይቶ ሎሚ ኣብ ዘካየዶ ፍሉይ ኣኼባ፥ ህወሓት ካብ መዝገብ ግብረ ራዕዲ ንምልዓል ብዝቐረበሉ ውሳነ ሓሳብ ድሕሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብብርኪ ክልል ኦሮሚያ ኣብ መርሃ ግብሪ መፋለጢ መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ልዕሊ 609 ሚሊየን ብር ተኣኪቡ Gebremariam Weldegerima Mar 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ምሸት ብብርኪ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ዝተገበረ መርሃ ግብሪ መፋለጢ መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ልዕሊ 609 ሚሊየን ብር ተኣኪቡ። መፅሓፍ የመደመር ትውልድ ብብርኪ ክልል ኦሮሚያ መርሃ ግብሪ መፋለጢ ዝተኻየደ፥ በቲ ኣታዊ ልምዓት በዓልቲ ሶፍ…