መንግስቲ ዝተገበረ ስምምዕነት ሰላም ዘላቒ ንምግባር እናሰርሐ ይርከብ – ኣይተ ታዬ ደንደኣ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ዝተገበረ ስምምዕነት ሰላም ዘላቒ ንምግባር እናሰርሐ ከምዝርከብ ሚኒስትር ዲኤታ ሰላም ኣይተ ታዬ ደንደኣ ገሊፆም።
ሴኪዩሪቲ ስተዲስ ዝተብሃለ ትካል ምስ ኦፕን ሶሳይቲ ኣፍሪካ ብምትሕበባር "ስምምዕነት ምቁራፅ ጎንፂ ናብ ኩለመዳይ ሃገራዊ…