Fana: At a Speed of Life!

ትካላት ጥዕና ዘፈር ውልቀ ኣወሃህባ ትልሚ ስድራቤት ዝምልከት መፅናዕቲ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት ጥዕና ዘፈር ውልቀ ኣወሃህባ ትልሚ ስድራቤት ዝምልከት መፅናዕቲ ዕላዊ ኮይኑ። እቲ መፅናዕቲ ብኣማኻሪ ሃንዝ ዝተሰርሐ እንትኸውን÷ ፋውንዴሽን ሜሊንዳ ጌትስ ድማ እቲ መፅናዕቲ ንኽካየድ ሓገዝ ገይሩ። ብመሰረት እቲ መፅናዕቲ 12 ሚኢታዊ…

ኣብ ዝተወሰኑ ከባቢታት ክልል ዓፋር መሊስካ ህንፀት መስመር ኤሌክትሪክ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ተቛሪፁዎም ዝፀንሑ ወረዳታት ክልል ዓፋር ተጠቀምቲ ንምግባር ፅገና መስመር ኤሌክትሪክ፣ መሊስካ ህንፀትን ስራሕቲ ዝርገሐ ሓዱሽ መስመርን ከምዝተዛዘመ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ክልል ዓፋር ገሊፁ፡፡ በቲ ፅገና 52 ነጥቢ 36 ኪሎ ሜትሮ ትሑት…

ሰብኣዊ ሓገዝን ሓለዋን ዜጋታት ንድርድር ኣይቐርብን – ሚኒስትር ለገሰ ቱሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ድሕንነት ዜጋታት ንምሕላውን ቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝን ንድርድር ከምዘይቐርብ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ ኣፍሊጡ። እቶም ሚኒሰስትር÷ መንግስቲ ኢትዮጵያ ድሕንነት ዜጋታት ንምሕላውን ሰብኣዊ ሓገዝ ከምኡ እውን ቀረብ መሰረታዊ…

ፅገና መስመር ኤሌክትሪክ ኣላማጣ – ቆቦ 50 ሚኢታዊ ከምዝተዛዘመ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅገና እናተገበረሉ ዝርከብ መስመር ኤሌክትሪክ ኣላማጣ - ቆቦ 50 ሚኢታዊ ከምዝተዛዘመ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዝኸፈቶ ኲናት ዝተጎድኡ መሰረተ ልምዓታት ናይ ምፅጋን ስራሕ ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ዳይሬክተር…

ለውጢ ንብረት ኣየር ብብርኪ ዓለም ልዑል ቅልውላው ጥዕና እናሰዐበ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ለውጢ ንብረት ኣየር ብብርኪ ዓለም ልዑል ቅልውላው ጥዕና እናሰዐበ ከምዝኾነ ሰብ ሞያ ኣፍሊጦም። ውድብ ጥዕና ዓለም ሓዊሱ ካብ ዝተፈላለዩ ትካላት ዝተውፃእፅኡ 99 ሰብ ሞያ ዕላዊ ኣብ ዝገበሩዎ ውፅዕቲ መፅናዕቲ ጥዕና÷ ለውጢ ንብረት ኣየር ብብርኪ…

ዕጡቓት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ኩሎም ግምባራት ኢዶም እናሃቡን እናተበተኑን ይርከቡ – ሚኒስቴር ምክልኻል

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ብዝወሰዶ ከቢድን ቅልጡፍን ስጉምቲ ዕጡቓት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ኩሎም ግምባራት ኢዶም እናሃቡን እናተበተኑን ከምዝኾኑ ገሊፁ። ካልኦት ድማ ብተመሳሳሊ ሓበሬታ ተደናጊሮምእንታይ ክገብሩ ከምዘለዎም ግራ ከምዝኣተዎም…

ከይዲ ኣወሃህባ ፈተና 12 ክፍሊዕት ከምዝነበረ ሚኒስቴር ትምህርቲ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2014 ዓ.ም ፀገም ምሕደራን ኣወሃህባን ፈተና 12 ክፍሊ ንምፍታሕ ብመንግስቲ ዝተውሃበ ኣመራርሓ እቲ ፈተና ብዕዉት ኩነታት ከምዝተሳለጠ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ ኣብ ኣርባዕተ…

ሪሺ ሱናክ ቀዳማይ ሚኒስትር ብሪታኒያ ብምዃን ብዕሊ ተሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሪሺ ሱናክ ቀዳማይ ሚኒስትር ብሪታኒያ ብምዃን ብዕሊ ተሸይሞም። ሱናክ ተሰናባቲት ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣዶ መንበር ኣጥባቒ ፓርቲ ብሪታንያ ሊዝ ትረስ ብምትካእ ከምዝተመረፁ ይፍለጥ። ሎሚ መዓልቲ ድማ ንንጉስ ቻርለስ ኣብ ቤተ መንግስቲ ቤኪንግሃም…

ጂቡቲ ካብ ኢትዮጵያ ስርናይ ክትገዝእ ከምትደሊ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጂቡቲ ካብ ኢትዮጵያ ስርናይ ክትገዝእ ከምትደሊ ሚኒስቴር ሕርሻ እታ ሃገር ኣፍሊጡ፡፡ ሚኒስትር ሕርሻ ጂቡቲ መሓመድ ኣሕመድ ኣዋሌህ ንግዜኢ ከምዝገለፁዎ÷ ኢትዮጵያ ናብ ጂቡቱ ኣብ ዘፈር ሕርሻ ፍርያት ፍረምረን ቀረብ ፅሩይ መስተ ማይን ኣብ ምምችቻው…

ሎሚመዓልቲ ኣጋምሸት ካብሰዓት 11፡30 ጀሚሩ ክፋል ከውሊ ፀሓይ ከጋጥም ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚመዓልቲ ኣጋምሸት ካብ ሰዓት 11፡30 ጀሚሩ ክፋል ከውሊ ፀሓይ ከምዘጋጥም ተገሊፁ። ኣብዚ ዓመት ንኻል ግዘን ናይ መወዳእታን ዝረአ ከውሊ ፀሓይ÷ ሎሚመዓልቲ ኣጋምሸት ብኣቆፃፅራ ኢትዮጵያ ካብ ሰዓት 11፡30 ጀሚሩ ኢዩ ከጋጥም። ኣብዚ ዓመት…