Fana: At a Speed of Life!

ቁልፊ ዕቤትና ኣብ ኢድና ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቁልፊ ዕቤትና ኣብ ኢድና ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ “ናብ ምዕባለ ዝግበር ጉዕዞ ዝተሳለጠ ክኸውን ዝኽእል ብቐንዱ ኣብ ውሽጣዊ ዓቕምና…

ሱናክ ቀፃሊ ቀዳማይ ሚኒሰስትር ብሪታኒያ ምዃኖም ኣረጋጊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሪሺ ሱናክ ቀፃሊ ቀዳማይ ሚኒሰስትር ብሪታኒያ ምዃኖም ኣረጋጊፆም። ሱናክ ተሰናባቲት ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣዶ መንበር ኣጥባቒ ፓርቲ ብሪታንያ ሊዝ ትረስ ንምትካእ ተቐባልነት ረኺም። ተናሓናሒ ሱናክ ብምዃን ዝቐረቡ ፔኒ ሞርዳውንት ንባዕሎም…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ካናዳ ብስልክ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ካናዳ ጀስቲን ትሩዶ ብስልክ ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር÷ ምስ ጀስቲን ትሩዶ ውፅታዊ ልዝብ ከምዝገበሩ ኣፍሊጦም። ኣብ ዘተኦም ድማ ክልተኣዊ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ምጥንኻር ኣብ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ንፕሬዚዳንት ሺ ጂንፒንግ መልእኽቲ ሓጎስ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂንፒንግ ዳግም ዋና ፀሓፊ ኮሚኒስት ፓርቲ ቻይና ብምዃን ብምምራፆም መልእኽቲ ሓጎስ ቸኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም÷ ዳግም ምምራፅ እቶም ፕሬዚዳንት ህዝቢ ቻይና ብቐጥታ…

መመሓላለፊ መስመር ልዑል ሓይሊ ወልዲያ – ኣላማጣ ፅገና ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ኣብ ዝተኻየደ ኲናት ጉድኣት ዝበፅሖ መመሓላለፊ መስመር በዓል 230 ኪሎ ቮልት ልዑል ሓይሊ ወልዲያ – ኣላማጣ ፅገና ከምዝተጀመረ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ፅገና እቲ ሓይሊ መስመር ልዕሊ ሓደ ዓመት ሓይሊ ተቛሪፁዎም…

ኢራን 40 ተርባይናት ጋዝ ንሩሲያ ክትሸይጥ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢራን ብናይ ባዕላ ዓቕሚ ዘፍረየቶም 40 ተርባይናት ጋዝ ንሩሲያ ንምሻጥ ስምምዕነት ኩንትራት ከምዝኸተመት ተገሊፁ። ኢራን ኣብዚ ሕዚ እዋን 85 ሚኢታዊ ዝኸውን ምስ ቀረብ ጋዝ ተተሓሒዙ ኣፅዋርን ናውቲን ኣብ ውሽጢ ሃገር ናይ ምፍራይ ዓቕሚ ከምዘለዋ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ማእኸል ስነ-ጥበብ እንጦጦ ዝተሰናደአ ኤግዚቢሽን ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ማእኸል ስነ-ጥበብ እንጦጦ ዝተሰናደአ ኤግዚቢሽን ዑደት ገይሮም። እቲ ኤግዚቪሽን ውቑር ኣቢያተ ክርቲያን ላሊበላ ብቨርቹዋል ዘርኢ ኢዩ። እቲ ኣብ ወርሒ መስከረም ዝተኸፈተ…

ብሓይሊ ሰብ ይኹን ብዕጥቂ ዘበናዊነት ዝተላበሰ ሰራዊት ይህነፀ ኣሎ – ዶ/ር ኣብርሃም በላይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሓይሊ ሰብ ይኹን ብዕጥቂ ዘበናዊነት ዝተላበሰ ሰራዊት እናተሃነፀ ከምዝኾነ ሚኒስትር ምክልኻል ዶክተር ኣብርሃም በላይ ገሊፆም። መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል ምኽንያት ብምግባር ፓናል ምይይጥ ይካየድ ኣሎ፡፡ እቶም ሚኒስትር ኣብቲ እዋን…

ጉባኤ ዳይሬክተራት ስታስቲክስ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ዳይሬክተራት ስታስቲክስ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ ዝርከብ ጉባኤ÷ ኣብ ምዝገባ ወሳኒ ኹነት ኣፍሪካ ትኹረት ዝገበረ ኣህጉራዊ ልዝብ ኢዩ ተባሂሉ፡፡ ኣብቲ ጉባኤ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን…

ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ቁልፊ ዝበሃላ ከተማታት ትግራይ ምቁፅፃር ቀፂሉ

እዋናዊ መግለፂ ኣገልፍሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ቁልፊ ዝበሃላ ከተማታት ትግራይ ምቁፅፃር ቀፂሉ። እዚ እንትገብር ድማ ሰራዊት ምክልኻል ኣብ ከተማታት ውግእ እንተይገበረ ወታደራዊ ዓቕሚ ህወሓት ንምሽምድማድ ዘኽእል ሜላ ተጠቒሙ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ ትካላት…