ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ዝተጀመሩ ስራሕቲ ልምዓት ብምግቢ ርእስኻ ካብ ምኽኣል ሓሊፎም ንሉኣላዊነት ኢኮኖሚ መሰረት ዘንብሩ ኢዮም- ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ዝተጀመሩ ስራሕቲ ልምዓት ብምግቢ ርእስኻ ካብ ምኽኣል ሓሊፎም ንሉኣላዊነት ኢኮኖሚ መሰረት ዘንብሩ ከምዝኾኑ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ገሊፆም።
ቀዳማይ ሚኒትር ኣቢይ ኣሕመድ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ዞባ…