ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣዲስ ኣበባ ንነበርታ እትከናኸን ከተማ ኮይና ኣላ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima Jan 7, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣዲስ ኣበባ ንነበርታ እትከናኸን ከተማ ኮይና ኣላ ኢለን ከንቲባ እቲ ምምሕዳር ከተማ ኣዳነች ኣቤቤ፡፡ እተን ከንቲባ በዓል ልደት ምኽንያት ብምግባር ኣብ ማእኸል ምገባ ተስፋ ብርሃን ጉለሌ ንዓቕመ ደካማ ወገናት መዓዲ ኣካፊን። ከንቲባ ኣዳነች…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ልደት ናይ ወፃኢን ውሽጢ ሃገር ዕዱማት ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ከተማ ላሊበላ ብድምቀት ተኸቢሩ Gebremariam Weldegerima Jan 7, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል ልደት ኢየሱስ ክርስቶስ ብዙሓት ምእመናን፣ ናይ ወፃኢን ውሽጢ ሃገር ዕዱማት ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ከተማ ላሊበላ ብድምቀት ተኸቢሩ። ሊቀ ጳጳስ ሃገረ ስብከት ሰሜን ወሎ፣ ደቡብን ወሎን ከሚሴ ኣባል ቅዱስ ሲኖዶስን ብፁዕ ኣቡነ ኤርምያስ ሓዊሱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንፈሳዊ ምርኢት ዝማሬ ኣእላፋት ዘደንቕ ነይሩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima Jan 7, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ድሮ በዓል ልደት ኣብ መስቀል ኣደባባይ ዝቐረበ መንፈሳዊ ምርኢት ዝማሬ ኣእላፋት ዘደንቕ ነይሩ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያዊያን ‘ሆኪ‘ ከምዝፃወቱፃፈልጡ ይኾኑ ዶ? Gebremariam Weldegerima Jan 7, 2026 0 ፀወታ ልድት (የገና ጨዋታ) 29 ታሕሳስ ኣብ እዋን በዓል ልደት ዝግበር ባህላዊ ፀወታ ኢትዮጵያ ኢዩ። እቲ ፀወታ ኣብ ካሊእ ክፋል ዓለም ‘ፊልድ ሆኪ’ ተባሂሉ ምስ ዝፅዋዕ ፀወታ ተመሳሳላይነት ኣለዎ። ፀወታ ልደት ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ እንትመሓላለፍ ዝመፅአን ካብ ፋፍቲታት ባህሊ ኢትዮጵያ ሓደ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልደት ኢየሱስ ክርስቶስ … በዓል ዕርቂን ትሕትናን Gebremariam Weldegerima Jan 7, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል ልደት ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ልዑል ቦታ ሂባ ካብ ተኽብሮም ዓበይቲ በዓላት ሓደ ኢዩ፡፡ እቲ በዓል ኣብ ወርሒ ታሕሳስ መበል 29 መዓልቲ ዝኽበር እንትኸውን፥ ኣብ ዓርባዕተ ዓመት ሓደ ግዘ ድማ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ቀዳማዊት እመቤት ብምዃን ኣብ ቤት ትምህርቲ ዓይነ ስዉራን ሼይካ ፋጢማ ቢን መብሩክ መኣዲ ኣካፊሎም Gebremariam Weldegerima Jan 7, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ኣብ ቤት ትምህርቲ ዓይነ ስዉራን ሼይካ ፋጢማ ቢን መብሩክ ብምርካብ መኣዲ ኣካፊሎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ሓበሬታ÷ “ኣብ…
ቢዝነስ ብሄራዊ ባንንኪ ውፅኢት ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ዕላዊ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Jan 6, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ባንንኪ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ዘካየዶ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ውፅኢት ዕላዊ ገይሩ፡፡ ኣብቲ ከይዲ ጨረታ 32 ባንኪታት ዝተሳተፉ እንትኾኑ÷ በዚ ድማ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ዋጋ ሓደ ዶላር ኣሜሪካ ብማእኸላይ 154 ነጥቢ 8729 ብር ኮይኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ 381 መንበሪ ኣባይቲ ንዓቕመ ደካማታት ኣመሓላሊፈን Gebremariam Weldegerima Jan 6, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ በዓል ልደት ምኽንያት ብምግባር 381 መንበሪ ኣባይቲ ንሰብ ውዕለታ ሃገርን ዓቕመ ደካማታትን ኣመሓላሊፈን። እተን ከንቲባ ኣብ ክፍለ ከተማታት ንፋስ ስልክ ላፍቶን ቂርቆስን ኣብ ዝተሃነፀ በዓል 5…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ በዓል ልደት ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Jan 6, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓትርያርክ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ በዓል ልደተ ኢየሱስ ክርስቶስ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። ብፁዕ ወቅዱስ አቡነ ማትያስ ኣብ መልእኽጾም፥ በዓል…
ቢዝነስ ሚድሮክ ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ዓለም ለኸ ዓብዪ ናይ ችርቻሮ ንግዲ ኣፋሊጡ Gebremariam Weldegerima Jan 6, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ትሕቲ ሚድሮክ ኢትዮጵያ ዝርከብ ኩዊንስ ሱፐርማርኬት ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ዓለም ለኸ ዓብዪ ናይ ችርቻሮ ንግዲ ኣፋሊጡ፡፡ ኩዊንስ ሱፐርማርኬት ምስ ዓለም ለኸ ትካል ንግዲ ችርቻሮ ካርፎር ብምትሕብባር ኣብ ኢትዮጵያ ዘበናዊ ዕቤት ዘፈር ነግዲ…