ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ንፕሬዚዳንት ሪፐብሊክ ቤኒን ኣቀባብላ ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ለቤኒን ሪፐብሊክ ፕሬዚዳንት ሮሙዋልድ ዋዳግኒ ኣቀባብላ ገይሮምሎም።
እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ ንፕሬዚዳንት ሪፐብሊክ ቤኒን ሮሙዋልድ ዋዳግኒ ናብ ምድረ ቀደምት ኢትዮጵያ እንኳዕ ብደሓን መፅኡ ኢሎም።
ኣብ ልዑል ጉዕዞ ለውጢ ኣብ ትርከብ ኢትዮጵያ ዝህልዎም ፃንሒት ዕዉት ንኽኸውን ይምነ ክብሉ እውን ገሊፆም፡፡