Fana: At a Speed of Life!

ላዕለዎት ሓልፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ምስ ኣባላት ካቢኔ ክልል ደቡብ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ሓዊሱ ላዕለዎት ሓልፍቲ ስራሕ እቲ ሚኒስቴር ምስ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳን ኣባላት ካቢኔን ተዛቲዮም። እቲ ልዝብ÷ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ዝፈለዮም ሓደሽቲ ሓሳባትን ኣብ…

ብሔራዊ ባንኪ ዘይሕጋዊ ዝውውር ገንዘብ ንዝጥቁሙ ውዕለታ ዝኸፍለሉ መምርሒ ኣመልኪቱ መብርሂ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሔራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዘይሕጋዊ ዝውውር ገንዘብ ንዝጥቁሙ ኣካላት ውዕለታ ዝኸፍለሉ መምርሒ ኣመልኪቱ መብርሂ ሂቡ። እቲ ባንኪ ኣብ ቀረባ እዋን ዘይሕጋዊ ዝውውር ገንዘብ ንዝጥቁሙ ዜጋታት ውዕለታ ክኸፍል እየ ምባሉ ስዒቡ ኢዩ ብዛዕባ እቲ መምርሒ ሎሚ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ክልተ ቦይንግ 787 ድሪምላይነር ኣውሮፕላናት ንምእታው ኣብ ምድላው ይርከብ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ቀፃሊ ተወሰኽቲ ክልተ ቦይንግ 787 ድሪምላይነር ኣውሮፕላናት ንምእታው ኣብ ምድላው ከምዝርከብ ገሊፁ። ቦይንግ 787 ድሪምላይነር ኣውሮፕላን ኣብ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ንፈለማ እዋን በረራ ዝጀመረሉ 10ይ ዓመት ተኸቢሩ።…

ኣብ ትሕቲ ሰራዊት ምክልኻል ዝርከባ ከተማታት ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምስላጥ ይስራሕ ኣሎ – መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ሰብኣዊ ኣቕርቦትን ኣገልግሎትን ኣብ ምጅማር ኣመልኪቱ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ መግለፂ ሂቡ። ሰራዊት ምክልኻል ኣብ ክልል ትግራይ ኣብዚ ሰሙን ዝተወሰኑ ከተማታት ከምዝተቖፃፀረ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ።…

ብኣይተ ዑመር ሑሴን ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ፎረም ምግቢ ዓለም ይሳተፍ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ሕርሻ ኣይተ ዑመር ሑሴን ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ሮም እናተኻየደ ዝርከብ ፎረም ምግቢ ዓለም ይሳተፍ ኣሎ። ፎረም ምግቢ ዓለም ኣብ ጣሊያን ከተማ ሮም ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 17 ክሳብ 21 ጥቅምቲ 2022 ዝፀንሕ መድረኽ እንትኸውን÷…

ዞባ ምዕራብ ጎጃም ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 18 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ኣምሓራ ዞባ ምዕራብ ጎጃም ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 18 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ናውቲ ገይሩ። ሓላፊ መምርሒ ንግዲን ልምዓት ዕዳጋን እቲ ዞባ ኣይተ ኣሰፋ ጥላሁን÷ ኣብቲ ዞባ ዝርከባ 21 ወረዳታት 18 ሚሊየን 75 ሺሕን 600 ብር ጥሕኒ፣…

ስዩም ከበደ ኣሰልጣኒ ጋንታ ሲዳማ ቡና ብምዃን ተሾይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሰልጣኒ ስዩም ከበደ ዋኒ ኣሰልጣኒ ጋንታ ሲዳማ ቡና ብምዃን ተሾይሞም። ኣብ 2013 ዓ.ም ቤትኪንግ ፕሪሚየር ኢትዮጵያ ጋንታ ፋሲል ከነማ ሻምፒዮን ንኽትከውን ዝገበረ ኣሰልጣኒ ስዩም ከበደ÷ ኣብዚ ዓመት ዝኸፍአ ኣጀማምራ ዝገበረት ጋንታ ሲዳማ ቡና…

ፈተና ተምሃሮ 12 ክፍሊ ተፈጥሮ ሳይንስ ንሃብ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተፈተንቲ ተምሃሮ ተፈጥሮ ሳይንስ 12 ክፍሊ 2014 ዓ.ም ሎሚ መዓልቲ ፈተነኦም ምውሳድ ጀሚሮም። እቲ ፈተና ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 11 ጥቅምቲ 2015 ዓ.ም ክወሃብ ኢዩ፡፡ ተፈተንቲ ተምሃሮ ማሕበራዊ ሳይንስ ካብ 30 መስከረም 2015…

ኣይተ ሳዳት ነሻ ሓላፊ ዘፈር ርክብ ህዝቢን ዓለም ለኸን ፓርቲ ብልፅግና ኮይኖም ተሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣይተ ሳዳት ነሻ ሓላፊ ዘፈር ርክብ ህዝቢን ዓለም ለኸን ፓርቲ ብልፅግና ኮይኖም ተሸይሞም። ኣይተ ሳዳት ቀድሚ ሕዚ ኣብ ዝተፈላለዩ ክፍሊታት ሓላፍነት ፌዴራልን ክልልን ዘገልገሉ እንትኾኑ÷ እቲ ሽመት ክሳብ ዝወሃቦም ኣብ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ፓርቲ…

ግድብ ህዳሰ መእሰሪ ሓድነትና ስለዝኾነ ኣአብ ፍጻምኡ ንምብፃሕ ብሓባር ክንሰርሕ ኢና  – ኣመራርሓታት ፖለቲካ ፓርቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ መእሰሪ ሓድነትና ስለዝኾነ አፈላላይ ፖለቲካ እንተይገደበና ኣብ ፍፃምኡ ንምብፃሕ ብሓባር ክንሰርሕ ኢና  ክብሉ  ኣመራርሓታት ተናሓናሕቲ ፖለቲካ ፓርቲ ገሊፆም። እቶም ኣመራርሓታት ግድብ ህዳሰ ኣብ ዝርከበሉ ቦታ ብምርካብ…