Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ቀዳማ ርብዒ ዓመት ልዕሊ 93 ቢሊየን ብር ኣታዊ ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ጥቅምቲ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀዳማ ርብዒ ዓመት ልዕሊ 93 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ። ሓላፊ ከይዲ ስራሕ ትልሚ፣ ክትትልን ግምገማን እቲ ሚኒስቴር ተመስገን ተሰማ÷ ኣብ ቀዳማይ ርብዒ ዓመት እቲ በጀት ዓመት ካብ ቀረፅ ንግዲ ውሽጢ ዓዲን…

ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል መዓልቲ ሰንደቅ ዕላማ ኣኽቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል መበል 15 በዓል መዓልቲ ሰንደቅ ዕላማ ኣኽቢሮም። እቲ መዓልቲ ጦር ሃይሎች ኣብ ዝርከብ ቀፅሪ ላዕለዋይ መምርሒ ምክልኻል ዝተኸበረ እንትኸውን÷ ሚኒስትር ዲኤታ ምክልኻል ወይዘሮ ማርታ ሊዊጂን ላዕለዎት መኮንናት ሰራዊት…

ፓርቲ ብልፅግና መበል 20 ብሄራዊ ጉባኤ ኮሚኒስት ፓርቲ ቻይና ዕዉት ንኽኸውን ሰናይ ትምኒቱ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና መበል 20 ብሄራዊ ጉባኤ ኮሚኒስት ፓርቲ ቻይና ዕዉት ንኅኸውን ሰናይ ትምኒቱ ገሊፁ። ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ÷ መበል 20 ብሄራዊ ጉባኤ ኮሚኒስት ፓርቲ ቻይና ኣመልኪቶም ሰናይ ትምኒቶም ንፕሬዚዳንት ቻይና…

መበል 15 በዓል መዓልቲ ሰንደቅ ዕላማ ኣብ ዝፈላለያ ክልላት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 15 በዓል መዓልቲ ሰንደቅ ዕላማ ኣብ ዝፈላለያ ክልላት ይኽበር ኣሎ። ኣብ ክልል ሶማሌ ከተማ ጅግጅጋ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይ ሙስጠፌ ሙሓመድ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ኣዳራሽ ቀርያን ዶዳን ብድምቀት…

ከይዲ ሃገራዊ ምኽክር ዕዉት ንምግባር ሰለስተኣዊ ስምምዕነት ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከይዲ ሃገራዊ ምኽክር ዕዉት ንምግባር ሰለስተኣዊ ሓበራዊ ሰነድ ስምምዕነት ተፈሪሙ። ሚኒስቴር ሰላም፣ ቤት ምኽሪ ትካላት ሲቪል ማህበረሰብ ኢትዮጵያን ቤት ምኽሪ ሓበራዊ ፓርቲታት ፖለቲካ ኢትዮጵያን ከይዲ ሃገራዊ ምኽክር ዕዉት ንምግባር ሰለስተኣዊ…

ሰንደቅ ዕላማ ሓንቲ ሃገር ናፅነታን ሉኣላዊነታን ተርእየሉ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰንደቅ ዕላማ ሓንቲ ሃገር ናፅነታን ሉኣላዊነታን ተርእየሉ ከምዝኾነ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ  ገሊፀን። መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ “ሰንደቕ ዕላማና መግለፂ ብዙሕነትና፣ ዓምዲ ሉኣላዊነትና” ብዝብል መሪሕ ቃል ብብርኪ ሃገር ንመበል 15 ግዘ ኣብ…

ብደምና ዘኽበርናያ ሰንደቕ ዕላማ ብረሃፅና ክብ ክነብላ ኢና! – ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”ብደምና ዘኽበርናያ ሰንደቕ ዕላማ ብረሃፅና ክብ ክነብላ ኢና” ክብል ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷ መበል 15 በዓል መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ተኸቢሩ ክውዕል ኢዩ። “እቲ በዓል…

ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ ማክሮ ኢኮኖሚ ቀዳማይ ርብዒ ዓመት 2015 ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ገምጋም ኣፈፃፅማ  ቀንዲ ቀንዲ ዓውዲታት ማክሮ ኢኮኖሚን ትልሚን ቀዳማይ ርብዒ ዓመት 2015 ዓ.ም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸቡሉ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ግምገማ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን…

ብሚኒስትር ገንዘብ ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ዳይሬክተራት ኣፈፃሚ ስራሕ “ኣይ ኤም ኤፍ” ተዛቲዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ጥቅምቲ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ዳይሬክተራት ኣፈፃሚ ስራሕ ትካል ገንዘብ ዓለም ተዛቲዩ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ምስ ዳይሬክተራት ፈፀምቲ ስራሕ ኣይ ኤም ኤፍ ክዝቲ ዝኸኣለ÷ ጎድና ጎድኒ ኣብ ኣሜሪካ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ሶማሊ ሃምዛ ዓብዲ ኣብ ከተማ ባህርዳር ኣብ ዝርከባ ትካላት ልምዓት ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ሶማሊ ሃምዛ ኣብዲን ልኡኾምን ምስ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣይተ ይልቃል ከፋለ ብምዃን ኣብ ባህርዳር ኣብ ዝርከባ ትካላት ልምዓት ዑደት ኣካይዶም። ኣብ ዑደቶም ድማ ብልዕሊ 1 ነጥቢ 4 ቢልዮን ብር ወፃኢ ዝህነፅ ዘሎ ተለዋጢ…