Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ከተማ ሞጆ 51 ቦምባ ምስ 4 ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምብራቕ ሸዋ ኣብ ከተማ ሞጆ ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተጓዘ ዝነበረ 51 ቦምባን 4 ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም። እቶም ዘይሕጋዊ ቦምባታት ሎሚ መዓልቲ ንጉሆ ሰዓት 11 ጀሚሩ ብዝተገበረ ክትትል ሓበሬታ ኣብ ከተማ ሞጆ ክተሓዙ…

ተሳተፍቲ ጉባኤ ጣና ፎረም ኣብ ጣና ፓርክ ፈልሲ ተኺሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ጥቅምቲ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተሳተፍቲ 10ይ ጉባኤ ጣና ፎረም ኣብ ጣና ፓርክ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ኣሳሊጦም። 10ይ ጉባኤ ጣና ፎረም ካብ ትማሊ ጀሚሩ ኣብ ከተማ ባህርዳር እናተኻየደ ይርከብ፡፡ ጎድና ጎድኒ እቲ ጉባኤ ድማ ተሳተፍቲ ኣብ ጣና ፓርክ ተረኺቦም መርሃ…

ኣብ ክፍለ ከተማ ልደታ ዝተሃነፁ ማእኸላት መመገቢ ተምሃሮ ተመሪቆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክፍለ ከተማ ልደታ ዝተሃነፁ 10 ማእኸላት መመገቢ ተምሃሮ ሎመዓንቲ ተመሪቆም፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምረቓ መደረ ዘስምዑ ምክትል ከንቲባ ኣዲስ ኣበባን ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ልምዓት ኢንዱስትሪን ኢንተርፕራይዝን ኣይተ ጃንጥራር ኣባይ ከምዝገለፁዎ÷…

ዝተጀመረ ጉዕዞ ምዕባለ ንምዕዋት ኣብ ዓዉዲ ሕርሻ ዝስርሑ ዘለዉ ስራሕቲ ልዑል ረብሓ ኣለዎመም – ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ፣ ኣፈ ጉባኤታት ቤት ምኽሪ ክልልን ፌዴሬሽንን ኣብ ዞባ ጅማ ወረዳ  ሶንቦ፤ ብኩታ ገጠም ዝለምዐ ልምዓት ሩዝ ጎብንዮም፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተረኸቡ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ÷ ልምዓት ስርናይ…

ዶ/ር ይናገር ደሴ ምስ ማኔጂንግ ዳይሬክተር ትካል ገንዘብ ዓለም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዶክተር ይናገር ደሴ ካልኦት ገዛእቲ ማእኸላይ ባንኪ ኣፍሪካ ኣብ ዝተረኸቡሉ ምስ ማኔጂንግ ዳይሬክተር ትካል ገንዘብ ዓለም ክርስታሊና ጆርጂዩቫ ተዛቲዮም። ኣብቲ እዋን ዘተ ብዛዕባ እዋናዊ ፀገማት ኢኮኖሚ ኣፍሪካ፣ ብፍላይ…

መበል 15 መዓልቲ ባንዴራ ፅባሕ ክኽበር እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 15 መዓልቲ ሃገራዊ ባንዴራ ፅባሕ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ከምዝኽበር ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌደሬሽን ኣፍሊጡ። እቲ በዓል “ባንዴራና መግለፂ ብዝሃነትናን ዓምዲ ሉኣላውነትና እዩ!” ብዝብል መሪሕ ቃል እዩ ዝኽበር። እቲ በዓል እዋናዊ ኩነታት…

ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዘሰጉሞ ቅዋም መምርሒ ዘይብሉ ምዃኑ ዘርኢ ኢዩ – ሙሁራን

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዘሰጉሞ ቅዋም መምርሒ ዘይብሉ ምዃኑ ብግልፂ ዘርኢ ከምዝኾነ ተንተንቲ ፖለቲካ ሳይንስን ዓለም ለኸ ርክብን ገሊፆም። ኣባል ሃገር እቲ ሕብረት ዝኾነት ኣየርላንድ እናንፀባረቐቶ ትርከብ ቅዋም ተቐባልነት የብሉን ኢሎም…

በቢእዋኑ ዝነበሩ መንግስቲታት ኢትዮጵያ ንናፅነት ህዝቢ ኣፍሪካ ፅኑዕ ቅዋም ኣለዎም – ኣይተ ሃይለማርያም ደሳለኝ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕዚ ዘሎ ይኹን በቢእዋኑ ዝነበሩ መንግስቲታት ኢትዮጵያ ንናፅነት ህዝቢ ኣፍሪካ ፅኑዕ ቅዋም ኣለዎም ክብሉ ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ኢትዮጵያ ኣይተ ሃይለማርያም ደሳለኝ ገሊፆም። “ምንካይ ስግኣታት ድሕንነት፣ ፀገማት ምፅዋርን ንደልያ ኣፍሪካ ምህናፅን”…

ኣገልግሎቱ ድሕንነት ፋይናንስ ናይ 13 ትካላት ስራሕ ቤቲንግን 109 ዝንቀሳቓሎም ሒሳብ ባንኪን ኣጊዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎቱ ድሕንነት ፋይናንስ ኣብ ፋይናንስን ኢኮኖሚን ገበናት ዝፍፅሙ ኣካላት ምውሳድ ዝጀመሮ ስጉምቲ ኣጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ኣፍሊጡ። ካብ ቀረባ እዋን ንደሓር ዝኾነ ዓይነት ኢኮኖሚያዊ ምኽንያት ኣብ ዘይብሉ ኣብ ፀሊም ዕዳጋ ብልዑል ኩነታት እናሰወሰኸ…

ኣይተ ዛዲግ ኣብረሃ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃን ዓለም ለኸ ምትሕብባርን ደቡብ ሱዳን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማላይ ሚኒስትር ሚኒስትር መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲ ኣይተ ዛዲግ ኣብረሃ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃን ዓለም ለኸ ምትሕብባርን ደቡብ ሱዳን ማይክ ኣይህ ዴንጋ ተዛቲዮም። እቶም ሚኒትር ዲፕሎማሲ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ…