ፓርቲ ብልፅግና ምሕዝነት ኢትዮ-ቻይና ብዝበለፀ ንኽጠናኸር ክሰርሕ ኢዩ – ኣይተ ኣደም ፋራህ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ምስ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዚህዎ ዚሁዋን ተዛቲዮም።
ኣብ ዘቶም ብዙሓት ርእሰ ጉዳያ ዘልዐሉ እንተኾኑ÷ ሓበራዊ ተረባሕነት ንምስፋሕ፣ ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ንምጥንኻር…