ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኔቶ ምስ ሩሲያ ናብ ኲናት ከምዝኣተወ ኣሚኑ ኢዩ – ሜድቬዴቭ Gebremariam Weldegerima Oct 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ቃል ኪዳን ጦር ሰሜን ኣትላንቲክ (ኔቶ) ምስ ሩሲያ ናብ ኲናት ከምዝኣተወ ዋና እቲ ትካል ዬንስ ስቶልተንበርግ ብተዘዋዋሪ ኣሚኖም ክብሉ ነበር ፕሬዚዳንት ሩሲያ ዲሚትሪ ሜድቬዴቭ ገሊፆም፡፡ ስቶልተንበርግ ኣብቲ ጉዳይ ኣመልኪቶም ትማሊ ሰሉስ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ምዕራብ ኣርማጭሆ 134 ኩንታል መዕወኒ ሓሽሽ ተታሒዙ Gebremariam Weldegerima Oct 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ወረዳ ኣብ ምዕራብ ኣርማጭሆ 134 ኩንታል መዕወኒ ሓሽሽ ከምዝሓዘ ፖሊስ ኣፍሊጡ፡፡ ሓላፊ ክፍሊ ምርመራ ፖሊስ እታ ወረዳ ሓጋዚ ኢንስፔክተር እንዳልካቸው ተሰማ ከምዝገለፁዎ÷ እቲ መዕወኒ ሓሽሽ ክተሓዝ ዝኸኣለ ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናት ካብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2030 ብልዑል ሙቐት ልዕሊ 2 ነጥቢ 4 ትሪሊየን ዶላር ክሳራ ከስዕብ ኢዩ – ውሕመ Gebremariam Weldegerima Oct 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ብምኽንያት ምውሳኽ ልዑል ሙቐት ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ኣብ 2030 ልዕሊ 2 ነጥቢ 4 ትሪሊየን ዶላር ክሳራ ከምዘጋጥማ ተገሊፁ። ዓለም ለከ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀልን መተሓባበሪ ቤት ፅሕፈት ሰብኣዊ ጉዳያት ውድብ ሕቡራት መንግስታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ዝቐረበ ትልሚ በጀት ዓመት 2015 ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima Oct 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ብቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ድልድል ድጎማን ሓበራዊ እቶትን ዝቐረበ ትልሚ በጀት ዓመት 2015 ኣፅዲቑ። ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን መበል ካልኣይ ዓመት ዘበን ስራሕ ፈላማይ ስሩዕ ኣኼብኡ ኣካይዱ።፡ ካብ ኣባላት እቲ ቤት ምኽሪ ነቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዓውዲ ጥዕና ንዝምዝገብ ዓወት ግደ ኣገልግሎት ኣቅርቦት ኣፋውስ ኢትዮጵያ ዕዙዝ ኢዩ – ዶ/ር ሊያ ታደሰ Gebremariam Weldegerima Oct 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከም ሃገር ኣብ ዓውዲ ጥዕና ንዝምዝገብ ዓወት ግደ ኣገልግሎት ኣቅርቦት ኣፋውስ ኢትዮጵያ ዕዙዝ ከምዝኾነ ሚኒትር ጥዕና ዶዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። ኣገልግሎት ኣቅርቦት ኣፋውስ ኢትዮጵያ ኣሰራርሑኡ ብምዝማን ምትእስሳር ኣቕርቡኡ ቅልጡፍ ንምግባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሚኒስቴር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ዋሺንግተን ዲሲ ኣቲዩ Gebremariam Weldegerima Oct 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስቴር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ኢትዮጵያ ናብ ዋሺንግተን ዲሲ ኣቲዩ። እቲ ልኡኽ ኣብ ፃንሒቱ÷ ኣብ ዓመታዊ ዘተ ክልተኣዊን በዓል ብዙሕ ወገንን ባንኪ ዓለምን ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ(ኣይ.ኤም ኤፍ)ን ክሳተፍ ኢዩ ተባሂሉ። እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ሕጊ ወፃእ ናይ ወፃኢ ሃገራት ገንዘብ ኣብ ምትሕልላፍ ገበን ርክብ ከምዘለዎም ዝተጠርጠሩ ልዕሊ 600 ቁፅሪ ሒሳብ ባንኪታት ተኣጊዶም Gebremariam Weldegerima Oct 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ድሕንነት ፋይናንስ ምስ ተገባር ገበን ርክብ ኣለዎም ዝበሎም ልዕሊ 600 ቁፅሪ ሒሳብ ባንኪታት ከምዝኣገደ ኣፍሊጡ። እቲ ኣገልግሎት÷ ኣብ ምትሕልላፍ ዘይሕጋዊ ዝውውር ገንዘባ ወፃኢ ሃገራት ርክብ ከምዘለዎም ዝተጠርጠሩ 665 ቁጽሪ ሒሳብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግድብ ህዳሰ ሓይሊ ምፍልፋል ምጅማሩ ዓብዪ ዓወት ኢዩ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ Gebremariam Weldegerima Oct 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ሓይሊ ምፍልፋል ምጅማሩ ዓብዪ ዓወት ከምዝኾነ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። እተን ፕሬዚዳነት ኣብ ስነ-ስርዓት መኽፈቲ ሓበራዊ ኣኼባ ክልቲኦም ኣቢያተ ምኽሪ ኣብ ዘቕረበኦ መኽፈቲ መደረ÷ “ናይና ምልማዕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሰራዊት ምክልኻል 6 ሚሊየን ብር ዝገመት ሓገዝ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Oct 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ምምሕዳር ብሄረሰብ ኣዊን ኣብ ክልል ጋምቤላ ዞባታት ብሄረሰብ ማጃንግን ንሰራዊት ምክልኻል 6 ሚሊየን ብር ዝገመት ሓገዝ ተገይሮም፡፡ ምምሕዳር ብሄረሰብ ኣዊ ንሰራዊት ምክልኻል 4 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ዝገበረ እንትኸውን÷እቲ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ መጥቃዕቲ ድልድል ክሬሚያ ኢድ ኣገልግሎት ድሕንነት ዩክሬን ኣለዎ – ቭላድሚር ፑቲን Gebremariam Weldegerima Oct 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መጥቃዕቲ ድልድል ክሬሚያ ኢድ ኣገልግሎት ድሕንነት ዩክሬን ከምዘለዎ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ገሊፆም። ፕሬዚዳንት ፑቲን እዚ ዝበሉ÷ እቲ ሓበሬታ ዕላዊ ዝገበሩ ሓላፊ ኮሚቴ ምርመራ ገበን ሩሲያ ኣሌክሳንደር ባስትሪኪን ብዛዕባ እቲ…