Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሃዲያ ሆሳእናን ኣዳማ ከተማን ዓወት ቀኒዑወን

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካልኣይ ሰሙን ቤትኪንግ ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ሃዲያ ሆሳእናብ ኣዳማ ከተማን ዓወት ቀኒዑወን። ሎሚ መዓልቲ ምሳሕ ሰዓትን ድሕሪ ሰዓትን ክልተ ፀወታታት ተኻይዶም፡፡ ብመሰረት እዚ ሰዓት 7 ጋንታታት ሃዲያ ሆሳእናን ሲዳማ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ዩኒቨርሲቲ እንጂባራ ቀፅሩ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ምቹው ንምግባር ዘሳለጦ ስራሕንኢዶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዩኒቨርሲቲ እንጂባራ ቀፅሩ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ምቹው ንምግባር ዘሳለጦ ስራሕንኢዶም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓለለፉዎ ፅሑፍ÷ “ዩኒቨርሲቲ እንጂባራ ቀፅሩ ከይዲ ምምሃር…

መበል 1 ሺህ 497 በዓል መውሊድ ኣብ መስጂድ ጀማ ንጉስ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1 ሺህ 497 በዓል መውሊድ ኣብ ኣብ ኢትዮጵያ ነፈለማ እዋን በዓል መውሊድ ዝተኸበረሉ መስጂድ ጀማ ንጉስ ይኽበር ኣሎ። ብ1456 ዝተመስረተ መስጂድ ጀማ ንጉስ ኣብ ኢትዮጵያ ንፈለማ እዋን በዓል መውሊድ ዝተኸበረሉ ቤተ እምነት ኢዩ፡፡…

ጣና ፎረም ኣብ ኣፍሪካ ዝረኣዩ ፀገማት ፀፅታ ንምፍታሕ ዕድል ፈጢሩ ኢዩ – ኣይተ ሃይለማሪያም ደሳለኝ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ጣና ፎረም ኣብ ኣፍሪካ ዝረኣዩ ፀገማት ፀፅታ ንምፍታሕ ዕድል ከምዝፈጠረ ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ሃይለማሪያም ደሳለኝ ገሊፆም። ኣይተ ሃይለማርያም ደሳለኝ÷ ኣብ መፋርቕ ወርሒ ሕዳር ኣብ ከተማ ባህርዳር ኣብ ጉዳያት ፀፅታ ኣፍሪካ ዝዝቲ…

ዩኒቨርሲቲታት ተፈተንቲ ተምሃሮ 12 ክፍሊ ይቕበላ ኣለዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለያ ዩኒቨርሲቲታት ኣብ ቀፃሊ ሰሙን ፈተነኦም ዝወስዱ ተምሃሮ 12 ክፍሊ ይቕበላ ኣለዋ። ሚኒሰስቴር ትምህርቲ ብመሰረት ዘውፀኦ መርሃ ግብሪ ኢየን እተን ዩኒቨርሲቲታት ካብ ትማሊ ጀሚረን እናተቐበላ ዝርከባ፡፡ ብመሰረት እዚ ÷…

ኣውሮፓ ኣብ ልዕሊ ሩሲያ ብዝተነበረ ዘይዕዉት ማዕቀብ ቀስብቐስ ትደሚ ኣላ – ቀዳማ ሚኒስትር ሃንጋሪ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ልዕሊ ሩሲያ ዘንበሮ ማዕቀብ ንኸልዕል ቀዳማ ሚኒስትር ሃንጋሪ ቪክቶር ኦርባን ሓቲቶም፡፡ ቪክቶር ኦርባን÷ “እቲ ማዕቀቡ ኲናት ሩሲያን ዩክሬንን ጠጠውከብል ዘይከኣለ ስለዝኾነ ንኣውሮፓ ካብ ምጉዳእ ወፃእ ዝረብሖ ነገር የለን”…

ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ምትሕብባር ደቡብ ኮሪያ ኣብ ኢትዮጵያ ዝገብሮ ምትሕብባር ልምዓት ከጠናኽር ከምዝደሊ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ምትሕብባር ደቡብ ኮሪያ (ኮይካ) ኣብ ኢትዮጵያ ዝገብሮ ምትሕብባር ልምዓት ከጠናኽር ከምዝደሊ ገሊፁ። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ኮሪያ ደሴ ዳልኬ ምስ ፕሬዚዳንት እቲ ኤጀንሲ ሂዩክ ሳንግ ሶህን ተዛቲዮም፡፡ ኣምባሳደር…

ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ስሩዕ ኣኼቡኡ ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ስሩዕ ኣኼቡኡ ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ምክያድ ጀሚሩ። እቲ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት እናዘተየ ይርከብ። እቲ ኮሚቴ ተዛቲዩ ዝተፈላለዩ ኣንፈታት ከቕምጥ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።…

ዩኒሴፍ ኣብ ክልል ኣምሓራ ንህንፀት ትካላት ማይ ዝውዕሉ ልዕሊ 132 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተገረሎም ናውቲ ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል መድሕን ህፃናት ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ዩኒሴፍ)ዩኒሴፍ ኣብ ክልል ኣምሓራ ብምኽንያት ኲናት ጉድኣት ንዝበፅሖም ትካላት ማይ መህነፂ ዝውዕሉ ልዕሊ 132 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተገረሎም ናውቲ ሓገዝ ገይሩ። እቲ ሓገዝ ዘረከቡ ምክትል…

ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ሕመድ ጅግጅጋ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ሕመድ ንኣኼባ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ እቲ ፓርቲ ጅግጅጋ ኣቲዮም። ከምኡ እውን ምክትል ፕሬዚዳንትን ምክትል ቀዳማይ ሚነሲትርን ሚኒትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ጅግጅጋ ኣቲዮም…