ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል መስቀል ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መስቀል ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ይኽበር ኣሎ፡፡ እቲ በዓል ብተኸተልቲ እምነት ክርስትና ዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊን ባህላዊ ስነ ስርአዓታት ብድምቀት እናተኸበረ ይርከብ። ትማሊ እውን ዳሜራ መስቀል ኣብ መላእ ሃገሪቱ ብድሙቕ ስነ ስርአት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮ ቴሌኮም ናይ 3 ዓመት ዕቤትን ስትራቴጂክን ትልሙ ዕላዊ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Sep 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ናይ 3 ዓመት ዕቤትን ስትራቴጂክን ትልሙ ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ገይሩ። ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩ÷ እቲ ሓዱሽ ስትራቴጂክ ትልሚ ፖሊሲ መንግስቲ ማእኸል ብዝገበረ መልክዑ ኩለመዳይ ኩነታ ሃገርን ዓለም ለኸን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መስቀል ኢየሱስ ክርስቶስ ንወዲሰብ ዘለዎ ፍቕሪ ህይወቱ ብምሃብ ዝገለፀሉ በዓል ኢዩ – ከንቲባ ኣዳነች አቤቤ Gebremariam Weldegerima Sep 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መስቀል ኢየሱስ ክርስቶስ ብዘይ ዓሌት፣ ቀለም፣ ፆታ፣ ሃይማኖትን ኣፈላላይን ንወዲሰብ ዘለዎ ፍቕሪ ህይወቱ ብመሃብ መወዳደሪ ዘይብሉ ፍቕሩ ዝገለፀሉ በዓል ከምዝኾነ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከንቲባ ኣዳነች አቤቤ ገሊፀን። እተን ከንቲባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት በዓል መስቀል ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Sep 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት በዓል መስቀል ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳው ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም÷ በዓል መስቀል ልመላእ ህዝቢ እቲ ክልልን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከቢድ ገበን ዘረፋን ሽፍትነትን እናፈፀሙ ዝነበሩ 14 ኣባላት ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም Gebremariam Weldegerima Sep 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲ ኣበባን ከባቢኣን ተወዲቦም ከቢድ ገበን ዘረፋን ሽፍትነትን ብምፍፃም ሰላም ህዝቢ እናሃወኹ ዝነበሩ 14 ኣባላት ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ብዝተገበረ ልዑል ኦፕሬሽን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዘውዓሎም ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ።…
ስፓርት ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ሻምፒዮን ፅዋዕ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኮይና Gebremariam Weldegerima Sep 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ቅዱስ ጊዮርጊስ ሻምፒዮን ፅዋዕ መበል 16 ከተማ ኣዲስ ኣበባ (ሲቲ ካፕ) ኮይና። ናይ ፍፃመ ፀወታ ምስ ጋንታ መከላከያ መቻል ዝገበረት ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ÷ ብብሕታዊት ሽቶ ሃብቶም ገብረእግዚኣብሄር 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 63 ፍረ ኮኬይን ኣብ ከተማ ባህርዳር ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ Gebremariam Weldegerima Sep 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)63 ፍረ ኮኬይን ኣብ ከተማ ባህርዳር ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓለ ተገሊፁ። እቲ ኮኬይን ኦፊሰራት ሓበሬታ ብሔራዊ ኣገልግሎት ሓሬታን ድሕንነትን ብዝገበሩዎ ሚስጢራዊ ክትትል ኢዩ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ፡፡ መበገሲኣ ከተማ ኣዲስ ኣበባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃፍቲታት ቱሪዝምና ብምልማዕ ጉዕዞ ዕቤትና ጋህዲ ክንገብር ኢና – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መግስቲ Gebremariam Weldegerima Sep 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃፍቲታት ቱሪዝምና ብምልማዕ ጉዕዞ ዕቤትና ጋህዲ ክንገብር ኢና ክብል ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መግስቲ ኣፍሊጡ። ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መግስቲ “ሓዱሽ ሓሳብ ንቱሪዝም” ብዝብል መሪሕ ቃል እናተኸበረ ዝርከብ ዓለም ለኸ መዓልቲ ቱሪዝም ኣመልኪቱ መግለፂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣሶሳ እናተኸበረ ዝፀንሐ መዓልቲ ቱሪዝም ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Sep 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)“ሓዱሽ ሓሳብ ንቱሪዝም” ብዝብል መሪሕ ቃል ብብርኪ ሃገር ኣብ ከተማ ኣሶሳ እናተኸበረ ዝፀንሐ መዓልቲ ቱሪዝም ተዛዚሙ። ሚኒስትር ቱሪዝም ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊ ኣብቲ እዋን ከምዝበለኦ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተኸበረ መዓልቲ ቱሪዝም ወለዶ ንባዕሉን…
ስፓርት ኣትሌት ትእግስት ኣሰፋ ኣብ ማራቶን በርሊን ክበረ ወሰን እቲ ቦታ ብምምሕያሽ ተዓዊታ Gebremariam Weldegerima Sep 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓቲ ኣብ በርሊን ዝተኻየደ መበል 48 ውድድር ጉያ ማራቶን በርሊን ኣትሌት ትእግስት ኣሰፋ ክበረ ወሰን እቲ ቦታ ብምምሕያሽ ተዓዊታ። ኣትሌት ትእግስት 2 ሰዓት 15 ደቒቕ 37 ሰከንድ ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ኢያ ሓዱሽ ክብረ ወሰን እቲ ቦታ…