Fana: At a Speed of Life!

ኪፕቾጌ ኣብ ማራቶን በርሊን ክበረ ወሰን ብምስባር ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኬንያዊ ኣትሌት ኢሉድ ኪፕቾጌ ኣብ ማራቶን በርሊን ናይ ባዕሉ ክበረ ወሰን ብምስባር ተዓዊቱ። ሓበሬታ ኣትሌቲክስ ዓለም ከምዝሓበሮ÷ እቲ ኣትሌት ሎሚ መዓል ኣብ ዝተኻየደ ማራቶን በርሊን 2:01:09 ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ቀዲሙ ብዝነበረ ሰዓት…

ግድብ ሕዳሰ ምንቅስቓስ ቱሪዝም ብልዑል ብርኪ ዘነቓቕሕ ፕሮጀክት እዩ – ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓብዪ ግድብ ሕዳሰ ኢትዮጵያ ሓይሊ ካብ ምፍልፋል ሓሊፉ ምንቅስቓስ ቱሪዝም ብልዑል ኩነታት ዘነቓቕሕ ከምዝኾነ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰን ገሊፆም፡፡ ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰንን ሚኒስትር ቱሪዝም ናሲሴ ጫሊን ሓዊሱ…

“ዮ ማስቃላ” መለወጢ ዘበን ብሄረሰብ ጋሞ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መለወጢ ዘበን 2015 ዓ.ም ብሄረ ጋሞ “ዮ ማስቃላ” ኣብ ከተማ ኣርባምንጭ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ በዓል ኣፈጉባኤ ቤትምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር፣ ሚኒስተር ባህልን ስፖርትን ቀጀላ መርዳሳ፣ ሚኒስትር ዴኤታታት ሚኒስቴር ጉዳያ…

መለወጢ ዘመን ብሄረሰብ ወላይታ በዓል “ጊፋታ” ብድምቀት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መብሰሪ ሓድነት፣ ሰላምን ሕብረትን ዝኾነ መለወጢ ዘመን ብሄረሰብ ወላይታ በዓል "ጊፋታ" ኣብ ወላይታ ሶዶ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ፡፡ ኣብ ወላይታ ካብ ኣረጊት ናብ ሓዱሽ ዘመን መሰጋገሪ ብስራት ተገይሩ ዝውሰድ በዓል ጊፍታ÷ መርሃ  ግብሪ መዛዘሚ…

መጥቃዕቲ ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን ንምክልኻል ስትራቴጂክ ትልምታት ብግቡእ ክትግበር ኣለዎ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መጥቃዕቲ ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን ንምክልኻል ስትራቴጂክ ትልምታት ብግቡእ ክትግበር ከምዝግባእ ተሓቢሩ። ኮከስ ደቂ ኣንስትዮ ምስ ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳያትን፣ ከምኡ ውን ምስ ሚንስቴር ፍትሕን ትካል ዓለም ለኽ ደቂ ኣንስትዮ…

ብዓል ዳሜራ ኣብ ዝኽበረሉ መስቀል ኣደባባይ መርሃ ግበሪ ፅሬት ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መስቀል ኣደባባይ ዝኽበር ብዓል ዳሜራ ምኽንያት ብምግባር እቲ ብዓል ዝሳለጠሉ ቦታ መርሃ ግበሪ ፅሬት ተሳሊጡ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ፤ ኣቦታት ሃይማኖት ዝተፈላለዩ ስዓብቲ እምነት፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ…

ልዕሊ151 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ናውቲ ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ151 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ናውቲ ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩክ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚሽን ካብ 6  ክሳብ 12 መስከረም 2015 ዓ.ም ብዝገበሮ ክትትል 144 ነጥቢ 1 ሚሊየን ኣታዊን፤ ልዕሊ 7 ነጥቢ 1 ሚሊየን ብር ሰደድ…

ጎንፂ ዘለዓዕሉ ፅሑፋትን ተንቀሳቐስቲ ነገራትን በዓል ዳሜራ ናብ ዝኽበረሉ ቦታ ሒዝካ ምምፃእ ዝተኸልከለ እዩ – ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ድሕንነትን…

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሽፋን ሃይማኖት ፖለቲካዊ ኣጀንዳታት ምንፅብራቕን ምውዕዋዕን ግቡእ ከምዘይኮነ ብምግንዛብ ካብ ስነ-ስርዓት በዓል ዳሜራ ወፃእ ህውከት ዘለዓዕሉ ነገራት እቲ በዓል ናብ ዝኽበረሉ ቦታ ሒዝካ ምምፃእ ዝተኸልከለ ከምዝኾነ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ድሕንነትን…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣርባዕተ ሽልማታት መገዲ ኣየር ዓለም ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ስካይትራስክ 2022 መገዲ ኣየር ዓለም ኣርባዕተ ሽልማታት ተዓዊቱ። እቲ መገዲ ኣየር 11 ደረጃታት ብምምሕያሽ ካብ 100 ብሉፃት መገዲ ኣየራት ዓለም መበል 26 ደረጃ ከምዘተቐመጠ ተገሊፁ። እቲ ሓበሬታ ኣብ መላእ…

ኣይተ መላኩ ኣለበል ምስ ኣመራርሓ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል ምስ ምክትል ዳይሬክተር ጀነራል ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብዱል ካማራ ተዛቲዮም። እቶም መራሕቲ ፖሊሲ ኣፍረይቲ ኢንዲስትሪ ካብ ምስንዳእ ጀሚሩ ኣብ እዋን ኮቪድ ኤክስፖርት ክቕፅል…