ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መድረኽ ዘተ ኣብ ምምዕባል ዝርከባን በሪ ባሕሪ ዘይብለንን ሃገራት ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ትሳተፈሉን ኣብ ምምዕባል ዝርከባን በሪ ባሕሪ ዘይብለንን ሃገራትን መድረኽ ዘተ ኣብ ኒውዮርክ ይካየድ ኣሎ። ኣብ ኒውዮርክ እናተኻየደ ምስ ዝርከብ መበል 77 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውሕመ ጋድና ጎድኒ ኢዩ እቲ መድረኽ እናተኻየደ ዝርከብ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ዳሜራን መስቀልን ብሰላም ንኽዛዘም እኹል ምድላው ከምዝገበረ ፖሊስ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Sep 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ በዓል ዳሜራን መስቀልን ብሰላም ንኽዛዘም እኹል ምድላው ከምዝገበረ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚሽን ካብ ኩለን ክፍለ ከተማታት ምስ ዝተውፃፅኡ ወለንታውያን ኣባላት ሰራዊት ሰላም ብምትሕብባር በዓል መስቀልን ዳሜራን ብሰላም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወዲ 6 ዓመት ህፃን ብምዕጋት 200 ሺሕ ብር ዝሓተተ ውልቀ ሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ Gebremariam Weldegerima Sep 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ወዲ 6 ዓመት ህፃን ብምዕጋት 200 ሺሕ ብር ዝሓተተ ውልቀ ሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓለ ፖሊስ ኣፍሊጡ። ኣባል ሸኔ ከምዝኾነ ዝተጠርጠረ እቲ ውልቀሰብ ወዲ 6 ዓመት ህፃን ብምዕጋት 200 ሺሕ ብር ካብ ወለዲ እቲ ህፃን ተቐቢሉ ኣብ ከተማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 42 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Sep 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ተፀዋዕቲ ትካላት እቲ ሚኒስቴርን ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 42 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ዓይነት ገይሮም። እቲ ሓገዝ÷ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ ንሚኒስትር ዲኤታ ወይዘሮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ልምዓት እንግሊዝን ምክትል ጉዳያት ወፃኢ ሞዛምቢክን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Sep 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ልምዓት እንግሊዝ ቪኪ ፎርድን ምክትል ጉዳያት ወፃኢ ሞዛምቢክ ማኑዌል ጎንቻልስን ኣብ ክልተኣዊን ዞባዊን ጉዳያት ኣድሂቦም ተዛቲዮም። ርክብ ተን ሃገራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ብኣካቢ ኮሚቴ ጉዳያት ወፃኢ ፓርላማ ኣውሮፓ ዴቪድ ማካሊስተር ዝተመርሐ ልኡክ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Sep 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ብኣካቢ ኮሚቴ ጉዳያት ወፃኢ ፓርላማ ኣውሮፓ ዴቪድ ማካሊስተር ዝተመርሐ ልኡክ ኣብ ቤት ፅሕፈተን ተቐበሊን ኣዘራሪበን። እቲ ጉጅለ ልኡኽ÷ ኮሚቴ ጉዳያት ወፃኢ ፓርላማ ኣውሮፓ፣ ኮሚቴ መሰል ደቂ ኣንስትዮን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል መስቀል ሃይማኖታዊ ፀጋታቱ ብዝሓለወ መልክዑ ንክኽበር ኩሉ ግደኡ ንክዋፃእ ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Sep 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መስቀል ሃይማኖታዊ ፀጋታቱ ብዝሓለወ መልክዑ ንክኽበር ኩሉ ግደኡ ንክዋፃእ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ፃውዒት ኣቕሪባ። ዋና ኣካያዲ ስራሕ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያን ሊቀ ጳጳስ ሃገረ ስብከት ባህርዳርን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ጋምቤላ ዝነብሩ ተወለድቲ ትግራይ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Sep 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ ዝነብሩ ተወለድቲ ትግራይ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ተዛቲዮም። ተሳተፍቲ እቲ መድረኽ÷ “ጥፍኣተኛ ካብ ሰላማዊ ዜጋታት ምፍላይ ከምዘድሊ፤ ንሕና ተጋሩ ብኢትዮጵያ ኣይንደራደርን፤ ደለይቲ ሰላም ህዝቢ ስለዝኾንና ምስ ካልኦት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓላት ዳሜራን ኢሬቻን ክብሮም ሓሊዮም ንኽኽበሩ መናእሰይ ናይ ባዕሎም ግደ ክዋፅኡ ይግባእ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima Sep 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓላት ዳሜራን ኢሬቻን ሃይማኖታዊን ባህላዊን ክብሮም ሓሊዮም ብሰላም ንኽኽበሩ መናእሰይ ናይ ባዕሎም ግደ ክዋፅኡ ከምዝግባእ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ፀዊዐን። ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤን ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዞባታት ምዕራብ ኦሞን ካፋ ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 38 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Sep 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ዞባታት ምዕራብ ኦሞን ካፋ ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 38 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ዓይነት ገይሮም። ዞባ ካፋ ልዕሊ 31 ነጥቢ 9 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገንዘብን ዓይነትን ዝገበረ እንትኸውን÷ እቲ ሓገዝ…