Fana: At a Speed of Life!

ደቂ ኣንስትዮ ሚኒስትራት ዝራእቲ ሕርሻ ተዓዚበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቂ ኣንስትዮ ሚኒስትራት ኣብ ዞባ ጉዳጌ  ወረዳ ሶዶ ተረኺበን ዝራእቲ ሕርሻ ተዓዚበን። ኣብቲ ዑደት ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ፣ ሚኒስትር ከተማን ኣባይቲን ወይዘሮ ጫልቱ ሳኒን ሚኒትር መስኖን ቆላማ ከባቢታትን…

20 ሜጋ ዋት ሓይሊ ሃፋ ከርሰምድሪ ከምዝተረኸበ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፕሮጀክት ኳዕቲ ከርሰ ምድሪ ሃፋ ኣሉቶ ላንጋኖ ክሳብ ሕዚ20 ሜጋ ዋት ሓይሊ ከምዝተረኸበ ተገሊፁ። ኣብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ መካየዲ ስራሕ እቲ ፕሮጀክት መሳይ ፍቃዱ ከምዝገለፁዎ÷ ክሳብ ሕዚ ብ ዝተዛዘሙ ኳዕቲታትን ፍተሻ ፍርያት ካብ…

ኣብ በዓል ዳሜራን መስቀልን ናህሪ ዋጋን ስግኣት ፀፅታን ብንቕሓት ምክትታል ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓድጊ ዓለም ዝኾነ ኣብ በዓል ዳሜራን መስቀልን እንትኽበር ማሕበረ ሰብ ንግዲ ናህሪ ዋጋን ክቆፃፀርን ስግኣት ፀፅታ ብንቕሓት ክከትታልን ከምዝግባእ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣይተ ጃንጥራር ኣባይ ኣገንዚቦም። በዓል ዳሜራን…

ዓለም ለኸ መዓልቲ ቱሪዝም ብብርኪ ሃገር ኣብ ከተማ ኣሶሳ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ መዓልቲ ቱሪዝም ብብርኪ ሃገር ንመበል 35 ገዘ “ሓዱሽ ሓሳብ ንቱሪዝም” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ከተማ ኣሶሳ ይኽበር ኣሎ። ብዝተፈላለዩ ምድላዋት እናተኸበረ ኣብ ዝርከብ በዓል÷ ሚኒስትር ቱሪዝም ኣምባሳደር…

ኣብ 2014 ዓ.ም ን5 ሚሊየን ዜጋታት ፅሩይ መስተ ማይ ከቕርብ ከምዝኸኣለ ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2014 ዓ.ም ን5 ሚሊየን ዜጋታት ፅሩይ መስተ ማይ ከቕርብ ከምዝኸኣለ ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ገሊፁ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ትልሚ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም ኣመልኪቱ ምስ ተፀዋዕቲ ትካላቱን ምስ ቢሮታት ማይን ኢነርጂን ክልላትን ኣብ ከተማ…

በዓል መሳላ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተምሳሌት ሓድነትን ፍቕርን ዝኾነ በዓል መሳላ ኣብ ብሄረሰባት ከንባታ፣ ጠንባሮን ዶንጋን ይኽበር ኣሎ፡፡ እቲ በዓል÷ ኣብ ዞባ ከምባታ ጠምባሮ ኣብ ዝርከቡ ሰለስተ ብሄረሰባት ማለት እውን ከንባታ፣ ጠንባሮን ዶንጋ በቢዓመቱ ዝኽበር ኢዩ፡፡…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቱርኪ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቱርኪ ሜቭሉት ካቩሶግሉ ተዛቲዮም፡፡ እቶም ሚኒትራት ኣብ ኒውዮርክ እናተሳለጠ ኣብ ዝርከብ መበል 77 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት…

ኣብ ሱዳን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ፀገም ከየጋጥሞም ብትኹረት እናሰርሐ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ጉዳያት ውሽጢ ሃገር ሱዳን ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሱዳን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ፀገም ከየጋጥሞም ብመራሕቲ እታ ሃገር ትኹረት ዝተውሃቦ ስለዝኾነ፤ ተሓባቢሩን ተዛቲዩን ፀገማት ንምፍታሕ ድሉው ከምዝኾነ ሚኒስቴር ጉዳያት ውሽጢ ሃገር ሱዳን ገሊፁ። በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ…

ልምዲ ሓምለዋይ ኣሰር ኢትዮጵያ ናብ ካልኦት ሃገራት ኣፍሪካ ከምዘስፋሕፍሕ ውሕመ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ሓምለዋይ ኣሰር ሓደ ማዕቐፍ ምትሕብባር ሃገራት እቲ ዞባ ንኽኸውን እናሰርሐት ምዃና ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ኢትዮጵያ ዘላቒ ልምዓት ሓምለዋይ ልምዓት ንምርግጋፅ እናሳለጠቶ ትርከብ ስራሕቲ ሓምለዋይ ኣሰርን ዝተረኸቡ ዝነኣዱ…

ኢትዮጵያ መለክዒ ሞያ እንተያማለአ ዝተሰናደአ ፀብፃብ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኣባላት ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ውሕመ ንኽቃወሙዎ ሓቲታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ሰብ ሞያ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ንኢትዮጵያ ኣመልኪቱ ዘቕረቦ ትሕቲ ደረጃ ዝኾነ ፀብፃብ መለክዒ ሞያ እንተየማለአ ዝተሰናደአ ፀብፃብ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ውሕመ ኣባላት ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ንኽቃወሙዎ…