ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተወለድቲ ትግራይ ንሰራዊት ምክልኻል ስንቅ የሰናድኣ ኣለዋ Gebremariam Weldegerima Sep 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝነብራ ደቂ ኣንስትዮ ተወለድቲ ትግራይ ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ስንቂ ንምግባር ኣብ ምስንዳእ ከምዝኾና ኣፍሊጠን። ኣበር ክፍለ ከተማ ለሚ ኩራ ዝርከባ ደቂ ኣንስትዮ ተወለድቲ ትግራይ ንጅግና ሰራዊት ምክልኻል ስንቂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ዩኔስኮ“ ኢትዮጵያ ንእተሰናድኦ ዓለም ለኸ ምሕደራ መርብ ሓበሬታ ሓዊሱ ዝተፍላለዩ ስራሕቲ ከምዝድግፍ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ትካል ሳይንስ፣ ትምህርቲን ባህሊን (ዩኔስኮ) ኢትዮጵያ ንእተሰናድኦ ዓለም ለኸ ምሕደራ መርብ ሓበሬታ ሓዊሱ ዝተፍላለዩ ስራሕቲ ከምዝድግፍ ገሊፁ። ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ ምስ ዳይሬክተር ተወካሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ደቡብ ንሰራዊት ምክልኻል 50 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Sep 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ደቡብ ንሰራዊት ምክልኻል 50 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ። እቲ ሓገዝ ዝተረኸቡ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ÷ ሓገዝ መንግስቲ እቲ ክልል ብኣብነት ዝፅራሕ ከምዝኾነ ገሊፆም። ንሰራዊት ምክልኻል 5 ቢሊየን ብር ሓገዝ ንምእካብ…
Uncategorized ዩናይትድ ካፒታል ግሩፕ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ኣለሻን ልምዓትን ተፈጥሮ ጋዝ ንምውፋር ድሌት ኣርኢዩ Gebremariam Weldegerima Sep 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩናይትድ ካፒታል ግሩፕ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ኣለሻን ልምዓትን ተፈጥሮ ጋዝ ንምውፋር ድሌት ከምዘለዎ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር መዓድን ፌዴሪኢ ኢንጂነር ታከለ ኡማ፥ ብልኡል ጆርዳን ኣባስ ቤን ዓሊ ቤን ናይፍ ምስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ዩናይትድ ካፒታል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚዲያታት ሃገርና ተወዳዳራይነቶም ዘዕብዩ ናይወፃኢ ተሞክሮ ንኽረኽቡ ከምዝሰርሕ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ኳታር ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚዲያታት ሃገርና ተወዳዳራይነቶም ዘዕብዩ ናይወፃኢ ተሞክሮ ንኽረኽቡ ከምዝሰርሕ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኳታር ፈይሰል ኣልዩ ገሊፆም። እቶም ኣምባሳደር እዚ ዝበሉ ኣመራርሓታት ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ኳታር ዶሃ ዝርከብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህንዲ ኣብ ተለዋጢት ኣባልነታ ኢትዮጵያን ብዝምልከት ዘርአየቶ ቅዋም ዝነኣድ ኢዩ – ኣይተ ደመቀ መኮንን Gebremariam Weldegerima Sep 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ህንዲ ኣብ ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ተለዋጢት ኣባል ኣብ ዝነበረትሉ እዋን ኢትዮጵያን ብዝምልከት ዘርአየቶ ዘይሻራዊ ቅዋም ኢትዮጵያ ንኢዳ። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሩሲያ ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳበሪያ) ብናፃ ንኣፍሪካ ክተቕርብ ኢያ Gebremariam Weldegerima Sep 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ሩሲያ እናማዕበላ ዝርከባ ሃገራት ኣፍሪካ ብኣሽሓት ቶን ዝቑፀር ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳበርያ) ከምተቕርብ ተገሊፁ፡፡ ኣፍራዪ መዓድንን መዳበርያ ፓታሽን ሩሲያ ዝኾነ ዩራልቼም÷ እቶም ፍርያት ንሃገራት ኣፍሪካ ብናፃ ንምቕራብ ከምዝወሰነ ዋና ፈጻሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ገበን ተንከፍ ዝኾኑ ጉዳያት ዝኣተዉ ህፃናት ዝፀንሑሉ ማእኸል መፅንሒን ተሃድሶን ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima Sep 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕድመኦም ትሕቲ 18 ዓመት ኮይኑ ኣብ ገበን ተንከፍ ዝኾኑ ጉዳያት ተሳቲፎም ዝተረኸቡ ህፃናትን ሰገናትን ዝህነፁሉ ማእኸል ቤት ህንፀት ብልዕሊ 450 ሚሊየን ብር ወፃኢ ተሃኒፁ ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ዓለም ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝጀመሮም ስራሕቲ ምትሕብባር ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Sep 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ስራሕ ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝጀመሮም ምትሕብባራትን ሓገዛትን ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ፕላንን ልማትን ፍፁም ኣሰፋ ምስ ተወከልቲ ባንኪ ዓለም ተዛቲየን። ኣብቲ እዋን ዘተ ኣብ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብ130 ሚሊየን ዶላር ዝተሃነፀ ማእኸል ሓበሬታ “ሬድ ፎክስ” ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Sep 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብ130 ሚሊየን ዶላር ዝተሃነፀ ማእኸል ሓበሬታን ዋና ቤት ዕዮን “ሬድ ፎክስ ሶሉሽንስ ግሩፕ” ኣብ ፓርክ ኢንፎርሜሽን ኮሙዩኒኬሽን ቴክኖሎጂ ብዕሊ ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሩ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ኣገልግሎት÷ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት…