ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣከባብራ በዓላት መስቀል፣ ዳሜራን ኢሬቻ ኣመልኪቱ ልዝብ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Sep 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝቕፅሉ በዓላት መስቀል፣ ዳሜራን ኢሬቻን ብሰለማ ንምኽባር ዝዓለመ ልዝብ ተኻይዱ። እቲ መድረኽ ዘተ÷ ቢሮ ምምሕዳር ፀፅታን ሰላምን ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ ማእኸል ክሳብ ወረዳ ዝርከቡ ውዳበታት ፀፅታን መዳርግቲ ኣካላትን ኢዩ ገይሩዎ። ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ ምትእስሳር መናእሰይ ኣፍሪካ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Sep 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምትሕብባር ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ዝተጣየሸ ብሔራዊ ኮሚቴ ኢትዮጵያውያን መናእሰይን ናይ ካልኦት ሃገራት ኣፍሪካ መናእሰይን መርሃ ግብሪ ምትእስሳር ዕላዊ ኮይኑ። ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ማእኸል ህንፀት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንሰራዊት ምክልኻል ደም ለሶም Gebremariam Weldegerima Sep 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ንሰራዊት ምክልኻል ደም ለሶም። ኣፈ ጉባኤ ባይተ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ፣ ምክትል ኣፈ ጉባኤ ሎሚ በዶ፣ ምክትል ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽ ፌዴሬሽን ዛህራ ሑመድ ሓዊሱ ክልቲኦም ሰራሕተኛታትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነበርቲ ወረዳ ግዳንን ከተማ ድሬዳዋን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሓገዝ ዓይነት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Sep 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋን ነበርቲ ዞባ ሰሜን ወሎን ኣብ ግምባር ንዝርከብ ሰራዊት ምክልኻል ሰራዊት ሃገር ናይ ዓይነት ስንቂን ሓገዝ ገይሮም፡፡ ኣብ ዞባ ሰሜን ወሎ ነበርቲ ወረዳ ግዳን ኣብ ግምባር ንዝርከብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ስንቂን ካልኦት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢንጂነር ታከለ ኡማ ምስ ኣፍረይቲ ወርቂ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Sep 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣሻድሊ ሃሰንን ሚኒስትር መዓድን ታከለ ኡማን ኣብቲ ክልል ምስ ዝርከቡ ኣፍረይቲ ወርቂ ተዛቲዮም። ኣብቲ እዋን ዘተ ኣብቲ ዓውዲ ዝረአዩ ማሕለኻታት ብሓባር ናይ መፍትሒ ኣንፈት ክቕመጡ ኢም ዝብል ትፅቢት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ፎረም ዞባዊ ሚኒስትራት ሃገራት ምብራቕን ቀርኒን ኣፍሪካ ተተኣናግድ ኣላ Gebremariam Weldegerima Sep 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፎረም ዞባዊ ሚኒስትራት ሃገራት ምብራቕን ቀርኒን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። “ዞባዊ ክእለትን ምውፋር ስራሕ መናእሰይን” ቴክኒካዊ ጉጅለ ንምጥያሽ ብመሰረት ዝተገበረ ስምምዕነት÷ ኣኼባ መጣየሺ ጉጅለ ቴክኒክ እተን ኣባል ሃገራት…
ስፓርት ኣሰልጣኒ ውበቱ ኣባተ ን23 ተፃወተወቲ ፃውዒት ኣቕሪቦም Gebremariam Weldegerima Sep 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሰልጣኒ ውበቱ ኣባተ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ ሱዳን መዘነኣ ንእትገብሮ ናይ ምሕዝነት ፀወታ ን23 ተፃወተወቲ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ እዋን ኢንተርናሽናል ፀወታታት ፊፋ ብምጥቃም ምስ ሃገራዊት ጋንታ ሱዳን 13 መስከረምን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንግብረ ራዕዲ ሕወሓት ዝኹንን ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Sep 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ሕወሓት ንሳልሳይ ዙር ዝኾፈቶ ኲናት ዝኹንንን ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ስጉምቲ ክትወስድን ዝሓትት ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ተኻይዱ። ኣብቲ ሰላማዊ ሰልፊ÷ ኢትዮጵያውያን፣ ትውልደ ኢትዮጵያውንን ፈተውቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከባቢ ኣብያተ ትምህርቲ ዘዝሳለጡ ሃወኽቲ ተግባራት ንምክልኻል ብዕቱብ ከምዝስራሕ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሓዱሽ ዘበነ ትምህርቲ ኣብ ከባቢ ኣብያተ ትምህርቲ ዝሳለጡ ሃወኽቲ ተግባራት ብምክልኻል ብስነ-ምግባር ዝተሃነፀ ወለዶ ንምፍራይ ብዕቱብ ከምዝስራሕ ቢሮ ትምህርቲ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ዶክተር ዘላለም ሙላቱ ከምዝገለፁዎ÷ ኣብቲ…
ስፓርት ኣብ ሲድኒ ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊተን Gebremariam Weldegerima Sep 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣውስትራሊያ ሲድኒ ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብፀብለልታ ተዓዊተን። ኣትሌት ትዕግስት ግርማ 2 ሰዓት 25 ደቒቕን 10 ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምዝዛም ቀዳመይቲ ወፂ፡፡ ካሊእ ኢትዮጵያዊት ኣትሌት…