Fana: At a Speed of Life!

ፓርቲ ብልፅግና ክልል ሃረሪ ኣብቲ ክልል ምስ ዝርከቡ ተወለድቲ ትግራይ ኣብ ሃገራዊ ዛዕባ ዘትዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ክልል ሃረሪ ኣብቲ ክልል ምስ ዝርከቡ ተወለድቲ ክልል ትግራይ ብምኻን ኣብ ሃገራዊ ዛዕባ ዘትዩ፡፡ ኣፍቲ መድረኽ ዘተ ዝተረኸቡ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ክልል ሃረሪ  ኣይተ ኣብዱልሃኪም ኡመር ከምዝገለፅዎ÷ ግብረ ራዕዲ…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት መንእሰይ ትግራይ ናብ ኩናት እናዳጎነ የፅንቶ ኣሎ ዕጡቓት ጉጀለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት መንእሰይ ትግራይ ናብ ኩናት እናዳጎነ የፅንቶ ኣሎ ክብሉ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኢዶም ዝሃቡ ዕጡቓት እቲ ጉጀለ ገሊፆም፡፡ ኢዶም ዝሃቡ ዕጡቓት እቲ ግብረ ራዕዲ ጉጀለ ከምዝበልዎ÷ “ብፀላእቲ ተኸቢብና ኢና እናበለ ብናይ ሓሶት…

ክልል ቤንሻንጉል ጉሙዝ ንመከላኸሊ ሰራዊት ሀገር ልዕሊ ሓደ ሚሊዮን ብር ዝዋገኦም እንስሳት ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ቤንሻንጉል ጉሙዝ ንመከላኸሊ ሰራዊት ሀገር ንምግብነት ዘዉዕሉ ልዕሊ ሓደ ሚሊዮን ብር ዋጋ ዘለዎም እንስሳት ሓገዝ ገይሩ፡፡ እቲ ሓገዝ÷ ሓለፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ክልል ቤንሻንጉል ጉሙዝ ይስሃቅ ኣብዱልቃድርን ሓላፊ ቢሮ ፀጥታን…

ሃገር ለኸ መድረኽ ዘተ ኣፈ ጉባኤታት ኣብ ባህርዳር ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤታት ቤት ምኽሪ ኩለን ክልላት፣ ምምሕዳር ከተማታትን ዝተፈላለዩ ኣባላት ቤት ምኽሪን ዘካተተ ዘተ ኣፈ ጉባኤታት ኣብ በህርዳር ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ወይዘሮ ፋንቱ ተስፋዬ፤ ንተሳተፍቲ ኣፈ ጉባኤታት ቤት ምኽሪ…

ፅዕንቶ ዲፕሎማሲ ንምክልኻል ግደ ዲያስፖራ ተጠናኺሩ ክቕፅል ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሉዓላዊነት ሃገር ንምኽባር ኣብ ዝግበር ምንቕስቃስ ግቡእ ዘይኮነ ፅዕንቶ ዲፕሎማሲ ንምክልኻል ግደ ዲያስፖራ ተጠናኺሩ ክቕፅል ከምዝግባእ ሚኒስትር ዴኤታ  ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ሰላማዊት ካሳ ገሊፀን፡፡ ምንቕስቃስ ኣፈፃፅማን ትልምን…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንክልል ዓፋር 14 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንክልል ዓፋር 14 ሚሊየን ብር ናይ ዓይነት ሓገዝ ገይሩ። እቲ ሓገዝ÷ ምክትል ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ወይዘሮ ሎሚ በዶ ኣብ ከተማ ሰመራ ተረኺበን ንርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኣወል ኣርባ ኣረኪበንኦ፡፡…

ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ንሰራዊት ምክልኻል ደም ለጊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ደም ለጊሶም። ዋና ፈፃሚ ስራሕ ሓይሊ ሰብን ሓለዋን እቲ ቤት ፅሐፈት ኣይተ ሽብሩ ኣባዲማ ኣብቱ እዋን ከምዝሓበሩዎ÷ እቶም ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን ቅድሚ ሕዚ…

ፋሲል ከነማ ኣብ ፈላማይ ውድድር ቅድመ መፃረዪ ኮንፌዴሬሽን ካፕ ኣፍሪካ ናብ ዝቕፅል ዙር ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፈላማይ ውድድር ቅድመ መፃረዪ ኮንፌዴሬሽን ካፕ ኣፍሪካ ምስ ቡሩንዳዊት ጋንታ ቡማሙሩ ዝተፃወተት ጋንታ ፋሲል ከነማ ናብ ዝቕፅል ዙር ምሕላፋ ኣረጋጊፃ። ፋሲል ከነማ ሎሚ መዓልቲ ናይ መልሲ ፀወታኣ 1 ን 0 ትሰዓር እምበር ብድምር ውፅኢት 3…

ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያ ዘሎ ጎንፂ መፍትሒ ንኽረክብ ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ንግብረ ራዕዲ ህወሓት ተሓታቲ ክገብር ይግባእ – ፕ/ር አን ፊትዝ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 መስከረም ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያ ዘሎ ጎንፂ መፍትሒ ንኽረክብ ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ንግብረ ራዕዲ ህወሓት ተሓታቲ ክገብር ከምዝግባእ ፕሮፌሰር ኣን ፊትዝ ጌራልድ ገሊፀን። ኣብ ካናዳ ተመራማሪት ዓለም ለኸ ጉዳያት ፀፅታን ዲን ዓለም ለኸ ዓለም ለኸ…

ክልል ኦሮሚያ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር 3 ሺሕን 656 ማሕረዲ እንስሳት ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ኦሮሚያ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር 3 ሺሕን 656 ንማሕረዲ ዝኾና እንስሳት ሓገዝ ገይሩ። እቲ ክልል 1 ሺሕን 411 ሰንጋ ፣ 1 ሺሕን 85 ኣጣል፣ 1 ሺሕን 160 ኣባጊዕ ብድምር 3 ሺሕን 656 ንማሕረዲ ዝኾና እንስሳት ሓገዝ ገይሩ፡፡…