ንኢንቨስትመንትን ኣምፃእቲን ኤሌክትሪክ ተሽከርከርቲ ዘበረታትዕ መመሓየሺ ታክሲ ተግባራዊ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኢንቨስትመንትን ኣምፃእቲን ኤሌክትሪክ ተሽከርከርቲ ዘበረታትዕን ንሕብረተሰብ ተረባሕቲ ዝገብርን መመሓየሺ ታክሲ ተግባራዊ ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ገንዘብ ኣፍሊጡ።
ኣብቲ መመሓየሺ ታክሲ÷ ካብ ወፃኢ ዝኣትዋ ይኹና ኣብ ውሽጢ ሃገር ዝፈርያ ብኤሌክትሪክ…