Fana: At a Speed of Life!

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝፈፀሞ ዘረፋ ነዳዲ ስራሕቲ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣኽቢዱልና – ዴቪድ ቤስሊ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ መቐለ ዝርከብ መኽዚን ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ዝፈፀሞ ዘረፋ ነዳዲ ስራሕቲ ሰብኣዊ ሓገዝ ከምዘኽበዶ ዋና ዳይሬክተር እቲ ትካል ዴቪድ ቤስሊ ገሊፆም። ቀዋሚ ልኡኽ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ታየ ኣፅቀ…

ምምሕዳር እታ ከተማ ኣብ ወራር መሬትን ጉዳያት ፀፅታን ትኹረት ገይሩ ክሰርሕ ከምዝግባእ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ወራር መሬትን ጉዳያት ፀፅታን ትኹረት ገይሩ ክሰርሕ ከምዝግባእ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ገሊፆም። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተመረፁ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ምምሕዳር ኣብታ ከተማ ብዛዕባ…

ኣገልግሎት ስደተኛታትን ተመለስቲን፣ ዞባታት ሸካን ደቡብ ጎንደርን ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ስደተኛታትን ተመለስቲን፣ ዞባታት ሸካን ደቡብ ጎንደርን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብር ገይሮም። ኣገልግሎት ስደተኛታትን ተመለስቲን ሎሚ መዓልቲ ንሰራዊት ምክልኻል 5 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ፡፡ ዞባ ሸካ ንጅግና ሰራዊት ምክልኻል…

ምድብ ድልድል ውድድር ቻን 21 መስከረም 2015 ዓ.ም ዕላዊ ክኸውን ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ትሳተፈሉ ምድብ ድልድል ውድድር ኮንፌዴሬሽን ኣፍሪካ ቻን 21 መስከረም 2015 ዓ.ም ዕላዊ ክኸውን ኢዩ። ባኣሰናዳእነት ኣልጄሪያ ዝካየድ ውድድር ቻን፤ ንፈለማ እዋን ቁፅሪ ተሳተፍቲ ዝዓበየ እንትኸውን÷ ኣብ ሞንጎ 18 ሃገራዊ ጋንታታት…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ብምኽንያት ሕልፈት ንግስቲ ኤልዛቤጥ ካልአይቲ ኣብ ዝተሰናደአ መግለፂ ሓዘን ክታም ኣንቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ብምኽንያት ሕልፈት ንግስቲ ኤልዛቤጥ ካልአይቲ ኣብ ዝተሰናደአ መግለፂ ሓዘን ክታም ኣንቢሮም። ንግስቲ ኤልሳቤጥ ካልአይቲ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ሓሙስ ላብዛ ዓለም ብሞት ምፍላየን…

ሓዱሽ ተመን ዋጋ ሲሚንቶ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)እናወሰኸ ዝመፅአ ወሰኽ ዋጋ ፍርያት ሲሚንቶ ንምስትኽኻል ሓዱሽ ተመን ዋጋ ምውፅኡ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ሚኒስቴር÷ እናወሰኸ ዝመፅአ ዋጋ ፍርያት ሲሚንቶ ንምስትኅኻል ፋብሪካታት መስተኻኸሊ ዋጋ ንኽገብራ ተሓቲተን…

ሽርሒታት ኢኮኖሚ ንምፍታሕ ኣብ ዘላቒ ስራሕቲ ትኹረት ምግባር ይግባእ – ሰብ ሞያ እቲ ዓውዲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ህይወት ዜጋታት ፅዕንቶ እናሕደሩ ዝቐፀሉ ሽርሒታት ቁጠባዊ ሃፍቲ ንምፍታሕ ኣብ ዘላቒ ስራሕቲ ትኹረት ምግባር ከምዝግባእ ሰብ ሞያ እቲ ዓውዲ ተዛሪቦም። ኣፍረይቲን ኣቕረብቲን ምስ ተጠቃሚ ብቐጥታ ኣብ ዝራኸቡሉ መገዲ ትኹረት ተገይሩሉ…

ኣብ ሞንጎ ህንዲን ኢትዮጵያ ዘሎ ፅቡቕ ምትእስሳር ክጠናኸር ከምዝግባእ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ህንዲን ኢትዮጵያ ዘሎ ፅቡቕ ምትእስሳርን ሓገዝን ዝበረታታዕ ስለዝኾነ ካብዚ ብዝሐሸ ብርኪ ክጠናኸር ከምዝግባእ ተሓቢሩ። ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዶክተር በለጠ ሞላ ምስ ኣምባሳደር ህንዲ ኣብ ኢትዮጵያ ሽሪ ሮበርት ሼትኪንቶንግ…

ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ምስ ኢንቨስትመንት ግሩፕ ሚድሮክ ብሓባር ንምስራሕ ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ምስ ኢንቨስትመንት ግሩፕ ሚድሮክ ብሓባር ንምስራሕ ስምምዕነት ተፈራሪሞም። እቲ ስምምዕነት ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚልን ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኢንቨስትመንት ግሩፕ ሚድሮክ ጀማል ኣሕመድ ፈሪሞምዎ። ወ/ሮ…

ብግዕዝይና ዝተመዝገበ ልዕሊ 700 ሚሊየን ብር ኣጊደ – ሚኒስቴር ፍትሒ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ብግዕዝይና ዝተመዝገበ ልዕሊ 700 ሚሊየን ብር ገንዘብ ምእጋዱ ሚኒስቴር ፍትሒ  ኣፍሊጡ። ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት ብግዕዝይና ዝተዘረፈ ገንዘብ፣ መሬት፣ ገዛን ተሸከርከርቲን ሓዊሱ ካልኦት ሃፍቲታት ተኸታቲሉ ከምዘምለሰ እቲ…