Fana: At a Speed of Life!

“ግብረ ራዕዲ ህወሓት ሕጻናት ናብ ኲናት ምእታዉ የተሓሳስበኒ” – ፕሮፌሰር ኣን ፊትዝ ጀራልድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ሕፃናት ናብ ኲናት እናእተወ ማሕበረሰብ ዓለም ብስቕታ ምሕላፉ ከምዘተሓሳስበን ፕሮፌሰር ኣን ፊትዝ ጀራልድ ገሊፀን። ፕሮፌሰር ኣን ፊትዝ ጀራልድ፥ ኣብ ካናዳ ተመራማሪት ዓለም ለኸ ጉዳያት ፀፅታን ኣብ ባልሲሊ ዲን ዓለም ለኸ…

ኣብ ታንዛኒያ ኣብ ማእሰርቲ ዝነበሩ ኢትዮጵያውያን ተፈቲሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ታንዛኒያ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ ዝነበሩ ኢትዮጵያውያን ካብ ማእሰርቲ ከምዝተፈትሑ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብታ ሃገር ኣፍሊጡ። እቶም ኢትዮጵያውያን ኣብዚ ሰሙን ካብ ማእሰርቲ ተፈቲሖም ብኣተሓባባራይነት እቲ ኤምባሲ ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ…

ድሕንነት መፈልፈሊ ሓይሊ ኒውክሌር ዛፖሪዢያ ከምዘተሓሳስቦም ፑቲን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሜር ፑቲን ምስ ፈረንሳይ መዘነኦም ኢማኑኤል ማክሮን ኣብ ጉዳይ ድሕንነት መፈልፈሊ ሓይሊ ኒውክሌር ዛፖሪዢያ ኣድሂቦም ዘቲዮም፡፡ ሩሲያ ኣብ ዛፖሪዢያ ዝተኸዘነ ጨረር ዘፈልፍል ሕፃብ ኒውክሌር ኣብ ልዕሊ ሰባት ከቢድ ጉድኣት…

ኣኼባ ሓበራዊ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮጵያን ኣልጄሪያን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣኼባ ሓበራዊ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮጵያን ኣልጄሪያን ኣብዚ ወርሒ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝካየድ ተገሊፁ። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ፌዴሪኢ ኣብ ኣልጄሪያ ኣብ ዝነበረን ዕላዊ ዑደት ስራሕ ምስ ሰብ መዚ እታ ሃገር ተዛቲየን። ቀፃሊ ዙር…

ኣገልግሎት ኤሌክትሮኒክስ መንግስቲ ብቴሌ ብር ንምኽፋል ዘኽእል ስርዓት ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክፍሊት ዘድልዮም ኣገልግሎት ኤሌክትሮኒክስ መንግስቲ ብቴሌ ብር ንምኽፋል ዘኽእል ስርዓት ተጀሚሩ። ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን፣ ኢትዮ ቴሌኮም፣ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ኦዲት ቦርድ ኣተሓሕዛ ሒሳብን ብኦንላይን ዝህቡ ኣገልግሎታት መንግስቲ ስርዓት…

ፋሲል ከነማ ንቡማሙሩ 3 ን 0 ስዒራታ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቅድመ መፃረዪ ፀወታ ኮንፌዴሬሽን ካፕ ኣፍሪካ ማጣሪያ ምስ ቡሩንዲያዊት ጋንታ ቡማሙሩ ዝተፃወተት ጋንታ ፋሲል ከነማ 3 ን ዐ ብዝኾነ ውፅኢት ተዓዊታ። ኣነብ ስታዲየም ባህርዳር ዝተኻየደ ፀወታ ኣለም ብርሃን ይግዛው፣ ፈቃዱ ኣለሙን ታፈሰ…

ልኡኽቶ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ተቐቢሎም ሰላም ህዝቢ ዝህውኹ ዝነበሩ 19 ኣባላት እቲ ጉጅለ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ልኡኽቶ ተቐቢሎም ኣብ ኣዲስ ኣበባን ከባቢኣን ሰላም ህዝቢ ዝህውኹ ዝነበሩ 19 ኣባላት እቲ ጉጅለ ብዝተገበረ ወፍሪ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። ፀላእቲ ንኣዲስ ኣበባ…

ንጥምር ጦር እናተገበረ ዘርከብ ሓገዝ ነቲ ሰራዊት ዓቕሚን ብርተዐን ፈጢሩ ኢዩ – ሜ/ ጄነራል ጥሩዬ ኣሰፌ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ግምባር ወሎ ንዝርከብ ጥምር ጦር እናተገበረ ዘርከብ ሓገዝ ነቲ ሰራዊት ዓቕሚን ብርተዐን ከምዝፈጠረሉ ሓላፊት ሎጂስቲክስ ግምባር ወሎ ሜጀር ጄነራል ጥሩዬ ኣሰፌ ገሊፀን። ምምሕዳር ዞባ ደቡብ ወሎ፥ ኣብ ግምባር እናተቓለሰ ንዝርከብ ጥምር ጦር…

ሓዱሽ ዓመት ኢትዮጵያውያን ዘጋጥሙዎም ፈተናታት ብሓድነት ዝሓልፉሉ ከምዝኸውን እምነትና ኢዩ – ኣምባሳደራት ዝተፈላለያ ሃገራት

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ዓመት ኢትዮጵያውያን ዘጋጥሙዎም ፈተናታት ብምሕላፍ ንሰላምን ልምዓትን ብሓድነት ዓመት ከምዝኸውን እምነት ከምዘለዎም ተቐማጥነቶም ኣዲስ ኣበባ ዝገበሩ ኣምባሳደራት ዝተፈላለያ ሃገራት ገሊፆም። እቶም ኣምባሳደራት ሓዱሽ ዓመት ኢትዮጵያ ምኽንያት…

ሃገር ናይ ምፍራስ ድሌት ፀላኢ ብምምካትና ኢትዮጵያ ተስፋ ዝህብ ሽቶታት ልምዓት ጋህዲ ትገብር ኣላ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ናይ ምፍራስ ድሌት ፀላኢ ብዝተዋደደ ቃልሲ ብምምካትና ኢትዮጵያ ተስፋ ዝህብ ሽቶታት ልምዓት ጋህዲ ትገብር ኣላ ክብሉ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም። ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ “መከታ” ኣብ ዝተብሃለ…