Fana: At a Speed of Life!

ኣትሌት ጎይተቶም ገብረስላሴ 300 ሺኸሕ ብር ሽልማት ተበርኪቱላ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ጎይተቶም ገብረስላሴ ካብ ጋንታ ኢትዮ ኤሌክትሪክ 300 ሺኸሕ ብር ሽልማት ተበርኪቱላ። ጋንታ ስፖርት ኢትዮ ኤሌክትሪክ÷ ኣብ ዝተፈላለዩ ውድድራት ልዑል ውፅኢት ንዘመዝገቡ ስፖርተኛታት መበረታትዒ ሽልማት ኣበርኪቱ። ኣብ ሆቴል ስካይ…

ክልል ደቡብ ንሰራዊት ምክልኻል ዝኸውን ልዕሊ 219 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ደቡብ ንሰራዊት ምክልኻል ዝኸውን ልዕሊ 219 ነጥቢ 1 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ዓይነት ገይሩ። ኣካቢ ኮሚቴ ምትእኽኻብ ሓገዝ ክልል ደቡብ ኣይ ስንታየሁ ወልደሚካኤል፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሃገር ዝኸፈቶ ኲናት ንምምካት መስዋእቲ…

ፀላእትና ዓሪፎም ዝቕመጡ ብኹሉ ዓውዲ ኣብ ብቕዓት ምርካብናን ክስዕሩና ከምዘይኽእሉ እንትፈልጡን ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፀላእትና ዓሪፎም ዝቕመጡ ብኹሉ ዓውዲ ኣብ ብቕዓት ከምንርከብ እንርድኡ፣ ብናውቲን ቴክኖሎጂን በሊፆም ክስዕሩና ከምዘይኽእሉ እንትፈልጡ ጥራሕ ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣጅመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒትር ፌዴሪኢን ላዕለዋይ ኣዛዚ ሓይሊታት ጦርን…

ናይ ዌልስ ልኡል ቻርለስ ንጉስ እንግሊዝ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ዌልስ ልኡል ቻርለስ ንጉስ እንግሊዝ ኮይኖም። እቶም ልኡል ሕልፈት ንግስቲ ኤልሳቤጥ 2ይቲ ስዒቡ መበል 40 ንጉስ እንግሊዝ ከምዝኾኑ ቢቢሲ ፀብፂቡ። ከይዲ ንግስና እታ ሃገር ምስተሳለጠ እቶም ልል ብዕሊ ንግስነኦም ተቐቢሎም መደረ ከስምዑ…

መንግስቲ ዓለም ለኸ ኮሚሽን ሰብ ሞያ ሰብኣዊ መሰላት ንኢትዮጵያ ኣምኪቶም ዘውፅኡዎ መግለፂ ቅሬትኡ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ዓለም ለኸ ኮሚሽን ሰብ ሞያ ሰብኣዊ መሰላት ንኢትዮጵያ ኣምኪቶም ዘውፅኡዎ መግለፂ ዝተሰመዖ ቅርታ ገሊፁ። ሚኒስቴር ጉዳያ ወፃኢ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ እቲ ኮሚሽን ህወሓት ንስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ብምጥሓስ ብዛዕባ ዝፈፀሞ ጎነፅ…

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዘምፀአን ኣውቶቡሳት የመርቕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዘምፀአን ሓደሽቲን ዘበናዊን ኣውቶቡሳት ኣብ መስቀል ኣደባባይ የመርቕ ኣሎ። ሎሚ መዓልቲ እናተኸበረ ዝርከብ መዓልቲ ኣገልጋላይነት ምኅንያት ብምግባር እተን ኣውቶብሳት ናብ ስራሕ ንምእታው ተሓሲቡ ኢዩ እቲ ስነ-ስርዓት…

ቀ/ሚ ኣቢይ ብሕልፈት እንግሊዛዊት ንግስቲ ኤልሳቤጥ ካልአይቲ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብሕልፈት እንግሊዛዊት ንግስቲ ኤልሳቤጥ ካልአይቲ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። ንግስቲ ኤልሳቤጥ ካልአይቲ፥ ትማሊ ካብዛ ዓለም ብሞ ከምዝተፈለያ ይፍለጥ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ…

መዓልቲ ኣገልጋላየነት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መዓልቲ ኣገልጋላየነት ኣብ መላእ ሃገር ሰናይ ተግባራት ብምስራሕ ይኽበር ኣሎ። እቲ መዓልቲ ምኽንያ ብምግባ፥ ላዕለዎት ኣመራርሓታት ሚኒስትራት ስራሕን ክእለትን፣ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ቱሪዝምን “ኣገልጋላይነት ካብይ ይጅምር” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ…

እቲ ምምሕዳር ከተማ ብኢድ ጥበበኛታት ዝስርሑ ስራሕቲ ኢደ ጥበብ የበረታትዕ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብኢድ ጥበበኛታት ዝስርሑ ስራሕቲ ኢደ ጥበብ ከምዘበረታትዕን ሓገዝ ከምዝገብርን ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እተን ከንቲባ ሓዊሱ ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ምምሕዳር ከተማ ኣፍረይቲን መፍረያይነትን ንምብርትታዕ ኣብ…

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሓዱሽ ዓመት ምኽንያት ብምግባር ንሰራዊት ምክለኻል ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሓዱሽ ዓመት ምኽንያት ብምግባር ዝተፈላለዩ ምግቢ ተንከፍን ክዳውንቲን ንሰራዊት ምክለኻል ሓገዝ ገይሩ። እቲ ሓገዝ 191 ሰንጋታት፣ 524 ኣባጊዕ፣ 287 ኩንታል ጥሕኒ፣ 151 ኩንታል ዳቦ ቖሎን 9 ሺሕን 949 ጫማን…