Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ፍትሓዊ ኣጠቓቕማ ሩባ ናይል ዘድሃበ ጉባኤ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፍትሓዊ ኣጠቓቕማ ሩባ ናይል ዘድሃበ ጉባኤ ተፋሰስቲ ሃገራት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ምክትል ቀዳማይ ሚኒትርን ሚነሲትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን፣ ተፋሰስቲ ሃገራትን ተወከልቲ ትካላት እቲ ዓውዲን፣ ኣብ ተፋሰስቲ…

ህወሓት ዳግም ኲናት ምኽፋቱ ኣብ ዝባን ህዝቢ ትግራይ ብምዃን ብምባል ዕድመ ስልጣኑ ንምንዋሕ ከምዝኾነ ምሩኻት ኣቃሊዖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዳግም ኲናት ምኽፋቱ ኣብ ዝባን ህዝቢ ትግራይ ብምዃን ብምባል ዕድመ ስልጣኑ ንምንዋሕ ከምዝኾነ ኢዶም ንጅግና ሰራዊት ምክልኻል ዝሃቡ ምሩኻት ኣቃሊዖም። እቶም ምሩኻት ከምዝሓሩዎ ህፃናት ትግራይ እንተይተረፈ ናብ ኲናት እናኣጎደ…

ጀርመን ወፃኢ ሓይሊ ንምንካይ ዝኸውን 65 ቢሊየን ዩሮ መትከሊ እግሪ ዕላዊ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጀርመን እናወሰኸ ዝመፅአ ወፃኢ ሓይሊ ንምንካይ ዝኸውን 65 ቢሊየን ዩሮ መትከሊ እግሪ ከምዝሰለዐት ኣፍሊጣ። ጀርመን እቲ ገንዘብ ዕላዊ ክትገብር ዝኸኣለት ኣውሮፓውያን ብምኽንያ ኲናት ሩሲያ ዩክሬን ምስ ዋሕዲ ቀረብ ሓይሊ እናተሃሰዩ ኣብ ዝርከቡሉ…

ብሄራዊ ማሕበር ቡን ኢትዮጵያ ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ማሕበር ቡን ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጣይሹ። እቲ ማሕበር ቅድሚ ሕዚ ዝተጣየሹ ሓሙሽተ ማሕበራት ብሓባር ከምዘጣየሹዎ ተሓቢሩ። ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ሻሂን ቡንን ኢትዮጵያ ዶክተር ኣዱኛ ደበላ ከምዝገለፁዎ፥ እቲ…

ዓወት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንህዝቢ ኢትዮጵያ ናይ ሓዱሽ ዓመት ህያብ ኢዩ – ኣይተ ኢሳያስ ጅራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ተዓዊታ ናብ ውድድር ፅዋዕ ቻን ምሕላፋ ንህዝቢ ኢትዮጵያ ናይ ሓዱሽ ዓመት ህያብ ኢዩ ክብሉ ፕሬዚዳንት ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ኣይተ ኢሳያስ ጅራ ገሊፆም። ንሃገራዊት ሩዋንዳ ብምስዓር ኣብ ታሪኻ ንሳልሳይ ግዘ ናብ ውድድር ቻን…

መርሃ ግብሪ “ኣዲስ ወግ” ‘ፈተና፣ ዓወት፣ ተስፋ’ ብዝብል ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ መወዳእታ ዓመተ 2014 መርሃ ግብሪ “ኣዲስ ወግ” ‘ፈተና፣ ዓወት፣ ተስፋ’ ብዝብል ርእሲ እቲ ዓመት ብምድህሳስ ይካየድ ኣሎ። ኣማኻሪ ድሕንነት ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን፣ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣደም ፋራህ ከምኡ እውን ሚኒስትር…

ኣብ ጭና ንፁሃን ዝተጨፈጨፉሉ 1ይ ዓመት ተዘኪሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ዞባ ሰሜን ጎንደር ወረዳ ጭና ንፁሃን ብግፍዒ ዝጨፍጨፈሉ 1ይ ዓመት ተዘኪሩ፡፡ ኣብቲ መዓልቲ ዝኽሪ÷ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቀል ከፋለ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ኣመራርሓታት ሰራዊት…

ንበዓል ዝኾኑ ጠለብ ፍርያታት ናብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ እናኣተዉ ከምዝኾኑ ምምሕዳር እታ ከተማ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝቕፅሉ በዓላት ምኽንያት ብምግባር ንበዓል ዝኾኑ ጠለብ ፍርያታት ናብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ እናኣተዉ ከምዝኾኑ ምምሕዳር እታ ከተማ ገሊፁ። ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ÷ ዝቕፅል በዓል ምኽንያት…

ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ኣብ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ሰላምን ፀጥታን ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ኣብ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ሰላምን ፀጥታን ዘድሃበ ዘተ ተሳሊጡ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ዘተ÷ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰን ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ እቲ ክልል፣ ኹለን ዞባታት፤ ምምሕዳር ከተማን ላዕለዎት…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ወረዳ ቆቦ ኣብ ልዕሊ ህፃዉንቲን ሽማግለታትን   ብከቢድ መሳርሒ ዝተሓገዘ መጥቃዕቲ ፈፂሙ – ግዳያት

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ወረዳ ቆቦ ኣብ ልዕሊ ህፃዉንቲን ሽማግለታትን   ብከቢድ መሳርሒ መጥቃዕቲ ከምዝፈፀመሎም በቲ ደብዳብ ጥቕዓት ዝበፅሖም ግዳያትን ስድርኦምን ገሊፆም። እቲ ግብረ ራዕዲ ንሰላም ዝተወሃቦ ዕድል ገዲፉ ኩናት ኣብ ዝኸፈተሎም ኣብ…