ዘፈር ባንኪ ንሰብሃፍቲ ወፃኢ ክፍቲ ምግባር ኣብ ዘፈር ባንኪ ዓብዪ ለውጢ ከምዘምፅእ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘፈር ባንኪ ንሰብ ሃፍቲ ወፃኢ ክፍቲ ምግባሩ ኣብ ዓውዲ ባንኪ ኢትዮጲያ ልዑል ለውጢ ዘምፅእ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡
ቤት ምኽሪ ሚኒስተራት ኣብ ዘካየዶ መበል 13 ስሩዕ ኣኼብኡ ዓውዲ ባንኪ ንሰብ ሃፍቲ ወፃኢ ክፉት ክኾን ንምግባር ኣብ ዝቐረበሉ ፖሊሲ…