ህወሓት ዝኸፈቶ ኲናት ብዓወት ንምዝዛም ብኹሉ ዓውዲ ብምውዳድ ምስራሕ ይግባእ- ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ብብሄርን ሃይማኖትን እንተይተኸፋፈሉ ብሓድነት ንህልውና ሃገሮም ክሰርሑ ከምዝግባእ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ገሊፆም።
ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ምስ ኣመራርሓታትን ሰራሕተኛታትን ሚኒስቴር ገንዘብን…