መራኸብቲ ሓፋሽ ሃይማኖት ሓበራዊ ክብሪ ንኽጠናኸርን ሓድነት ንኽድንፍዕን ዝፃወተኦ ግደ ዕዙዝ ከምዝኾነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት መራኸብቲ ሓፋሽ ሃይማኖት ሓበራዊ ክብሪ ንኽጠናኸርን ሓድነት ንኽድንፍዕን ዝፃወተኦ ግደ ዕዙዝ ከምዝኾነ በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ገሊፁ።
በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ምሽ ጉባኤ ትካላት ሃየማኖት ብምትሕብባር “መራኸብቲ ሓፋሽ ሃይማኖት…