Fana: At a Speed of Life!

1 ሺሕን 4 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 4 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት 13 ህፃናትን ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡ ተመለስቲ ግቡእ…

ኣብ ከተማ ሰመራ ውሕጅ ብዘስዐቦ ሓደጋ ህይት ሰለስተ ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ከተማ ሰመራ ውሕጅ ብዘስዐቦ ሓደጋ ህይት ሰለስተ ሰባት ምሕላፉ ፖሊስ ኣፍሊጡ። ኣዛዚ መምርሒ ፖሊስ እታ ከተማ ኮማንደር ቢልኢ ኣሕመድ ከምዝገለፁዎ፥ እቲ ሓደጋ ትማሊ ምሸት ሰዓት 10 ጀሚሩ ሩባ ሎጊያ ካብ ዓቐን ንላዕሊ መሊኡ ነቲ…

መምርሒ መፈፀሚ መልቀቒ ፈተና ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ፀዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መልቀቒ ፈተና ሃገራዊ ቅድመ ምረቓ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ብግቡእ ንምምራሕን ንምምሕዳርን ዝተሰናደአ መምርሒ መፈፀሚ ፈተና ፀዲቑ። ሚኒስቴር ትምህርቲ ከምዝሓበሮ፥ እቲ መምርሒ ኣብ ምድላው መልቀቒ ፈተና ክካተቱ ዝግበኦም ትሑት ሃገራዊ መምዘኒ…

ኣመራርሓታት ንቅልጡፍ ዕቤት ከተማታት ተዋዲዱ ንኽሰርሕ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩሎም ኣመራርሓታት ከተማ ንቅልጡፍ ዕቤት ከተማታት ብቆራፅነት፣ ተኣማንነትን ብምውዳድን ክሰርሑ ከምዝግባእ ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ገሊፁ። እቲ ሚኒስቴር፥ ምስ ኣመራርሓታት መንግስቲ ፌዴራል፣ መዳርግቲ ኣካላት፣ ከንቲባታ ከተማን ኣመራርሓታት…

ኣብ ዝሓለፈ በጀት ዓመት ልዕሊ 336 ቢሊየን ብር ተኣኪቡ – ሚኒስቴር እቶት

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም 336 ነጥቢ7 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም ኣፈፃፅማ ትልሙ ከምኡ፤ እውን ትልሚ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም ብምድሃብ፥ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ፣…

ፕሮጀክት መሳለጢ መገዲ ፑሽኪን ጎፋ መዞሪ ተነሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮጀክት መሳለጢ መገዲ ፑሽኪን ጎፋ መዞሪ ሎሚ መዓልቲ ተነሪቑ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ፥ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ፣ ምክትል ከንቲባ ጃንጥራር ኣባይን ኣፈፃሚ ጉዳይ ኤምባሲ መንግስቲ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር…

ሓምለዋይ ኣሰር ሓምለዋይ ባህሊ ብምፍጣር ዕዉት ኮይኑ ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኣርባዕተተኸታተልቲ ዓመታት  ኣብ ኢትዮጵያ እናተኻየደ ዝፀንሐ ወፍሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብታ ሃገር ሓምለዋይ ባህሊ ብምፍጣር ዕዉት ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምዝዛም ናይ ኣርባዕቲኡ ዓመታት መርሃ ግብሪ…

ኣብ ከተማ ሻሸመኔ ዘይሕጋዊ ገንዘብ ወፃኢ ሃገር ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሻሸመኔ ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተዘዋወረ ዝተረኸበ ገንዘብ ወፃኢ ሃገር ተታሒዙ። እቲ ገንዘብ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ሞያሌ ኣብ ትጓዓዝ ተሸከርካሪት ተሓቢኡ ከምዝተረኸበ መምርሒ ፖሊስ ከተማ ሻሽመኔ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ገሊፁ።…

ፕሬዚዳንት ማክሮን ፊንላንድን ስዊድንን ናብ ኔቶን ክፀምበራ ፈቒዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፊንላንድን ስዊድንን ናብ ኔቶ ንምፅምባፈር ዘቕረበኦ ሕቶ ልዕሊ 20 ብዝኾና ኣባላ ሃገራት ተቐባልነት ከምዝረኸበ ተገሊፁ። ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ንክልቲአን ሃገራት ኖርዲክ እወንታ ዝህብ ክታም ምንባሮም ይዝከር።…

ዘይተዛዘሙ ፕሮጀክትታት መስኖ ዛዚምካ ኣብ ረብሓ ምውዓል ትኹረት በጀት ሓዱሽ ዓመት ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ስራሕ ከይኣተዉ ዝፀንሑ ፕሮጀክትታት መስኖ ዛዚምካ ኣብ ረብሓ ምውዓል ትኹረት በጀት ሓዱሽ ዓመት ከምዝኾነ ሚኒስቴር መስኖን ቆላማ ከባብታትን ገሊፁ። እቲ ሚኒስቴር ትልሚ በጀት ዓመት 2014 ገምጋም ንበጀት ዓመት 2015 ድማ ሓባሪ ትልሚ ምስ ሰብ…