Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናፃ ዞባዊ ንግዲ ድሬዳዋ መሪቖም ከፊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንግዲ ሰደድን ኣታዊን ኢትዮጵያ ብልዑል ኩነታት የሳልጥ እዩ ዝተባህለ ናፃ ዞባዊ ንግዲ ድሬዳዋ ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ተመሪቑ ተኸፊቱ። እቲ ዞባዊ ንግዲ ንወደብ ጅቡቲ ብቀረባ ርሕቐት ዝርከብ ብምዃኑ ፍርያታት ኣታዊ ብቐጥታ ናብ ውሽጢ ዓዲ…

ኣብ ሕርሻ ወሰን ክልል ሶማሌ ዝተረኸበ ፍርያት ዘስድምም እዩ ቀ/ሚ ኣብይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሕርሻ ወሰን ክልል ሶማሌ ዝተረኸበ ፍርያት ኣዝዩ ዘስድምም እዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚንስተር ኣያ ኣሕመድ ገሊፆም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ ዞባ ፋፈን፤ ክልል ሶማሌ ብዘመናዊ መንገዲ እናፍረዮ ዘሎ ሕርሻ ስርናይ ኣድሂቦም ዑደት ገይሮም፡፡ እቲ…

ዕውትነት ሓምለዋይ ኣሰር ሃገርና ዝነኣድ ስራሕ ክትሰርሕ ከምእትኽእል ዓብዪ መርኣያ እዩ – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕውትነት ሓምለዋይ ኣሰር፤ ሃገርና ዝነኣድ ስራሕ ክትሰርሕ ከምእትኽእል ዓብዪ መርኣያ እዩ ክብል ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ፡፡ ፕሮጀክት ሓምለዋይ ኣሰር ብፍልፍል ሓሳብ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ 2011 ዓ.ም ብዕሊ እንትጅመር…

መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ፅፈት ብምድሃብ ተጠናኺሩ ክቕፅል እዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝቕፅሉ ዓመታት ኣብ ፅፈት ብምድሃብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ገሊፆም። ናይዚ ዓመት መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ሎሚ መዓልቲ ኣብ ድሬዳዋ ብዝተኻየደ መርሃ ግብሪ ተዛዚሙ። ኣብቲ መርሃ…

ሳልሳይ ዙር ምልኢት ማይ ግድብ ህዳሰ ብዓወት ምዝዛሙ ኢትዮጵያ ህንፀት እቲ ግድብ ኣይትዛዝምን ንዝብሉ ወገናት መልሲ ዝሃበ ኢዩ – መሓመድ ኣል ኣሩሲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳልሳይ ዙር ምልኢት ማይ ግድብ ህዳሰ ብዓወት ምዝዛሙ ኢትዮጵያ ህንፀት እቲ ግድብ ኣይትዛዝምን ንዝብሉ ወገናት መልሲ ዝሃበ ከምዝኾ ተኻታዒ ህንፀት ግድብ ኣባይ መሓመድ ኣል ኣሩሲ ገሊፆም። ኣል ኣሩሲ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበሮም…

ፕሮፌሰር ብርሃኑ ስራሕቲ ለውጢ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ዓፋር ተዓዚቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትምህርቲ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ ስራሕቲ ለውጢ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ዓፋር ተዓዚቦም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ወረዳ ጭፍራ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝዓነዉ ኣቢያተ ትምህርቲ ንምህናፅ እምነ ኹርናዕ ምሰንበሩ ኣብ ከተማ ሰመራ ኣብ ቢሮ ትምህርቲ እቲ…

ካልኣይ ተርባይን ሓይሊ ምፍልፋሉ እቲ ግድብ ናብ ሓዱሽ ምዕራፍ የሰጋግሮ – ቲቦር ናዥ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ካልኣይ ተርባይን ሓይሊ ምፍልፋል ምጅማሩ እቲ ግድብ ናብ ሓዱሽ ምዕራፍ ከምዘሰጋግሮ ነበር ሓጋዚ ጉዳያት ኣፍሪካ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ቲቦር ናዥ ገሊፆም። ግብፂ ኣብዚ ጉዳይ መግለፂ ክተውፅእ ከምትኽእል ዝገለፁ…

ሓይሊ ኣየር ንኢትዮጵያ ዝምጥን ምምሕያሽ ምግባሩ ኣሕጒሱና ኢዩ – ሓለፍቲ ፖለቲካ ፓርቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ንጥንካረ ኢትዮጵያ ዝምጥንን ኣብ ህዝቢ ስምዒት በዓል ዋና ዝፈጥር ምምሕያሽ ምግባሩ ምርኣዮም ከምዘጐሾም ሓለፍቲ ተናሓናሕቲ ፖለቲካ ፓርቲ ገሊፆም። ብኣመዓራራይነት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት…

1 ሺሕን 66 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 66 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…

ኣብ ኣውሮፓ ብዘጋጠመ ሓደጋ ድርቂ ወሓዝቲ ሩባታ የድርቕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣውሮፓ ብዘጋጠመ ሓደጋ ድርቂ ወሓዝቲ ሩባታ እናድረቑ፣ ዓሳታት እናሞቱን ዝራእቲ እናነቐፁን ከምዝኾኑ ኣሶሺየትድ ፕሬስ ፀብፂቡ። እቲ ፀብፃብ ኣብ ሓደ እዋን ውሕጅ ዝውሕዘሉ ቦታ ኣብዚ ሕዚ እዋን ዶሮናን ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ዝሞታ ዓሳታት ዝረአዩሉ…