ሶማሊያ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ስትራቴጂያዊ ምሕዝነት ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ – ፕሬዚዳንት ሶማሊያ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ታሕሳስ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሶማሊያ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ስትራቴጂያዊ ምሕዝነት ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ ክብሉ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ ማሕሙድ ገሊፆም።
እዋን ስረሖም ዝዛዘሙ በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሶሊያ ዓብዱልፈታህ ዓብዱላሂ ሓሰን ኣብ…