ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 1 ሺሕን 19 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Aug 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 19 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ተመለስቲ ግቡእ ሓገዝን ክንክንን ብምግባር ናብ ዝተሰናደአሎም ግዚያዊ መዕረፊ ክኸዱ ከምዝተገበረ…
ስፓርት ውድድር ሱፐር ሊግ ኣፍሪካ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Aug 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኮንፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኣፍሪካ ፓትሪስ ሞትሴፔ ምስ ፊፋ መዘነኦም ጂያኒ ኢንፋንቲኖ ብምዃን ውድድር ሱፐር ሊግ ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ገይሮም። እቲ ውድድር ዕላዊ ኣብ ዝኾነሉ እዋን ቀዳማይ ሚኒስትር ታንዛኒያ ቃሲም ማጃሊዋ ተረኺቦም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጋምቤላ ፀገማት ፀፅታ ንምፍታሕ ልዝብ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፀፅታ ክልል ጋምቤላ ኣብቲ ክልል ዝረአዩ ፀገማት ፀፅታ ንምፍታሕ ኣብ ዘኽእል ኩነታት ልዝብ ይካየድ ኣሎ። ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኡመድ ኡጁሉ÷ ውዳበ ቤት ምኽሪ ፀፅታን ታሐተዎት ኣቢያተ ምኅሪ ፀፅታን ብግቡእ ምጥንኻር ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምርምር ድሕንነት ሳይቨር ንምስላጥ ስምምዕነት ተፈሪሙ Gebremariam Weldegerima Aug 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምርምር ድሕንነት ሳይቨር ኢትዮጵያ ንምሕላው ኣብ ሞንጎ ምምሕዳር ድሕንነት መርበብ ሓበሬታን ሸሞንተ ዩኒቨርሲታት ኢትዮጵያን ስምምዕነት ተፈሪሙ፡፡ እቲ ስምምዕነት ክታም ጥራሕ ዘይኮነስ ኣብ ቀፃሊ ድሕንነት ሳይቨር ሃገር ብምሕላው ከምኡ እውን ወለዶ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስምምዕነት ልቓሕን ሓገዝን 165 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዶላር ተፈሪሙ Gebremariam Weldegerima Aug 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ስምምዕነት ልቓሕን ሓገዝን 165 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዶላር ተፈሪሙ። እቲ ስምምዕነት ምዕራቕ መሬት ብምንካይ መፍረያይነት ንመውሳኽ ዝውዕለ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ዝርከባ 170…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፊንላንድን ስዊድን ናብ ኔቶ ንኽፅምበራ ናብ ኣሜሪካ ተቐባልነት ረኺበን Gebremariam Weldegerima Aug 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካው ጆ ባይደን ፊንላንድን ስዊድን ናብ ትካል ቃል ኪዳን ጦር ሰሜን ኣትላንቲክ (ኔቶ) ንኽፅምበራ ኣብ ዘኽእሉ ፕሮቶኮላት ከምዝፈረሙ ተገሊፁ። እተን ሃገራ ናብቲ ትካል ንኽፅምበራ ካብ ሴናተራት ዴሞክራቲክን ሪፐብሊካንን ጥንኩር ሓገዝ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ታሕተዎት ትካላት ፋይናንስ ኣብ ዓውዲ ኢኮኖሚ ብፅሒቶም ንኽዋፅኡ ምዕሩይ ኩነታት ክተዓራረ ኢዩ -ብሄራዊ ባንኪ Gebremariam Weldegerima Aug 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ታሕተዎት ትካላት ፋይናንስ ኣብ ዓውዲ ኢኮኖሚ ብፅሒቶም ንኽዋፅኡ ኣብ ምግባር ትኹረት ገይሩ ከምዝሰርሕ ብሄራዊ ባንኪ ገሊፁ። ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፓሬት ፃንሒት ዝገበሩ ምክትል ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ሰለሞን ደስታ÷ ታሕተዎት ትካላት ፋይናንስ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኤክስፖ ቴክኖሎጂ ኣፍሪካ ኣብ ዝቕፅል ጳጉሜ ኣብ ኢትዮጵያ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Aug 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤክስፖ ቴክኖሎጂ ኣፍሪካ ካብ 2 ክሳብ 4 ጳጉሜ 2014 ዓ.ም ኣብ ኢትዮጵያ ከምዝካየድ ተገሊፁ። ጆርካ ኤቨንትስን ኤቲኤክን ብሓባር ዘሰናድእዎ እቲ ኤክስፖ÷ ኩባኒያታት ቴክኖሎጂ ኣፍሪካ፣ ኣውሮፓ፣ ኤስያንን ሰሜን ኣሜሪካን ክሳተፉሉ ኢዮም ተባሂሉ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓደጋ ውሕጅ ብምክልኻል ዝናብ ኣብ ዝሓፅሮም ከባቢታት ናብ ረብሓ ክውዕል ይግባእ – ዶ/ር ኢንጂነር ሃብታሙ ኢተፋ Gebremariam Weldegerima Aug 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓደጋ ውሕጅ ብምክልኻል ብፍላይ ሕፅረት ዝናብ ኣብ ዘለዎም ከባቢታት ናብ ረብሓ ክውዕሉ ምግባር ከምዝግባእ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ሃብታሙ ኢተፋ ገሊፆም። ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ኣብ ከይዲ ስራሕቲ ቅድመ መጠንቀቕታን ቅድመ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት “ኤፍ.ቢ.ኣይ” ኣብ መንበሪ ገዛ ትራምፕ ሃንደበታዊ ፍተሻ ከምዝገበረ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Aug 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ምርመራ ኣሜሪካ (ኤፍ ቢ ኣይ)ፍሎሪዳ ኣብ ዝርከብ መንበሪ ገዛ ነበር ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ሃንደበታዊ ፍተሻ ከምዝገበረ ተገሊፁ፡፡ ኣካላት ፍትሒ ክሳብ ሕዚ ነቲ ሃብደበታዊ ፍተሻ ኣመልኪቶም ዝሃቡዎ ርኢቶ የለን ተባሂሉ፡፡ እቲ…