ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ዓፋር ኮሚቴ ፀረ – ሙስና ተጣይሹ Gebremariam Weldegerima Jan 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣወል ኣርባ ሓሙሽተ ኣባላት ዘለዉዎ ኮሚቴ ፀረ - ሙስና ኣጣይሾም፡፡ ብመሰረት እዚ: - ወ/ሮ ፋጡማ መሓመድ - ሰብሳቢት ኣይተ ኢብራሂም ሁመድ - ኣባል ኣይተ ኣብዱ ሳሊሕ - ኣባል ኣይተ ኣሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ በዓል ልደት ሕፅረት ፍርያት ከየጋጥም ብምውዳድ እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝቕፅል በዓል ልደት ምኸርንያት ብምግባር ሕፅረት ቀረብ ፍርያት ከየጋጥም ብምውዳድ እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ቀረብ ፍርያት ኣድሂቡ ምስ ኮሚሽን ሕብረት ስራሕ ፌዴራል፣ ኮርፖሬሽን ሽኮርን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ሓዱሽ ዓመት ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ሲሶ ኢኮኖሚ ዓለም ኣብ ምውዳቕ ክፀንሕ ኢዩ – ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ Gebremariam Weldegerima Jan 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብቲ ተጀሚሩ ዘሎ ሓዱሽ ዓመት ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ሲሶ ኢኮኖሚ ዓለም ኣብ ምውዳቕ ከምዝፀንሕ ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይ ኤም ኤፍ) ኣጠንቂቑ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ትካል ክርስታሊና ጆርጂዬቫ÷ 2023 ካብ ዝተዛዘመ ዓመት ብዝበኣሰ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዘጋጠሙ ሃንደበታዊ ሓደጋታት ህይወት 4 ሰባት ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Jan 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ቀዳምን ሰንበትን ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዘጋጠሙ ሃንደበታዊ ሓደጋታት ህይወት 4 ሰባት ሓሊፉ። ኣብታ ከተማ ካብ ሞንጎ ዘጋጠሙ ሓደጋታት እቶም ኣርባዕተ ሓደጋታት ባርዕ ሓዊ እንትኾኑ÷ ዝተረፉ ድማ ካብ ባርዕ ሓዊ ወፃእ ከምዝኾኑ…
ስፓርት ሻምፒዮና ውድድር ኩዕሾ እግሪ ተምሃሮ ፓን ኣፍሪካኒዝም ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jan 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)2ይ ሻምፒዮና ውድድር ኩዕሾ እግሪ ተምሃሮ ፓን ኣፍሪካኒዝም ኣብ ከተማ ኣዳማ ምክያድ ጀሚሩ። ኣብ መጀመሪ መርሃ ግብሪ እቲ ሻምፒዮና ዝተረኸቡ ዋና ፀሓፊ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ባህሩ ጥላሁን÷ ሻምፒዮና ውድድር ኩዕሾ እግሪ ተምሃሮ ፓን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዳግም ናብ ሽረ እንዳስላሰ በረራ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jan 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ውዕሊ ሰላም ስዒቡ ናብ ሽረ እንዳስላሰ ዝገብሮ ዝነበረ በረራ ሎሚ መዓልቲ ዳግም ጀሚሩ። እቲ መገዲ ኣየር÷ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዓርቢ ካብ ኣዲስ ኣበባ መቐለ ዳግም ስሩዕ በረራ ምጅማሩ ዝዝከር ኢዩ፡፡ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ፈላማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕጋዊ ኣቑሑት ሽፋን ብምግባር ተሓኦም ዝኣተዉ ናውቲ ኤሌክትሮኒክስ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም Gebremariam Weldegerima Jan 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕጋዊ ኣቑሑት ሽፋን ብምግባር ተሓኦም ዝኣተዉ 100 ላፕቶፕ ኮምፒውተራት ሓዊሱ ካልኦት ናውቲ ኤሌክትሮኒክስ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም። ምክትል መካየዲ ስራሕ ዘፈር ተገዛኣይነት ሕጊ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ጉምሩኽ ሞጆ ኣይተ ፈረጃ ኣታላይ÷ ዴስክ ቶፕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክፍለ ከተማ የካ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ልዕሊ 50 ሚሊየን ብር ዝግመት ንብረት ዓንዩ Gebremariam Weldegerima Jan 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክፍለ ከተማ የካ ወረዳ 5 ዕዳጋ ሸላ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ልዕሊ 50 ሚሊየን ብር ዝግመት ንብረት ከምዝዓነወ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ባርዕ ሓዊን ስግኣት ሓደጋን ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። በዓል ሞያ ርክብ ህዝቢ እቲ ኮሚሽን ንጋቱ ማሞ ንፋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሕቡእ እናተጓዓዓዘ ዝነበረ ኮኬን ተታሒዙ Gebremariam Weldegerima Jan 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሕቡእ እናተጓዓዓዘ ዝነበረ 108 ብመልክዕ ሕሩጭን ክኒንን ዝተሰናደአ ኮኬን ዝተብሃለ መዕወኒ ሓሽሽ ተታሒዙ። እቲ ኮኬን ትራንስፖርት ህዝቢ ብምጥቃም ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ሑመራ ብሻንጣ ተሓቢኡ እንትጓዝ ከምዝተትሓዘ ተገሊፁ። ብዘይሕጋውያን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ወታደራዊ ሓይሊ ሱዳን ኣብታ ሃገር ዘለዎ ከይዲ ፖለቲካ ንምውፃእ ቆራፅ ከምዝኾነ ኣልቡርሃን ኣረጋጊፆም Gebremariam Weldegerima Jan 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቦ መንበር ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሽግግር ሱዳን ኣብዱልፈታህ ኣልቡርሃን ወታደራዊ ሓይሊ ሱዳን ኣብታ ሃገር ዘለዎ ከይዲ ፖለቲካ ንምውፃእ ቆራፅ ከምዝኾነ ኣረጋጊፆም፡፡ ኣል ቡርሃን እዚ ዝበሉ÷ መበል 67 ዓመት በዓል ናፅነት ሱዳን ምኽንያት ብምግባር…