ኣብ ሰሜን ክፋል ኢትዮጵያ ብኲናት ዝተጎድኡ ዜጋታት ካልኣይ ዙር ሰብኣዊ ሓገዝ ይቐርብ ኣሎ – ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜን ክፋል ኢትዮጵያ ብኲናት ዝተጎድኡ ዜጋታት ካልኣይ ዙር ሰብኣዊ ሓገዝ እናቐረበ ምዃኑ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኢትዮጵያ ገሊፁ።
ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ኣምባሳደር ሽፈራው ተክለማርያም ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ ኣብ ክልላት ትግራይ፣…