ስፓርት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ ምሸት ክጅምር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Aug 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ድሕሪ ናይ ኣዋርሕ ዕረፍቲ ሎሚ መዓልቲ ምሸት ክጅምር ኢዩ። እቲ ሊግ ሎሚ መዓልቲ እንትጅምር÷ ምሸት ሰዓት ኣርባዕተ ጋንታ ክሪስታል ፓላስ ምስ ጋንታ ኣርሰናል ኣብ ስታዲዮም ሼልስት ፓርክ ክራኸባ ኢየን፡፡ ኣብ ፈላማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተቛሪፁ ዝነበረ በረራ ከተማ ማኒላ ከምዝቐፀለ መገዲአ የር ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Aug 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ማእኸል ንግዲን ፋይናንስን ፊሊፒንስ ናብ ዝኾነት ከተማ ማኒላ ኣቋሪፁዎ ዝነበረ በረራ ከምዝቐፀለ ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ናብ ከተማ ማኒላ ዝግበር በረራ ኣብ ሰሙን ሰለስተ መዓልቲ ኮይኑ ከምዝቐፀለ ካብቲ መገዲ ኣየር ዝረኸብናዮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ ንበጀት ዓመት 2015 ልዕሊ 3 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ንኽኸውን ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima Aug 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ ኣብ ዘካየዶ 6ይ ዙር 1ይ ዓመት ስሩዕ ጉባኤ ንበጀት ዓመት 2015 ዓ.ም 3 ቢሊየን 405 ሚሊየን 105 ሺሕ ብር ንኽኸውን ኣፅዲቑ። ምክትል ሓላፊ ቢሮ ገንዘብን ምትሕብባር ኢኮኖሚን ኣብዱልባሲጥ ኣቡበከር÷ ካብቲ ዝተትሓዘ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 1 ሺሕን 41 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Aug 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 41 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት 37 ህፃናትን እንትኾኑ፥ 859 ደቂ ተብዕትዮን 145…
Uncategorized ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ዝበረታታዕ ኣፈፃፅማ ወፃኢ ንግዲን ወሰኽ ቀጥተኛ ናይ ወፃኢ ፍሰት መዋእለ ንዋይን ተራኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima Aug 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ዝበረታታዕ ኣፈፃፅማ ወፃኢ ንግዲን ወሰኽ ቀጥተኛ ናይ ወፃኢ ፍሰት መዋእለ ንዋይን ከምዝተራእየ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር÷ ኮሚቴ ማክሮ ኢኮኖሚ ሎሚ መዓልቲ ስብሰብኡ ከምዘካየደ ኣብ ማሕበራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ 90 ሚኢታዊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ፍልፍላ ካብ ፅሩይን ሓምለዋይን ፍልፍለታ ሓይሊ ዝተረኸበ ኢዩ – ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ Gebremariam Weldegerima Aug 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ 90 ሚኢታዊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ፍልፍላ ካብ ፅሩይን ሓምለዋይን ፍልፍለታ ሓይሊ ዝተረኸበ ከምዝኾነ ሚኒሰስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ገሊፆም። መድረኽ ተበግሶ ንብረት ኣየር ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ፡፡ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶክተር መሳይ ሃይሉ ምስ ተወካሊ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Aug 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ዳይሬክተር ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕረተሰብ ኢትዮጵያ ዶክተር መሳይ ሃይሉ ምስ ተወካሊ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ዶክተር ቦውሬማ ሳምቦ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ሞንጎ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕረተሰብ ኢትዮጵያን ውድብ ጥዕና ዓለምን ዘሎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ን11 ሆስፒታላት ልዕሊ 9 ሚሊየን ብር ግምት ዘለዎም መሳርሒታት ላብራቶሪ ሓገዝ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Aug 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮግራም ስቴት ግሎባል ዋን ሄልዝ ኦሃዮ ኣብ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን ብምኽንያትኲናት ጉድኣት ዝበፅሖም 11 ሆስፒታላት ዝውዕል ልዕሊ 9 ሚሊየን ብር ዝግመት መሳርሒታት ላብራቶሪ ሓገዝ ተገይሩ። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣብቲ ስነ-ስርዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከይዲ ምኽክር ብዓወት ንኽዛዘም ማሕበረሰብ ንግዲ ሓገዝ ንኽገብር ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Aug 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከይዲ ምኽክር ኢትዮጵያ ብዘይ ዝኾነ ይኹን ኢድ ኣእታውነት ወፃኢ ብዓወት ንኽዛዘም ማሕበረሰብ ንግዲ ኣድላዪ ሓገዝ ንኽገብር ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ፃውዒት ኣቕሪቡ። ኣካቢ እቲ ኮሚሽን ፕሮፌሰር መስፍን ኣርዓያ÷ ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያን ሲ ዲ ሲ ቻይናን ብሓባር ንምስራሕ ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሞም Gebremariam Weldegerima Aug 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ሓምለ 27፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያን ማእኸል መቆፃፀሪን መከላኸሊን ሕማማት ቻይና (ሲ ዲ ሲ)ን ብሓድነት ተሓባቢርካ ንምስራሕ ኣብ ዘኽእሎም ሰነድ ሰምምዕነት ተፈራሪሞም። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተሾመ ቶጋ ኣብቲ ስነ-ስርዓት ኣብ ዝገበርዎ…