ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ መበል 53 ስሩዕ ኣኼባኡ ዘመሓላለፎም ሽዱሽተ ዋና ዋና ውሳነታት Gebremariam Weldegerima Mar 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዘካየዶ መበል 53 ስሩዕ ኣኼባ ሽዱሽተ ዋና ዋና ውሳነታት ኣመሓላሊፉ፡፡ ውሳነታት ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት፡- ምጥያሽ ዩኒቨርሲቲ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ መደመር፦ ኣብቲ ዓውዲ መናእሰይ ንምስልጣንን ምሁራን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓወት ዓድዋ ካብ ኢትዮጵያውያን ሓሊፉ ንመላእ ፀለምቲ ህዝቢታት ዘኹረዐ ኢዩ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ Gebremariam Weldegerima Mar 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓወት ዓድዋ ካብ ኢትዮጵያውያን ሓሊፉ ንመላእ ፀለምቲ ህዝቢታት ዘኹረዐ ታሪኻዊ ዓወት ኢዩ ኢሎም ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፡፡ መበል 130 በዓል ዓወት ዓድዋ "ካብ ዘኹርዕ ታሪኽ ናብ ብሩህ ኣድማስ" ብዝብል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጀጋኑ ዓድዋ እዚ ሓዱሽ ዘበን ብምዃን ጭቡጥ ናይ ለውጢ ኣብነት ክንከውን ኢና – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima Mar 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ጀጋኑ ዓድዋ እዚ ሓዱሽ ዘበን ብምዃን ጭቡጥ ናይ ለውጢ ኣብነት ክንከውን ኢና። መበል 130 በዓል ዓወት ዓድዋ "ካብ ዘኹርዕ ታሪኽ ናብ ብሩህ ኣድማስ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓድዋ ብጅግንነትን ኣይብዳህን ምባሉን ህያው ኮይኑ ዝነብር ስንቂ ዓወት ኢዩ – ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) Gebremariam Weldegerima Mar 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓድዋ ብጅግንነትን ኣይብዳህን ምባሉን ህያው ኮይኑ ዝነብር ስንቂ ዓወት ኢዩ ኢለን ሚኒስትር ምክልኻል ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር)፡፡ መበል 130 በዓል ዓወት ዓድዋ "ካብ ዘኹርዕ ታሪኽ ናብ ብሩህ ኣድማስ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ጎቦታት ዓድዋ ክሳብ ጉባ፤ ዓድዋ ብልክዑ እንትዝከር! Gebremariam Weldegerima Mar 2, 2026 0 ካብ ጎቦታት ዓድዋ ክሳብ ጉባ፤ ዓድዋ ብልክዑ እንትዝከር! ዓወት ዓድዋ ናይ ጦር ሜዳ ዓወት ጥራሕ ዘይኮነ፤ ኢትዮጵያ ናይ ባዕላ ዕድል ባዕላ ከምትውስን ንዓለም ዝኣወጀበትሉ ኣዋጅ ነይሩ። መስዋእትነቶም እንዝክሮ ብናይ ትማሊ ግርማ ብምንባር ጥራሕ ዘይኮነ፣ ናይ ሎሚ ኣሰርና ብምንባር ኢዩ። ብመንፈስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 130 በዓል ዓወት ዓድዋ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 130 በዓል ዓወት ዓድዋ “ካብ ዘኹርዕ ታሪኽ ናብ ብሩህ ኣድማስ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ መዘከሪ ዓወት ዓድዋ ይኽበር ኣሎ። ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ታዬ ኣፅቀ ስላሴን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን እቲ በዓል ምኽንያት ብምግባር ኣብ እግሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓድዋ ብሕብረት ዝተሰለፉ ጀጋኑ ዓወት ዝሓፈሱሉ ተምሳሌት ፅኑዕ መንፈስን ብራኸን ኢዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima Mar 1, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ መበል 130 ዓመት በዓል ዓወት ዓድዋ ኣመልኪቶም መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም÷ ዓወት ዓድዋ ኣኽሊል ዓወት ፀለምቲ ህዝቢታት፤ ኩሎም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) በዓል ዓወት ዓድዋ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Mar 1, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) መበል 130 ዓመት በዓል ዓወት ዓድዋ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ዘመሓላለፉዎ ሙሉእ መልእኽቲ ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ፡- እንኳዕ ንመበል…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ንሕልፈት መንፈሳዊ መራሒ ኢራን ዘቃለዐ ዞባዊን ወታደራዊን ጎንፂ ማእኸላይ ምብራቕ… Gebremariam Weldegerima Mar 1, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መንፈሳዊ መራሒ ኢራን ኣያቶላህ ዓሊ ኻሚኒ ንሕልፈት ዘቃለዐ ዞባዊን ወታደራዊን ጎንፂ ማእኸላይ ምብራቕ ተጠናኺሩ ቀፂሉ ኣሎ፡፡ ኣብ ዝሓለፉ መዓልቲታት ኣብ ሞንጎ እስራኤል፣ ኣሜሪካን ኢራንን ከም ብሓዱሽ ዝደገሰ ወታደራዊ ጎንፂ ዞባ ማእኸላይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ኣዘርባጃን ዝገበሩዎ ዑደትን ሓደሽቲ ምሕዝነታትን… Gebremariam Weldegerima Mar 1, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ኣብ ኣዘርባጃን ዝገበሩዎ ዕላዊ ዑደት ኢትዮጵያ ሓደሽቲ ምትሕብባራትን ምሕዝነታትን ንምጥንኻር ከምትሰርሕ ዘርኢ ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ሚኒስትር፤ ቀዳማይ…