ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት እስራኤል ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 25, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት እስራኤል ኣይዛክ ኤርዞግ ተዛቲዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ ሎሚ መዓልቲ ንዕላዊ ዑደት ናብ ኢትዮጵያ ዝመፅኡ ፕሬዝዳንት እስራኤል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብልዕሊ 2 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ወፃኢ 21 ሓደሽቲ ከተማታት ገፀር ተጠቀምቲ ኤሌክትሪክ ምግባር… Gebremariam Weldegerima Feb 25, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ልዕሊ 2 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ወፃኢ 21 ሓደሽቲ ከተማታት ገፀርን መንደራትን ተጠቀምቲ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ዝገብር ፕሮጀክት እናተዛዘመ ይርከብ ኢሉ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ፡፡ ፈፃሚ ስራሕ ኮሙኒኬሽን እቲ ኣገልግሎት ኣንዋር…
ቢዝነስ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ንሃገራዊ ልምዓት… Gebremariam Weldegerima Feb 25, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣብ ኢትዮጵያ ዕድል ስራሕ ኣብ ምፍጣርን ሃገራዊ ልምዓት ኣብ ምሕጋዝን ዘበርክቶ ኣስተዋፅኦ እናዓበየ መፂኡ ኢሉ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ። እቲ ኮርፖሬሽን ብመንግስቲን ብውልቀ ሰብ ሃፍቲን ዝለምዑ ፍሉያት ዘቦታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት እስራኤል ኣይዛክ ኤርዞግ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 25, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት እስራኤል ኣይዛክ ኤርዞግ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፈፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ኣቀባብላ ገይሮምሎም። እቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ሓምለዋይ ኢኮኖሚ ንምህናፅ ኩለመዳይ ስራሕቲ ትትግብር ኣላ Gebremariam Weldegerima Feb 24, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ሓምለዋይ ኢኮኖሚ ንምህናፅ ኩለመዳይ ስራሕቲ ትትግብር ኣላ ኢሉ ሚኒስቴር ሕርሻ፡፡ ትካል ምግቢ ሕርሻን ዓለም (ፋኦ) ዘሰናደኦ ሕርሻን ልምዓት ደኒን ብምውዳድ መፍረያይነትን ኣብ ምዕባይ ትኹረት ዝገበረ መድረኽ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዘከሪ ሙዚየም ኔልሰን ማንዴላ ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima Feb 24, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ነበር ፕሬዚዳንት ደቡብ ኣፍሪካን ተቓላሳይ ፀረ ኣፖርታይድን ኔልሰን ማንዴላ ኣብ ዝሰልጠኑሉ ቀፅሪ ህፁፅ ደገፍ ፖሊስ ፌዴራል ኮልፌ ዝተሰየመ መዘከሪ ሙዚየም ተመሪቑ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምረቓ፤ ኮሚሽነር ጄኔራል ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደመላሽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንመበል 65 ዓመት በዓል ምስረታ ፍሉይ ወፍሪታት ኣስተዋፅኦ ንዘበርከቱ ኣካላት ኣፍልጦ ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima Feb 24, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ንመበል 65 ዓመት በዓል ምስረታ ፍሉይ ወፍሪታት ሰራዊት ምክልኻል ብዓወት ተኸቢሩ ንኽዛዘም ኣስተዋፅኦ ንዘበርከቱ ኣካላት መርሃ ግብሪ ምስጋናን ኣፍልጦን ተኻይዱ። ኣዛዚ ፍሉይ ወፍሪታት ሌተናል ጄነራል ሹማ ኣብደታ ኣብቲ እዋን ከምዝበሉዎ፥ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ሓበራዊ ክፍፍል ኣታዊ 71 ነጥቢ 33 ቢሊየን ብር ንክልላት ተመሓላሊፉ – ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር Gebremariam Weldegerima Feb 23, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2018 ኣብ ዝሓለፉ ሸውዓተ ኣዋርሕ ካብ ክፍፍል ሓበራዊ ኣታዊታት 71 ነጥቢ 33 ቢሊየን ብር ንክልላት ተመሓላሊፉ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር፡፡ ብሚኒስቴር እቶትን ሚኒስቴር መዓድንን እናተተግበረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ስዑድ ዓረብን ርክበን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ዘትየን Gebremariam Weldegerima Feb 23, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ስዑድ ዓረብ ዋሊድ ኣልኬሬጅ ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ነዊሕ ዘበናት ዘቑፀረ ጥንኩር ርክብ ክልቲአን ሃገራት ብዝበለፀ ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያት…
ስፓርት ቼልሲን በርንሌይን ማዕረ ተፈላሊየን Gebremariam Weldegerima Feb 21, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መብ 27 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ቼልሲን በርንሌይን 1 ማዕረ ተፈላሊየን፡፡ ናይ ቼልሲ ሸቶ ጇኦ ፔድሮ ቅድሚ ዕረፍቲ እንተመዝግባ፤ ፍሌሚንግ ድማ ንበርንሌይ ማዕረ ዝገበረት ሸቶ ኣብ መወዳእታ ደቓይቕ ኣመዝጊቡዋ፡፡ ኣብ ካሊእ…