ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ 106 ናይ ቀበሌ ኣባይቲ ንዓቕመ ደካማ ነበርቲ ኣረኪበን Gebremariam Weldegerima Dec 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክ/ከተማ ልደታ ጠዋሪን ደጋፊን ንዘይብሎም ዓቕመ ደካማታት፣ ንጉዱኣት ኣካል፣ ንሰብ ውዕለታ ሃገርን ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ንዝርከቡን ነበርቲ እታ ከተማ 106 ናይ ቀበሌ ኣባይቲ ኣረኪበን። እተን ከንቲባ ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብ ሞያ ኪነ ጥበብ ሓድነት ዘጠናኽሩ ያታታት ክሕንፅፁ ይግባእ – ሙኣዘ ጥበባት ዲያቆን ዳንኤል ክብረት Gebremariam Weldegerima Dec 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰብ ሞያ ኪነ ጥበብ ብብሄራዊ ረብሓ ዘይደራደርን ዜጋ ንምፍጣርን ሓድነት ዘጠናኽሩ ያታታት ክሕንፅፁ ይግባእ ኢሎም ኣማኻሪ ማሕበራዊ ጉዳይ ቀዳማይ ሚኒስትር ሙኣዘ ጥበባት ዲያቆን ዳንኤል ክብረት፡፡ ኣብ ልምዓት ኪነ ጥበብን ፈጠራ ኪነ ጥበብን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣርበባዕተ በዓል 4 ደብሪ መፍረዪ ህንፃታት ብሴፍቲኔት ተሓቑፎም ንዝነበሩ ነበርቲ ኣረኪበን Gebremariam Weldegerima Dec 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣርበባዕተ በዓል 4 ደብሪ መፍረዪን መሸጢን ህንፃታት ብሴፍቲኔት ተሓቑፎም ንዝነበሩ ነበርቲ ኣረኪበን፡፡ ከንቲባ ኣዳነች ኣብቲ እዋን ከምዝበለኦ÷ ኣብታ ከተማ እናተተግበሩ ካብ ሞንጎ ዝርከቡ ዜሮ ሸቶ…
ስፓርት ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ ኣርባዕተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Dec 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 16 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ ኣርባዕተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም፡፡ ምሸት ሰዓት 12 ቼልሲ ኣብ ስታምፎርድ ብሪጅ ንኤቨርተን እንትተተኣናግድ÷ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ ናይ ዘይምስዓር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘተኣተማምን ስርዓት ፋይናንስ ምህናፅ ዘኽእል ኢንስቲትዩት… Gebremariam Weldegerima Dec 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መርሃ ግብሪ መጀመሪ ስራሕ ኢንስቲትዩት ዝተመስከረሎም ሰብ ሞያ ሒሳብ ኢትዮጵያ ተኻይዱ፡፡ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ኣብቲ እዋን ከምዝበሉዎ÷ ምጅማር ስራሕ እቲ ኢንስቲትዩት ዘበናዊን ዘተኣማምንን ስርዓት ፋይናንስንት ብምህናፅ ንሓፈሻዊ ዕቤት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናብ ትካል ንግዲ ዓለም ንምፅምባር ኣብ ሸውዓተ ኣዋርሕ ዝተወገኑ ድርድራት ታሪኽ ዝቐየሩ ኢዮም – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን Gebremariam Weldegerima Dec 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ናብ ትካል ንግዲ ዓለም ንምፅምባር ኣብ ሸውዓተ ኣዋርሕ ዝተወገኑ ድርድራት ታሪኽ ዝቐየሩ ኢዮም ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፡፡ “ንኢትዮጵያ ብንግዲ ብምትእስሳር ናብ ዝለዓለ ደረጃ ምስግጋር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ከይዲ ኣባልነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተወገኑ ስራሕቲ ልምዓት እታ ከተማ ውቅብቲን ምቹውቲን ገይሩዋ – ኣርቲስት ኦሞ ሳንጋሬ Gebremariam Weldegerima Dec 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓለም ለኸ ተፈላጥነት ዘትረፈት ማላዊት ኣርቲስት ኦሞ ሳንጋሬ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝወገኑ ስራሕቲ ልምዓት ተዘዋዊራ ተመልኪታ፡፡ ኣርቲስት ኦሞ ሳንጋሬ ተዓዋቲት ሽልማት ግራሚ ኣዋርድ፣ ተኻታዒት መሰል ደቂ ኣንስትዮ ኣፍሪካን ዓለም ለኸ ኣፍልጦ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓብዪ ክብሪ ይቅርታን ሓድነትን ጊፋታ ዓለም ለኻዊ ኣፍልጦ ረኺቡ – ኣይተ ኣደም ፋራህ Gebremariam Weldegerima Dec 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ ዓብዪ ክብሪ ይቅርታን ሓድነትን ጊፋታ ዓለም ለኻዊ ኣፍልጦ ረኺቡ ኢሎም፡፡ በዓል መለወጢ ዘበን ብሄር ወላይታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ኣብ ከተማ መቐለ ህንፀት መፅረዪ ርስሓት ኣጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Dec 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ መቐለ ልዕሊ 2 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ወፃኢ ዝስራሕ ህንፀት መፅረዪ ርስሓት ኣጀሚሩ፡፡ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር)ን ፕሬዚዳንት ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሌተናል ጄነራል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወለዶ ብስነምግባር ብምህናፅ ካብ ግዕዝይና ነፃ ዜጋ ክንፈጥር ይግባእ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima Dec 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ወለዶ ብስነምግባር ብምህናፅ ካብ ግዕዝይና ዝፀረየ ዜጋ ክንፈጥር ብትኹረት ክንሰርሕ ይግባእ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፡፡ መበል 22 ዓለም ለኸ መዓልቲ ፀረ ግዕዝይና ብዝተፈላለዩ መረሃ ግብሪታት ይኽበር ኣሎ፡፡…