መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ህብረ ብሄራዊ ሓድነት ኢትዮጵያ ዘጠናኽር ኢዩ – ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ህብረ ብሄራዊ ሓድነት ኢትዮጵያ ዘጠናኽር ኢዩ ኢሎም፡፡
ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከተማ ሓቆፍ መርሃ ግብሪ መዛዘሚ መበል 20 መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን…