Fana: At a Speed of Life!

983 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 983 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት 14 ህፃናትን 969 ደቂ ተብዕትዮን ከምዝኾኑ ካብ ሚኒስቴር ደቂ…

ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ሚኒስትር ምትሕብባር ልምዓት ዴንማርክ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ፌዴሪኢ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ሚኒስትር ምትሕብባር ልምዓት ዴንማርክ ፍሊሚንግ ሞለር ሞርቴንሰን ተዛቲዮም። ኣብቲ እዋን ዘተ ዝፀንሐ ምሕዝነት ልምዓት ኢትዮጵያን ዴንማርክን ዘልዐሉ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ፥ ኣብቲ እዋን ጎንፂ እታ ሃገር…

ኣብ ኢትዮጵያ ቁፅሪ ተጠቀምቲ ኢንተርኔት 29 ነጥቢ 83 ሚሊየን ከምዝበፅሐ መፅናዕቲ ኣመልኪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ቁፅሪ ተጠቀምቲ ኢንተርኔት 29 ነጥቢ 83 ሚሊየን ከምዝበፅሐን ቅልጣፈ ተጠቀምቲ ርክብ መርበብ ሓበሬታ እማወሰኸ ምምፅኡን ኣብዚ ሰሙን ዝተኻየደ ሓደ መፅናዕቲ ኣመልኪቱ። ቁፅ ህዝቢ ኢትዮጵያ 119 ነጥቢ 3 ሚሊየን ገይሩ ዝተሰርሐ…

ሰብኣዊ ሓገዝ ዝሓዛ 16 ናይ ፅዕነት ተሽከርከርቲ ናብ መቐለ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብኣዊ ሓገዝ ዝሓዛ 16 ናይ ፅዕነት ተሽከርከርቲ ናብ መቐለ ከምዝኣተዋ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣፍሊጡ። ኣብዚ ሒዝናዮ ዘለና ሰሙን ናብ መቐለ ካብ ሞንጎ ዝበፅሓ ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና 16 ተሽከርከርቲ ብተወሳኺ፥ ካልኦት 64 ተሸከርከርቲ…

ኣብ ወርሒ ጉንበት ኣብ መብዛሕትኡ ከባቢታት ኢትዮጵያ ካብ ቀሊል ክሳብ ከቢድ ዝናብ ትፅቢት ይግበር

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዝናብ ወሃብቲ ገፅታታት ሜትሮሎጂ ወርሒ ጉንበት ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እታ ሃገር ኣንፃራዊ ጥንካረኦም ሒዞም ከምዝቕፅሉ ኢንስቲትዩት ሜትሮሎጂ ኢትዮጵያ ገሊፁ። ነዚ ስዒቡ ድማ መብዛሕትኡ ከባቢታት ኢትዮጵያ ካብ ቀሊል ክሳብ ከቢድ ዝናብ ትፅቢት…

ዝተፈላለዩ ትካላት ቴሌኮም ንምቕራብን ንምክፍፋልን ምስ ኢትዮ ቴሌኮም ስምምዕነት ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ትካላት ፍርያትን ኣገልግሎትን ቴሌኮም ንምቕራብን ንምክፍፋልን ምስ ኢትዮ ቴሌኮም ብሓባር ንምስራሕ ስምምዕነት ተፈራሪሞም። ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ኣብ 509 ናይ ባዕሉ ማእኸላት መሸጢ ከምኡ እውን 134 ማእኸል ወኪላት መሸጢ…

ኢትዮ ቴሌኮም ሓምሻይ ትውልዲ ሞባይል ኔትዎርክ (5ጂ) ሰኑይ ከመርቕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ዓለም ናይ መወዳእታ ዝኾነ ኣገልግሎት ሓምሻይ ትውልዲ ሞባይል ኔትዎርክ (5ጂ) ተግባራዊ ከምዝገብር ኣፍሊጡ። ነዚ ድማ ኣድላዪ ምድላው ከምዝዛመ ገሊፁ፡፡ እቲ ኩባኒያ ኣብ ዓለም ናይ መወዳእታ ዝኾነ ሓምሻይ ትውልዲ ሞባይል…

ሶማሊያ ኣብ ዝመፅ ወርሒ 15 ሰነ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ክተካይድ ኣያ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሶማሊያንነዊሕ እዋን ዝተናውሐ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ኣብ ዝመፅ ወርሒ 15 ሰነ ከምተካይድ ኣፍሊጣ። ፓርላማ ሶማሊያ ሎሚ መዓልቲ ከምዝሓበሮ፥ ብሃንቀውታ ትፅቢት እናተገበረ ዝነበረ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ኣብ መፋርቕ ወርሒ ሰነ ዝካየድ እንትኸውን፤ ካብ…

ሆስፒታል ኤካ ኮተቤ ትማሊ ንፈለማ እዋን ብዘይተሓካሚ ኮቪድ-19 ሓዲሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንክልተ ዓመታት ኮቪድ-19 ዝተረኸቦም ሕሙማት ተቐቢሉ እናሓከመ ዝፀንሐ ሆስፒታል ኤካ ኮተቤ ትማሊ ናይ መወዳእታ ተሓካሚኡ ናብ ገዝኡ ብምፍናው ንፈለማ እዋን ብዘይተሓካሚ ኮቪድ-19 ሓዲሩ። እቲ ቫይረስ ናብ ኢትዮጵያ ካብ ዝኣቱ ንደሓር ንዝሓለፉ…

ትካላት ምርምር ኣብ ዲፕሎማሲ ማይን ምርድዳእን ብምስራሕ ረብሓ ኢትዮጵያ ክሕልዉ ይግባእ – ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት ምርምር ኣብ ዲፕሎማሲ ማይን ምርድዳእን ብምስራሕ ረብሓ ኢትዮጵያ ኣብ ምሕላው ግአዶም ክዋፅኡ ከምዝግባእ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ሃብታሙ ኢተፋ ገሊፆም። ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ኣብ ጉዳይ ማይ፣ ዲፕሎማሲ ማይን…