ህወሓት ናብ ትግራይ ዝኣቱ ሰብኣዊ ሓገዝ ሙሉእ ብሙሉእ ኣጊዱ ኢዩ – ኣምባሳደር ታየ ኣፅቀስላሴ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ክልል ዓፋር ብዝኸፈቶ መጥቃዕቲ ልዕሊ 200 ሺሕ ሰባት ከምዝተመዛበሉ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት በዓል ሙሉእ ልኡኽ ኣምባሳደር ታየ ኣፅቀስላሴ ገሊፆም።
እቲ ጉጅለ ዘስካሕኽሕ መጥቃዕቲ ዝፈፀመሎም ከባቢታት…