ልዑል ገንዘብ ታክስ ንኽተርፍ ብምግባር 3 ነጥቢ 7 ሚሊየን ብር ብላዕ እናተቐበሉ ዝነበሩ ሰራሕተኛታት ሚኒስቴር እቶት ተታሒዞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ጨንፈር ኣቢያተ ፅሕፈት ሚኒስቴር እቶት ክፍፀሙ ዝነበሩ ገበን ግዕዝይና ኢድ ብኢድ ከምዝተትሓዙ ሚኒስትር እቶት ኣይተ ላቀ ኣያሌው ዛሪቦም።
ኣብ ዝሓለፉ ኣዋርሕ ናይ ሕሶት ደረሰይ ጥራሕ እናሸጡ ሃፍቲ ሃገር ናብ ጅበኦም ናእተዉ ዝነበሩ 63 ትካላት…