ኣብ ከተማ ኣዳማ እናተኻደ ዝነበረ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 6 ኣዋርሕ መንግስቲ ክልል ኦሮሚያ ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዝሓለፉ ሰለስተ መዓልትታት ኣብ ከተማ ኣዳማ እናተኻየደ ዝነበረ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 6 ኣዋርሕ ዉድብ ፓርቲ ብልፅግና ክልል ኦሮሚያ ተዛዚሙ፡፡
ኣብቲ ገምጋም ፓርቲ ብልፅግና ክልል ኦሮሚያ፤ ክልል መንግስቲን ስራሕቲ ህንፀትን ብምትንታን ዓበይቲ…