ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቻይና ካብ ኢትዮጵያ ተእትዎ መጠን ፍርያት ቡን ብ196 ሚኢታዊ ዓቢዩ Gebremariam Weldegerima Jan 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ካብ ኢትዮጵያ ተእትዎ መጠን ፍርያት ቡን ብ196 ሚኢታዊ ዓቢዩ። ትማሊ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተሸመ ቶጋ ዝተሳተፉሉ ሰሚናር ተኻይዱ። እቲ ሰሚናር በቐንዱ ኣብ ዝሓለፈ ናይ ፈረንጂ ዓመት ዝተኻየደ ፎረም ምትሕብባር ቻይና-ኣፍሪካ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቻይና ዝኾነ ይኹን ዓይነት ቴክኖሎጂ ካብ ወፃኢ እንተየእተወት ዝሰርሐተን ኣውሮፕላን ኣብዚ ዓመት ንመሸጣ ክተቕርብ ኢያ Gebremariam Weldegerima Jan 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ዝኾነ ይኹን ዓይነት ቴክኖሎጂ ካብ ወፃኢ እንተየእተወት ዝሰርሐተን ሲ 919 ዝተብሃላ ኣውሮፕላናት መገዲ ኣብዚ ዓመት ንመሸጣ ከምተቕርብ ኣፍሊጣ። ምክትል ዋና መካየዲ ስራሕ መቐመጢኡ ሻንጋይ ናይ ዝገበረ ኮርፖሬሽን ንግዲ ኣውሮፕላን ቻይና ው…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውሳነታት ራብዓይ ቤት ምኽሪ ሚነሲትራት Gebremariam Weldegerima Jan 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኅሪ ሚኒትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ 4ይ ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ተዛቲዩ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ካብ ዘመሓላለፎም ውሳነታት ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቦም ኣለዉ፡- እቲ ቤት ምኽሪ ብቀዳምነት ዝተዛተየ ኣወዳድባ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ እንስሳ ናብ ሰብ ዝመሓላለፉ ሕማማት ንምክልኻል እናተሰርሐ ከምዝኾነ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ እንስሳ ናብ ሰብ ዝመሓላለፉ ሕማማት ንምክልኻል ሚኒስቴር ጥዕናን ሚኒስቴር ሕርሻን ብሓባር እናሰርሑ ከምዝኾኑ ገሊፆም። ብብርኪ ዓለም ን6ይ ግዘ፤ ብብርኪ ሃገር ድማ ን4ይ ግዘ ዝኽበር ናይ ሎሚ ዘበን በዓል መዓልቲ ጥዕና (One Health Day)…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንሰለስተ መዓልቲ ዝፀንሕ ፌስቲቫል ባህሊ ካብ ዝቕፅል ሰንበት ጀሚሩ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jan 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ ዝቕፅል ሰንበት ጀሚሩ ንሰለስተ መዓልቲ ዝፀንሕን 300 ሺሕ ሰባት ክሳተፉሉ ኢዮም ተባሂሉ ትፅቢት ዝግበረሉን ፌስቲቫል ባህሊ ክካየድ ኢዩ። ሓላፊት ቢሮ ባህሊ፣ ኪነ-ጥበባትን ቱሪዝምን ኣዲስ ኣበባ ዶክተር ሂሩት ካሳው፥ መበል 13…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ፣ ግብፅን ሱዳንን ንሰላም፣ ምትሕብባር፣ ሓቢርካ ምንባርን ልምዓትን ህዝቦም ክሰርሑ ዝግበአሉ እዋን ሕዚ ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Jan 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ፣ ግብፅን ሱዳንን ንሰላም፣ ምትሕብባር፣ ሓቢርካ ምንባርን ልምዓትን ህዝቦም ክሰርሑ ዝግበአሉ እዋን ሕዚ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኣመልኪቶም ኣብ ዘውፅኡዎ መግለፂ፥ እቲ ግድብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 35 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያዱ ኢትዮጵያ ሰላም ኣይኮነትን ዝብል ሓሳብ ፀላኢ ካብ መሰረቱ ዝነቅል ኢዩ –… Gebremariam Weldegerima Jan 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝካየድ መበል 35 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያዱ ኢትዮጵያ ሰላም ኣይኮነትን ዝብል ሓሳብ ፀላኢ ካብ መሰረቱ ዝነቅል ከምዝኾነ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ገሊፆም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ጥምቀት ኣብ ሃገርና ብድሙቕ ምኽባሩ ግጉያት ፀብፃባት ገለ መራኸብቲ ሓፋሽ ምዕራባውያን ዘቃለዐ ከምዝኾነ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ጥምቀት ኣብ ሃገርና ብድሙቕ ምኽባሩ ግጉያት ፀብፃባት ገለ መራኸብቲ ሓፋሽ ምዕራባውያን ዘጋልፅን ሓቂ ኢትዮጵያ ንዓለም ብዝግባእ ዘርኣየ እዩ ክብሉ በዓል ጥምቀት ኣብ ኢራንቡቲ ዘኽበሩ ዳያስፖራታት ተዛሪቦም። ኣብ ኣሜሪካን ካናዳን ንንውሕ ዝበሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መሰረተ ልምዓታት ኤሌክትሪክ ዝፍፀሙ ስርቂታት ኣብ ኣወሃህባ ኣገልግሎት ኣሉታዊ ፅዕንቶ እናሕደሩ ይርከቡ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Jan 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መሰረተ ልምዓታት ኤሌክትሪክ ዝፍፀሙ ስርቂታት ኣብ ኣወሃህባ ኣገልግሎት ኣሉታዊ ፅዕንቶ እናሕደሩ ከምዝርከቡ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ኣገልግሎት ሕጊ እቲ ኣገልግሎት ኣይ ኣበበ ተስፋይ፥ ኣብ መሰረተ ልምዓታት ኤሌክትሪክ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ደቡብ ንክልል ሶማሌ15 ሚሊየን ብር ጥረ ገንዘብን 5 ሚሊየን ብር ዝግመት ዓይነትን ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Jan 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ደቡብ ንክልል ሶማሌ15 ሚሊየን ብር ጥረ ገንዘብን 5 ሚሊየን ብር ዝግመት ዓይነትን ሓገዝ ገይሩ። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳው፥ እቲ ሓገዝ ዘጋጠመ ድርቂ ካብ እንስሳት ሓሊፉ ንሰብ እውን እናጎድአ ስለዝኾነን ብሓሳብ ይኹን…