ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 43 ኣኼባ ኮሚቴ ቀዋሚ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪካ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jan 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 43 ኣኼባ ኮሚቴ ቀዋሚ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ። እቲ ኣኼባ “ምህናፅ ዓቕሚ ስርዓተ ምግቢ፣ ልምዓት ሃፍቲ ሰብ፣ ኢኮኖሚን ማሕባበራዊን ልምዓት ምቅልጣፍ ኣህጉር ኣፍሪካ” ብዝብል ሕብረት ኣፍሪካ ብዘሰናደኦ መሪሕ ቃል ኣኼባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ መተግበሪ ኽትትል ዝንባለ ዲጂታል ድርቅን ኣገልግሎት ትንበያን ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jan 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መተግበሪ ኽትትል ዝንባለ ዲጂታል ድርቅን ኣገልግሎት ትንበያን ይካየድ ኣሎ። ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ መጠን ኣመፃፅኣ ዝናብ፤ ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ፃንሒትን ፈነወን ዝህልዎ ፅዕንቶ ንምንካይ ዝኽእል ምርምራት እናሰርሐ ፀኒሑ እዩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረት ኢኮኖሚ ኣውሮፓን ኤስያን ኢትዮጵያ ቀንዲ ናይ ንግዲ መሓዛና ኢያ ኢሉ Gebremariam Weldegerima Jan 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኢኮኖሚ ኣውሮፓን ኤስያን ኢትዮጵያን ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2022 ምትሕብባሮም ብዝበለፀ ንምድንፋዕ ኣብ ዝኽእሉሉ ትልሚ ኣድሂቦም ተዛቲዮም። ዳይሬክተር መምርሒ ኮሚሽን ጥምረት ልምዓት ኣውሮፓን ኢኮኖሚ እስያን ዝኾኑ ጎሃር ናርሴግያን ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳ ናብ ጂግጂጋ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Jan 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳው ሓዊሱ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ጥላሁን ከበደን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ክልልን ናብ ጂግጂጋ ኣቲዮም። እቲ ብርእሰ መምሕዳር ዝተመርሐ ልኡኅ ኣብ ክልል ሶማሌ ብድርቂ ዝተጎድኡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፌስቡክ ገፅ ኮርፖሬት ሚዲያን ኮሙዩኑኬሽንን ዋልታ ፀገም ቴክኒክ ከምዘጋጠሞ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Jan 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌስቡክ ገፅ ኮርፖሬት ሚዲያን ኮሙዩኑኬሽንን ዋልታ ፀገም ቴክኒክ ከምዘጋጠሞ ኣፍሊጡ። እቲ ትካል ሚዲያ፥ “ሕጋዊፌስቡክ ገፅ waltainfo.com ንግዚኡ ፀገም ቴክኒክ ስለዘጋጠመና ካብዚ ሕዚ ሰዓት ጀሚሩ ዘጋጠመ ፀገም ቴክኒክ ንምፍታሕ ፃዕሪ እናገበረ…
Uncategorized በዓል ጥምቀትብሰላም ከምዝተዛዘመ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Jan 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ብተኸተልቲ እምነት ክርስትና ዝተኸበረ በዓል ጥምቀት ብሰላም ከምዝተዛዘመ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። በቢዓመቱ 11 ጥሪ ዝኽበር በዓል ጥምቀት፥ እቲ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ምስ ሕብረተሰብ ተዋዲዱ ብምስርሑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ጥምቀት ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ብድምቀት ተኸቢሩ ውዒሉ Gebremariam Weldegerima Jan 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ጥምቀት ብመላእ ተኸተልቲ እምነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኢትዮጵያ ብድምቀት ተኸቢሩ ውዒሉ። ኣብዚ ሕዚ እዋን ድማ ታቦታት ካብ ጥምቀተ ባሕሪ ነናብ መንበሪ ኣድባራቶም ብዝማሬን ዓጀባን ብኽብሪ እናተፋነዉ ይርከቡ። እቲ በዓል ጃን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሶማሊላንድ ሙሴቢሂ ኣብዲ ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ሃዋሳ ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Jan 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሶማሊላንድ ሙሴቢሂ ኣብዲ ስራሕቲ ምንቅስቓስ ፓርክ ኢንዱስትሪ ሃዋሳ ተዓዚቦም። ርእሰ መምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታሌዳሞ፣ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ፣ ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን፣ ኮሚሽነር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሰላምን ማዕርነትን ኣወንታዊ ግደ ዘለዎም ባህላዊን ሃይማኖታዊን ክብሪታት ተጠናኺሮም ክቕፅሉ ይግባእ – ኣይተ ቀጀላ መርዳሳ Gebremariam Weldegerima Jan 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሰላምን ማዕርነትን ከምኡ እውን ንሕነታውነት ኣወንታዊ ግደ ዘለዎም ባህላዊን ሃይማኖታዊን ክብሪታት ተጠናኺሮም ክቕፅሉ ከምዝግባእ ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ፌዴሪኢ ኣይተ ቀጀላ መርዳሳ ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ጃንሜዳ ኣብ ምኽባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሶማሊላንድ ሙሴቢሂ ኣብዲ ናብ ሃዋሳ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Jan 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፕሬዚዳንት ሶማሊላንድ ሙሴቢሂ ኣብዲ ዝተመርሐ ልኡኽ ናብ ከተማ ሃዋሳ ኣቲዩ። እቲ ልኡኽ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ምዕርፎ ነፈርቲ ሃዋሳ እንትበፅሕ ርእሰ መምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታሌዳሞ፣ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ፣ ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት…